ብዘይ ኣልኮላዊ መስተ ዚመጽእ ምስባሕ ጸላም ከብዲ(non alcoholic fatty liver disease)

Пікірлер: 17

  • @TopTube-ey5uc
    @TopTube-ey5uc Жыл бұрын

    ዶክቶር የማነ ትምህርትኻ ብሉጽ ኣቃራርባኻ ቅርጡውን ውጽኢታውን፡ ካብ ኩሉ ከኣ ኣብ ኣምላኽ ዘለካ እምነት፡ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ኢልካ ክትቋጸር ከለኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትምስጠኒ። ኣምላኽ ጥዕናኻን ስድራኻን ፍልጠትካን ይባርኸልካ።

  • @naykafat6693
    @naykafat6693 Жыл бұрын

    Thanks doctor

  • @nohimini750
    @nohimini750 Жыл бұрын

    More appropriate Dr,Yemane 🙏🙏🙏🙏God bless you more and more

  • @helentesfamichael2147
    @helentesfamichael2147 Жыл бұрын

    Thanks Dr .yeman

  • @tesfayghebre2841
    @tesfayghebre2841 Жыл бұрын

    Tebks

  • @user-uq7dz1in9t
    @user-uq7dz1in9t Жыл бұрын

    ራሕቦት ን ጥዕና ብጣዕሚ ነመስግነካ ብእትገብሮ ኣስተምህሮ

  • @mbarelamanayhabar
    @mbarelamanayhabar Жыл бұрын

    ቅድሚ 2 ዓመት በዓልቲ ቤተይ ሕቶ ሓቲታትካ ንስካ ግና ዝኮነ መልሲ ኣይመለስካን፡ ንሱ ጥራይ ከይከውን ሎሚ ቅድሚ ቁሩብ ሰዓታት ነቲ ቅድሚ 2 ዓመት ዝጸሓፈትልካ እንታይ ምካኑ ከየንበብካ ላይክ ጌርካላ ሓሊፍካ። ከምዝሓተትናካ ከማን ረሲዕናዮ ኢና ኔርና ላይክ ምስ ገበርካ ዩ መጽዩኒ። ብምስጋና ዘይጀመርኩዎ ይቅረታ ምክንያቱ ዝበዛሕኩም ነታ ቀዳማይ ዘሎ ሰንተንስ ጥራይ ርኢኩም ኩሉ ምስጋና ስለዝመስለኩም፡ ብዝኮነ ስለቲ ተገዲስካ ዘለካ ፍልጠት ናዓና ምክፋልካ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን። ተወሳኪ ውን ካብ ከየንበብካ ላይክ ምግባር ቁሩብ ነቲ ኮመንት ውን እንተተንብቦ ደስ ምበለኒ ከከምቲ ኣቀዲሙ ዝመጸካ ሕቶታት ከም ከም ኣገዳስነቱ ውን ኣብቲ ግዝየ ዝረከብካሉ መልሲ እንተትምልስ ጽቡቅ ኔሩ። thanks

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 Жыл бұрын

    Thank you so much 💓 God bless you and your family 👪 ❤️ 🙏

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 Жыл бұрын

    Thanks 😊

  • @wediselie994
    @wediselie994 Жыл бұрын

    Thanks doctor it is good information

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 Жыл бұрын

    Hi thanx tiretat entay malet eyu pls tsahafelna

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla5967 Жыл бұрын

    Thank you Doc

  • @DrYemane

    @DrYemane

    Жыл бұрын

    You are very welcome

  • @helentesfamichael2147
    @helentesfamichael2147 Жыл бұрын

    Kedmi hade semun heto atite ner eba tegddka melsey ?

  • @user-uq7dz1in9t
    @user-uq7dz1in9t Жыл бұрын

    ኣብ መጻኢ ፕሮግራምካ ጸላም ከብዲ ሃፐታይድ C B ይብሉ ሓካይም እንታይ ማለት ኢዩ? ካልኣይ ጸላም ከብዲ ምስ ተጎድእት ክትሓዊ ትኽእልዶ? ሳልሳይ እንታይ ዓይነት መግቢ ኸ ይሳማምዓ እኮላይ ዓይነት ዘይቲ ብልዒ!! የቐንየልና ብእትገብሮ ሓቤሬታ

  • @evenm-m3657
    @evenm-m3657 Жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ዶክቶር የማነ ኣቀድመ የመስግነካ ስለ ኩሉ ትምህርቲካ ኣብ ልዕሊ ሕብረተስብካ እትገብሮ ዘለካ፡ ኣነ ሓደ ካብ'ኡ የ ወይቦ ኣላትኒ (ብ(ድ) ቅድሚ ሕጂ ጽሕፈልካ ኔረ የ ግን በዝሕካ ግዲ ኮይኑ ኣይመልስካለይን ፡ ሕጂ ኩሉ ነብሰይ የንፈጥፍጥ ጸቅጢ ወን ይገብረለይ ውሽጣዊ ፍርሒ'ውን ይገብረለይ ምስኡ ምትእስሳር ኣልዎ ዲዩ መድሃኒቱ ከ እንታይ ዩ ።

  • @DrYemane

    @DrYemane

    Жыл бұрын

    ተመዝጊባ ኣላ

Келесі