ባንዳታት ብትንሳኤ ኤርትራ ይስምብዱ ፣ ኤርትራዉነት እንዳሓደረ ይኹላዕ 12-7-2024
Ойын-сауық
ሰላም ደቂ ኤረይ እንቋዕ ዳሓን መጻኹም ባንዳታት ብትንሳኤ ኤርትራ ይስምብዱ ፣ ኤርትራዉነት እንዳሓደረ ይኹላዕ ። ከሙኡዉን ሓደስቲ ምዕባለታት ሃገርናን ከባቢናን ። @ Alna walta hager @ Miki Tv @ Brake show @ Tigray Media Network @ Solo Mdia ...
Пікірлер: 118
Great analysis! Thanks
ወዲ ጣባ ብጣዕሚ መሃሪ ንልቢ ዘለዎ ካብ ጊጋይ ተማሃሩ ኩሉ እቲ መስርሕ በይናይ መገዲ ጀሚሩ በየናይ ይጭርሽ ኩሉ ሓቢርካና እሞ የሕዋት ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዘለኩም ናብ ልብኩም ክትምለሱ ምእንቲ እታ የዋህ ኤርትራዊት ኣዴኩም ማህጸና ይባረክ ይልምነኩም። ትቓዋም ምስ መን ምስ የሕዋትካ ኣቦታትካ ዓድካ ዘንደዱ። ንሱዉእ ምእንቲ ስለዛ ሃገር ዝተሰውኤ ማህጸን ኣደ ኤርትራዊት ይምከን ማህጸን ኣደ ትግራወተይቲ ይሰስን ዝብሉ በየናይ ምስኡ ንስለ ረብሕኡ ትቃለስ። ነጻነት ኤርትራ ንዘይኣምን ኤርትራ ንክትዝከር ዘስገድግዶ፥ ማዓልቲ ነጻነት ዘይእምን ወዘተ... ዝብል ውዱብ ኪድ ነቦካ ኣዴካ ቅተሎ ሕረዶ ዝብሉ ብከመይ ትቃለሱ ክበርህ ኣይተካእለን እሞ ወዲ ጣባ ኣጆካ ከይተሓለልካ ምክርካ ቀጽል ነዞም እንዳሰማዕና ዝጸመምና ናብ ልብና ምለሰና። ሙሉእ ጥዕናን ዓወትን ንዓካን ብጾትካን።
ወዲጣባ በርታ አንቂ መካሪ ነክ በርታ ውድቀት ለባንዳ ድል ለኤርትራ
Merhaba Tabino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
To see my people happy I don't have any word to say ❤❤❤❤❤
wedi taba i really like you asli wedi Asmara . i like how respectful, calm, knowledgeable, funny you are . keep up the good work
ወዲ ጣባ ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ
ጽቡቕ መደብ ሃናጽን መሃርን ዘዕግብ ኣገላልጻ ♥️🇪🇷ቡሱል ዓቢ መምህር 🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷🪻🙏🌹🇪🇷💯🇪🇷🌿🇪🇷
selam🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️💪💪
Wedi Taba goyta this classical music remind me the early days of the 70th. Thank you
Yohana hezbi eritrean enqa hagosena!
ነመስግነካ ወዲ ጣባ ሓወይ🙏🙏🙏 ኣምባሳደር ሃገሩ ክብሪ ንዓኻ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
ወዲ ጣባ ጽቡቕ ስራሕ ነቶም ዝጻቡኡኻ ኽኣ ከበር ኣይትግበረሎም ተጋዳላይ ነበር ኣንጻር ሃገራውነት ኤርትራ ዝኻይድ ግን ገደሉ ይጽደፍ
🇪🇷❤️😍🙏
Asey Deki EREI 💪🏾🇪🇷 BINI 🇪🇷💪🦁🚴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🚴🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🚴💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Merhabah.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Wonderful Analist....🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Welcome welcome
ጣቢኖ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ከጽሎ ኣዝማሪኖ ፡ሑጉሳት ኢና ብኣካ
ሓበን ኤርትራ ቢኒ❤❤❤❤❤
Good job keep it 👍
🥦🥦🥦🥦🥦🥦🥦🥦🥦🥦🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Tabino forsa ሰባት አንታይ ይብሉ ብዘየገድስ qexil wedi Erey 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
Yes
Merhaba tabino viva deki erey forsa forsa
Grazie sempre maestro 🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Absolutely 💯 very much so ! I thanks God for letting me to see this day , a day Eritrea and Eritreans to witness what they/we can do as people and most importantly to see the subservient cliques in Adwa deafened miserably. Yes I am Happy weditsabino
🙏🙏🙏🙏🙏
SEDAO means Società Eletrica Del Africa Orientale
Wooow behaki Selihom aemuro Wedi taba ketselo tsebuk tentena menelisi aegziabhier aemuroka ykfeto bro👍
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤yed yes yesssss
Btamy zidinek Tintanie! Shukren Wedy Taba❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
Bella Bella wedi Tsabino
ተቃሪጹ ጸኒሑ ሕጂ ጽቡቅ መጺካ አለካ ድምጽካ
Tabino. Your microphone is every sensitive so when you beat your table is a little beat disturbing. Sorry just an advice. Thanks 👍👍👍
9🇪🇷❤💪
Always best Wedi Taba thank u
We respect and honor our heroes 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿love you wedi tabs good job
@regatbesrat8897
23 күн бұрын
እዚ ባንዴራ ተጠቂምዮ ዘለኻ ናይ Azerbaijan ባንዴራ እዩ ልክዕ ባንዴራ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
amazing analysis weditaba the way you are describing the life between villages and cities. i grew up in village i now the the life how. so the village people use fire wood for light to see around or craza. therefore when i hear those who are grew in village complained about electricity sometimes i wondering.
❤❤❤
Jigna Wedi Taba Jigna Wedi Eri 🇪🇷 ♥ Asmarino number one 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🍡🍡🍡🍡
I have special memoriy on that.
Yohana Wedi Taba Jigna Wedi Eri 🇪🇷 ♥ ❤ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ይበል ይበል ኣገላልጻ ጣቢኖ፡ ኣምበሳ፡ your analysis is so deep and wholistic, you are doing a great job Tabino, ,👏👏👏keep up the good work, 🇪🇷👍.
@brktiabraha2643
6 күн бұрын
Wedi ytaba you are our hero. Good job taking.
Never about electric thanks❤
yes his right taba please ignore them taba don t talk with them no one like you please
ጹቡቅ ገምጓም ወዲ ታባ
Welcome always
Mara mara ade keyneguhi aina nselam nzmrrrrrrr❤
Selam wedi taba 😂😂😂nabeyinom zemen ayu zelewom azom nategam 😂😂😂❤❤❤❤
Wedi taba znead fltet, very neic Job.
Viva solo 🎉🎉
اعلان حالة طوارئ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
kaba ka hizbi eritrea kabaka kalie eu zxibe bejaka bejaka bejaka
Khe.b lla musika tabinovinchiamo 1000 ani
አሚኮ ቅድሚ እቲ ዝበሎ ( ስ ሳ ታ ት ክፍለ ዘመን ምባሉ ካብ አስመራ ን መ ን ደፈራ ክንደይ ኪሎ መተር እዩ ኢልካ ባ ሕተተለይ ፡፡
keeeeppp it up wedi ጣባ, make unity and help each other.
Ache Wedi Eri jigna Wedi Taba Jigna 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💖💖♥️♥️👍👍👍💘💘💘👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
53:40 53:44 ❤❤❤
ቅድሚ ልደት ክርስቶስ 5500 ዓመት ጸኒሓ እዩ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Very Menafeqit clip do knbllla ! Kid kid Adka Tbleka
ወዲ ጣባ ካብ ተመኩሮ ባዕልኻ ነብስኻ ዝማሃርካን ዘማዕበልካን፡ ወትሩ ምስ ግዝየ ትቃደደም ትጉህ ሰብ ኢኻ። የቐንየልና።
mzrabka wedi taba zxlae aykonen bflay beza kbrti jgnan harbenan weladitkan adienan kiskoro zhabkayo melsi xbuk
Awet kara metabiytey eu aytemharen
wedi taba eziom dea tmhrti xelaetom endya akoxaxra zemen kiflezemen ametat history timeline kemey gerom kifeltwo 61 kiflezemen do elwa?
ወዲ ጣባ እዛ ናይ ምቕላዕ ፕሮግራም ትብላ በምስማዕ እዝንና መሪቱ ትገብራ እንድሕር ኮንካ ግበራ ዘይትገብራ እንድሕር ኮንካ ድማ ንእዝንና ሕዘነልና
kdmi lidete kirstos 5500 ametat kemzgeberet eza alemna yhber wedi taba
ገመል ይምርሽ እቶም አክላብ ይንብሕ ገደፎም
ወያኔ ተጋሩስ ን ኤርትራዊ ከደናግሩ ክዕስቡ ምርኣይ ልዕሊዚ ዘግሂ የለን። ወያኔ እዚ ዑሙት ህዝቢ ትግራይሲ ሰውራ ኤርትራ ዓይኑ ከፊቱ ቃልሲ ን መሰል ዝማሃሮስ መምሃራን ኮይኖም ክመጹ እሞ ብከብዶም ዝሽይጡ ኤርትራውያን ኣሰልፎም ቃልሲ ሳማንያ ዓመት ከፍሪሱ ምርኣይ ዘግሂ የለን።
N
አይትገደሰሎም ወዲ ጣባ ንዓካ ንሶሎ ሚድያ ርእስኩም ንምድናን ዝግበር ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ይእዘቦ እዩ አይትገደሰሎም ሰራሕኩም ሃገራዊ እማምኩም ጥራይ ግበሩ አይትገደስሎም ህዝቢ መንፊት ሰለዝኮነ
ረሳዓዮም እዚኦም ጸዲፎም እዮም
ለባም ዘረባ
LEKBAT. DIASPORA !
Wedi taba adi quala buzuh muhur zelewo adi eyu kem abnet aytwsedo.
ኖኖኖኖኖ አይትጋገ ወዲ ጣባ ሃገር ሙሉእ አውራጃ ሙሉእ ላምባ ከስኪስና ከነቃጽሎ ኢና ዝበለ ሰራዊት ኤርትራ ክቃጸል አለዏ ዝበለ ከ እንታይ እዩ መልስካ ወዲ ጣባ ብዝከነ እቲ ዝተአማመን ብንጽህንኡ ጸገም የብሉን ብድድ ኢሉ ኤርትራ ከይዱ ህዝቡን ሃገሩን ስድርኡን ርእዩ ክመጽእ ጸገም የብሉን እቲ ገበን ዝገበረ ግን ኩሉ ግዜ ሸለብ ገለብ እንደበለ እዩ ዝአቱ ወላ እንተአተወ ሰለዚ ገበን ዝፈጸመ አብ ልእሊ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ናይ ኢዱ ክረክብ አለዏ ባሃለይ እየ
እነ ዝገርመኒ እዞም ምስ እትዮጵያ እዛ ታሪኻውት ጻልእት ኤርትራን ኤርትራውያን ብዝኾነ መንገዲ ምስራሕ ክድዓት እዩ። እዞም ብስም ተቃዎምት ዝስመዩ ከዳዓት ን ኤርትራስ ልዕሊ እቶም 20 ሽሕ ቀያሕትን ጸለምትን መንእሰያትና ደቂ ሓላል መሬት ንውሕስነት ሃገሪን ህዝብን ናጽኔትን ሰላምን ዝወደቁስ ን ኤርትራን ህዝባን ድሞክራስን ፍትሕን ደልዮም ማለት ድዩ። ዝገሪም እዩ። ካልእ ዝገርመኒ ባዓል ወዲ ጣባስ ከመይ እልኩም እኹም ተደናግርኩም ምስ ወያኔ ኣብ ሓደ ጠረበዛ ኮፍ እልኩም ማይ ትሰትዩ እቶም ኣብ ግንባር ባድሜን ዓልተናን ቡሬን ጾሮናን ዝወደቁ ይሕዋትኩም ቅጅል ኣይብለኩምን ድዮም ብናይመን ጥይት ግዲ እዮም ወድቆም። እንድዒ ኤርትራዊስ እንተከፊእዎስ ንገንዘብ ክብል ሃገሩን ህዝቡን ሕድሪ ስዋኣትን ሸይጡ ክነብር ኣለዎ ማለት ድዩ። ሃገራውነት ክጥዕመካ ትዕቅቦ ክኸፍኣካ መሳሪሒ ጸላእት ኮንካ ናብራኻ ተጣጥሕ።
ጂግና ሓየት ካብታ ሓላል መሬት መድሓንትኻ(Placenta)ዝተቀበረትላ ኢሪትራ ዝተወለድካላ pure geniun ከም ጽባ ወዲ ግርማይ ግርማ ኣልቢስካያ ወላዲት ኢርየ በዓል 9 ብሄር በዓል 2 ወደባት ማሳዋ ዓሰብ ላሎ ላሎ ወድባት ዓደይ ብሓርበኛ ነፍስሄር የማነ ግ/ሚካኤል የማነ ባርየያ ዝተቃነየላ ዘይምነው፡ብኹላም ጀጋኑ ኣርቲስቲ ኢሪትራውያ ብዘይ'ኣፋላይ ወዲ ተባዕታ / ግዋል ኣንስተይቲጥዑም ም'ኣዛ ፍቅሪ ህገር ዘይምኖ ዝተደርፈላ ህጂ ኣብዛ ሰዓት ወሰደ ቢኒ በዓልሰረ አንዳተብሃለ ኢሬ አንዳፈለጥክዮ አቲ ሕማመይ ስምዒተይ፡ሓጎሰይ፡ ዝተደርፈላ፡ብዓውታት ቢኒ tour de france 2024 ቀጠልያ ሕብሪ ኣልቢስዋ ሴማፎረ ኣስመረ ጎደነናናት ኣስመራ ቀጠልያ፡መብራህቲ አንዳብራሃ ምልክት ሕለፍ አንዳመልከታ ኢርትራዊ ጻዕዳ ፍሻለ ከምቲ ግንቦት 24 91 ጎደናት ኣስመራ ከም ቢተይ ዝዘልካላ ዝዓንደርካ ሂጂ አወን ደግምካዮ ደስ ክትብሉ ከምቲ ቢኒ ኣብ interview ኣብ tour de france ብተፈላለዩ ጋዜጠኛን ኣብ ዝተሓተተሉ ኣብ ዘርብ'ኡ ንፈጣሪ'ኡ፡ኣምላኽ ከም መኽፈት ዘቀደመላ ንኣምላ ካብ ምምስጋን ዘይጽግቦ ዘሎ ነታ ሃገሩ በረኸትኮይኑ ኣሎ ኦ ህዝቢ ኢርትራ ለበዋይ ዘሎ ክንትስ'አ ክንድቅስ ብጸሎትን ምስጋናን ከነቅድሞ ኣለና ድሕሪ ደጊም "ቅሰን"ወዲ አዛ ሓላል መሬት ኢሪትራና ብሓምላይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ለቢሳ ትርከብ፡፡ኣንቱም ብጉግይ ዕላማ ኣብ፡ፈቀድ'ኡ ኣፍሪቃ ኢሮፓ ኣመሪካ፡ትነብሩ ዘለኹም ልብን ሳዕርን አዳሓደረ የቦቅል ወላዲት ሓገርኩም ትጽዋዓኩም ኣላ ንሕበር የቅረ ይቅረየበሃሃል ብሓደ ልቢ ሓደራ ኢሪትራ 80 ዓመት ብጸል'ቲ'ኣ ሃይለስስላሴ ደርጊ ወያነ አኩያት ዝተሳቅየትላ ደጊም ይ'ኣክል ፡ሕጂ አውን መፍቶ ጸላቲ ኣይንኹን ከም ጸባን ማይን ንሕበር፡ሕጂ ፡ኣምላኽ የሕግዘና ስለዘሎ ንሕበር ንሕበር ኣብ ልብና ንመለስ አዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኣንቺ መንቺ ቁያይቂ ገዲፍና ናይ ለባማት ብፍቅሪ ልብና ካብቲ ተሪር አሚኒ ኮይንዎ ዘሎ አታ ልብና ❤ናብ ፈኪስ ስጋ (ፍሌቶ) ንቀይራ ቀና'ኣናት ሓሳዳት ጠማዓት ቶጎሮ ልቦም ሓሶት ዝስንቆም ከም Hiv መድሃኒት ዘይተርኽቦም፡ባህ ከይብሎም ፡ኢሪትራዊ ተፋቀር ተፋቀር፡፡ኣብ❤ልብና ንመለስ፡ኣብ ነንሕድሕድና ጉድ'ኣት ደው የበል ኣብ❤ኹም ተመለሱ ኣብዚ ሰዓት ብሳላ መስዋ'አቲ ጀጋኑብጻይ ኣነ ክሓፍ ግምባሮም፡ዝሃቡ በጃ ዝኾኑየዕጽምቶም መንጋግ'ኣም ኗብ ፈቀዶ ኢሪትራ ፋሕ ዝበለ ሳላ መስዋ'ቲ ጀጋኑ ኢሪትራዊ ኣብ መሪቱ ጎደናትት ኣስመራ ብሓጎስ ክሰራሰር የርከብብኒ ቀጠልያ ኣብ ዓለም ብዓወቱ ኣልቢስዋ ድሕሪ ድጊም ኢሪትራ ህዝቢ ኢሪትራ አንክዋዕ ሓጎሰካ ሃገርና ናይ ቅርጽ ሲንጋፑር ክትሕዝ ትምርሽ ኣላ አዚ ዝኾነነሉ ድማ ብሳላ ኣምልኻ ስለዘሎ ክንትሰ'አ ክንድቅስ ሓሳብና ብማስግና ምስ ኣምላኽ የኹን ኣሜን፡
Ciao Tabino!🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼✊🏼✊🏼
No voice
ወዲ ጣባ ን ቀይሕ መስመር ዝሰገሩ ከዳዓት እንታይ እዩ ሰብ ቆጽርኩም ተልዕልዎም እዝኦም እኮ ፈዳእይን ጥራይ እዮም ከልዕልዎም ከዛሪብዎም ዘለዎም። እንታይ እና ንደናገር ለካምትና ዝኾነት ቀጠልያ መስተር ክድዓቶም እንዳ ኣምበልብሉ ተጨደሩ ግብሮምን ስረሖም እዩ ዘግድስ፡፡ ሕጅውን ደምበ ተቃውሞ ኣይትበልዎም ደምበ ወይጦት ደምበ ከዳዓት ክባሃሉ እዩ ዘለዎም ሓደ ሰብ ኣብ ደምበ ክድዓት እንተዘኩዱድ ኮይኑ ከዳዕ እዩ ኣብ ደምበ ሃገርን ህዝብን እንተ ኣክዲዱ ምስ ህዝቡን ሃገሩን ካኣ ጨለ ሃገራዊ እዩ ይተባባዕ ናብ ሓቂ ቦትኡ ስለዝኾነ።
ወዲ ጣባ ተቋዋማይ ነይርካ ገድፍካዮ ጽቡቅ ውሳኔ ድማ ኢዩ እንኳዕ ተመለስካ። ግን ደንበ ተቋውሞ ሕጂ እውን ከም ኣመሉ እንዳ ወደቀ እንዳተንሰአ ይቅጽል ኣሎ። እዚ ከም ህዝቢ ብኣሉታዊ መንገዲ ይጸልወና ኣሎ። ካብ ንህዝቢ ምምቅቃል ሓልፉ ዋላ ሓንቲ ካልእ ኣየፍርን ኣሎ። ከምዚ ናትካ ተረድእዎም ንክምለሱ ግዜ ክወስድ ኢዩ። እንታይ ይመስለካ እቲ ሶሉሽን?
ወያኔ ክንደይ ኤርትራውያን ሃሱሳት ብገንዘብ ገዝኦም እዮም። ክንደይ ኤርትራውያን ርእና እና ንገንዘብን ህቡብነትን ስልጣኒን ክብሉ ሃገሮም ህዝቦም ታሪኾም ሸይጦም ኣብ ጎኒ ወያኔ ተሰልፎም ህዝቦምን ሃገሮምን ከድሚዩ ተራእዮም ንገንዘብን ንምሾትን ከድዖም። ዝገሪም እዞም ሰባት ክሳብ ክንድዚ ድዮም ደናቁር ንቅሓት ዝጎድሎም፡፡
bejaka wedi taba mizanka aytewrdi
ዳምጼ የለን
ግርም ትንተና ወዲ ጣባ
kulu gze bzaeba awrajan wlkesebatn kitzareb gze aribka. kid mejemeria nbaelka mai chelot tehatsbka mitsae
❤❤❤
Yes