🛑 ብሽጉጥ እስካብ ምምዛዝ ዘብፀሐ ሓዱሽ ናይ ጎደና ፕራንክ 😱

#ሳብስክራይብ_ይግበሩ #like #share #coment #subscribe
Please don't forget to like,share and subscribe to our channel
For more video check the links below,there you will find best videos of 2024
👇👇👇👇 ኣማን ብተጋዳላይ ፕራንክ ዝተገበረሉ ቪድዮ
• 🛑 ብተጋዳላይ ተታሒዝና ኣማን ዝሓ...
👇👇👇👇 ቲክቶከር ቃሉ ኔኪፋር ብ ሃንጊ ፕራንክ ዝተገበረሉ
• 🛑 ብባጃጁ መፂኦም ኣብ እዋን ቀረፃ... 👇👇👇 ቲክቶከር ባህታ ዝገርም መስሐቂ ፕራንክ
• 🛑ኣየ #ባህታ ከመይ ኢሉ ባእሲ ናፊ...
#tigrigna #eritrean #prank #eritrean #tiktokers #ethiopia #newprankvideo #eritrean #hardprank #eritreanprank #ethiopianprank #tigrignapranks #hardprank #funy #eritreanprank #comedy #newprankvideo #መዘንግዕካሜራ #habesha #tigray #mekelle #werki #ወርቂ #ባህላዊ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #yadaprank #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #prank #comedy #vloges #comedy #መዘንግዕካሜራ #newprankvideo #hardprank #tdf #amantube #yadaprank #youtubeshorts #drill #ethiopianprank #habeshaprank #africaprank #comedy #prank #news #mikomikeeprank #mikomikee #mikomike

Пікірлер: 697

  • @musse_shakur
    @musse_shakur19 күн бұрын

    ንወላዲና ይቅሬታ ሕተቶም ዝበልኩምኒ ድሕሪ ክንደይ ድካም ተራኪብና ይቅሬታይ ተቀቢሎምኒ ሙሉእ ቪድዮ ኣሎ ኣብዚ👇👇👇 kzread.infoRUsuHT-qKOE?si=wJmkn7HypomMTYfA ኣሕዋተይ የቀኔለይ 🙏

  • @HIfti-H

    @HIfti-H

    19 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበረለየ ሓወየ

  • @AzeAxum

    @AzeAxum

    19 күн бұрын

    ገይሩ ዘናዳደኒ ዝላሕጋፅ 😡😡💔​@@selam12121

  • @aerbadikadg7517

    @aerbadikadg7517

    19 күн бұрын

    🥺😂😅

  • @desnetkbrom

    @desnetkbrom

    18 күн бұрын

    😅😅ባዕልኻዶ ጠፋሕፊሕ ክትብል ሞት ትዕድም ​@@mu-ue1gs

  • @user-cs3cs6jx7d

    @user-cs3cs6jx7d

    18 күн бұрын

    ሓነግነግ እኮ ኣቢሎሙና ሓወኒ 😅

  • @temsgne7752
    @temsgne775219 күн бұрын

    እፍ ዞም ኣቦና ሳፕራይ ዝ ግበሮም እትብሉ😥 ላይክ ጌጨዉኒ❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ🙏🙏

  • @user-kf5hl5oi1f

    @user-kf5hl5oi1f

    19 күн бұрын

    👍👍🙏

  • @user-br5kk1mz7h

    @user-br5kk1mz7h

    19 күн бұрын

    ግድን ከኣ እምበር

  • @GoGo-hn3bj

    @GoGo-hn3bj

    18 күн бұрын

    ናይድን ማራ ኣሕዚኖምኒ😢

  • @danatube2544

    @danatube2544

    18 күн бұрын

    እዞም ኣቦ ከብደይ በሊዖምኒ ሰሪሒና እባ ክንበልዕ መገዛእ ዓድና ዶ በሉ ዓሕሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭

  • @user-cn6ip2gp6d
    @user-cn6ip2gp6d19 күн бұрын

    ንኣቦና ግን ይቅርታ ሕተቶም😢😢😢😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @ConfusedBamboo-vx7dw

    @ConfusedBamboo-vx7dw

    19 күн бұрын

    ​@@musse_shakurንወላዲ ደማ ይዕበ ይንኣስ ስጦታ ስለ ዘዳለካሎም ክብሪ ይግበኣካ 🙏

  • @HIfti-H

    @HIfti-H

    19 күн бұрын

    ​@ConfusedBamboo-vx7dwሰሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ🎉❤

  • @mekisebmekiseb1626

    @mekisebmekiseb1626

    18 күн бұрын

    😢😢

  • @user-cn6ip2gp6d

    @user-cn6ip2gp6d

    18 күн бұрын

    @@ConfusedBamboo-vx7dw እወ ሙሴዋይ ገንዘብ ዘይኮነ ይቅርታ እዩ ዓብዪ

  • @yugu4361
    @yugu436119 күн бұрын

    ካምዙይ ዓይነት ብራክ ይቅረካ ሓወኒ ንኣቦና ግን ይቅርታ ሕቶቶም 😢ከሕዙኑካ ቭቭድዩ ንካለኣይ ጊዜ ሒዝካዮም ምፃእ ብፁቡቅ ነገረ😢

  • @freweynidesta

    @freweynidesta

    19 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ ሓፍተይ🙏🙏

  • @selamselemun4344

    @selamselemun4344

    19 күн бұрын

    yes

  • @user-ml1xw9pz2v

    @user-ml1xw9pz2v

    18 күн бұрын

    ሓቃያ ብጣዕሚ ኣሕዚኖምኒ ይቅርታ በሎም መሊስካ

  • @munatube2861
    @munatube286119 күн бұрын

    ሙሰ ንዞም ዓቡይ አባና ይቅሪታ ሓትትኻ ጊፍት ሃቦም ይመርቅኽ ብጣዕም እዮም ደንግፅም ሰፕራይዝ ግበሮም ዳልኻ 😢በይዛኽ 😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @Selam62420
    @Selam6242019 күн бұрын

    ንኣቦና ግን ይቅረታ ሕተቶሞ ዘ ሓወይ🙏❤😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ🙏🙏

  • @AftomAftom-yi8oo

    @AftomAftom-yi8oo

    18 күн бұрын

    ከይትደግማ ኣብ ዓብይ ሰብን ድኻታት ኣሕዋትና ጌጋ እዩ ንተመልካቲ

  • @Freyeytube
    @Freyeytube19 күн бұрын

    አታ ስርዓት ግበር ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ሕደግ ልሂወትካ አስጋኢ ልኮነ አትግበር 😢😢😢😢😢😢😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-ot2vb9im1h

    @user-ot2vb9im1h

    19 күн бұрын

    ኣቤት ፅጋብ ሂወትካ ናብ ፈተና ኣይተእትያ ክምዚ ዓይነት ስራሕ ይቅረኻ

  • @user-be1tt7ok5s
    @user-be1tt7ok5s19 күн бұрын

    አረ ብስሩ ንአቦና ይቅርታ በሎ ከምዚ ዓይነት ይትረፍ እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ🙏🙏

  • @HyatHyat-kv4jz
    @HyatHyat-kv4jz19 күн бұрын

    ኣብ ጎዶና ሕቶ እንብር ብራንክ ምግባር ፅብቅ ኣይኮነን ንባዕልካ ሙሲ ❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    Eshini🙏🙏

  • @user-pu2pz5lr2n
    @user-pu2pz5lr2n19 күн бұрын

    ፐራከ ተግበረዎ ፈሊኩም ፈለጡ ተቀተሉካሰ መን እየተጠያቅ😓😓😓

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-sm3cw1mh9y
    @user-sm3cw1mh9y19 күн бұрын

    እዋይ እሪ ኣሕዋተይ ዛናይ ጉደና ፕራክ ይትርፍኹም እንኳዕ እግዛብሄር ኣትረፈካ ሙስየ ሓወይ😢😢❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    Amen😍🙏🙏

  • @user-me9ji5zs2q
    @user-me9ji5zs2q18 күн бұрын

    ሙሴላ😅ኬይፎተኩ ሲሒቀ ሃምዝይ ምስረከቡ እዬም ደርጊስነይ ለምፀእሌይ መዘዝ ልበሉ ስብኣይ እንኮዕ ተረፍካልናስከ❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi19 күн бұрын

    ፕራንክ ይትረፍኩም ኢልና ተዛሪብና ሰማዒ ግን የለን።ሐዚ ሂወትካ ተትጎድአካ😢 መን እዩ ታሓታቲ ነይሩ ብፍላይ ዕጡቃት መሪርዎም እዩ እኒኦ ኣብዘይ ሓሰብዎ ከይተእትውዎም ተጠንቀቁ ይትቦራት😢❤❤❤

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf592319 күн бұрын

    ኣይ ከፍረሕካ እፍፍ 😢 ካምዙይ ዓይነት ፕራንክ ይትረፍካ ሓወይ

  • @mohdnoora5601
    @mohdnoora560118 күн бұрын

    ነዚ ክቡር ወላዲ ብደምቢ ጌርካ ክሓሶ ሓግዞ ናብዚ ኣምፀልና ንሕና እውን ክንሕግዞ ኢና

  • @user-kj9yz9gj8i
    @user-kj9yz9gj8i19 күн бұрын

    ናይ ጎደና ይቅረየካ ዝሓወይ ከብድ እዩ ተኽእልኻ ምስ ማሐዝትኻ ልኾነ ፃወታ መዘናገዕ ስራሕ አሕዋት ንሓዉና አይንፃረፎ ሰብ ኾይኑ ዘይጋገ የለይ አስታየት መፅሓፍ ንፍተይ ትፃረፉ ስለ ዝረአኹ እየ ሙሴየ አጆኻ ዝሓወይ የጋጥም እዩ

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    Yekeneley haftey🙏🙏

  • @AshuAshu-xl8bt

    @AshuAshu-xl8bt

    18 күн бұрын

    ሙሴዋይ እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀአካ ኣነሓደ ነገር ክብሎ ዝደሊ እቲ ፕራንክ ትገብሮ ሰብ ፈሊኻ ፈሊጥካ ይምረፅ ምክንያቱ ናይ ጎደና ፕራንክ ትገብር እንተለኻ ስምዒቱ ዘይቆፃፀር ኮይኑ ክፀንሕ ስለ ዝኽእል ካብኡ ብተወሳኺ ውን ካብ ናይ ጎደና ፕራንክ ብሓደሽቲ ቪድዮታት ን ሕ/ሰብ ት/ቲ ክህቡ ዝኽእሉ ቪድዮታት ተተቀቕርበልና ይምረፅ ካብኡ ግን ብሓፈሻ ኣብ ኮመንት ትፃረፉ ሰባት ሰሪሑ ዝበልዕ ሰብ ኣይተነኣእሱ ዘየጋም ነገር ስለዘየለ muse wa ናተይ ሓሳብ እዚኣ ትመስል❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kidan5256
    @kidan525619 күн бұрын

    😢😢😢ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትግበር እዞም ክብር ኣቦና ዘለዋም ትሕትና ደስ ክብል 😊❤😍ዋይ ጉድ ህፃውንቲ ቆልዑ ሽጉጥ ሕዞም ምዛር ከቢድ እዩ 😢😢😢እንኮዕ ፈጣሪ ኣትረፈካ ሙሴየ ሓወይ ከይትለምድ ኣብ ጎደና ፕራክ ከቢድ እዩ ወይ ልቢ ውሕጥ ዘለቡ እንበር ተክእልካ ሓደ ሓደ ሕቶታት ከምህር እዩ ዝበልካዮ እንበር ከምዚኣስ ትቅረየካ😊

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ ኪዳነይ🙏🙏

  • @warkialam4326
    @warkialam432619 күн бұрын

    እዉይ ዚሓወይ ከሚዚ ነገራት ኮ ሕማቅ እየ ቢዚኾነ እንካዕ ተረፉኻ❤❤❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    Amen🙏🙏

  • @ConfusedBamboo-vx7dw
    @ConfusedBamboo-vx7dw19 күн бұрын

    ስላም ሙሴ ሓወይ ስላምታካ ይብዛሕ ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ስራሕካ ብጣዓሚ ደስ ባሃልቲ እዮም ማለተይ ናይ ኣቁሑ ገዛ እዩ ዝምጥነካ ንዓካ ስለዚ ፕራክ ግዶፎ ና ናይ ቀደም ስራሕካ ጀምር እየ ዝብለካ ናይ ለማዓቲ ደማ እግዚኣብሄር እንካዕ ማሐርካ ❤️🙏

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    ኣሜን እሽኒ ክብረተይ🙏🙏

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    16 күн бұрын

    ኣብ ኣቁሑ ዝከተታሎም ይስእኑ ናብ ፕራንክ ይኣትዩ ፈትዮም ኣይኮኑን ነቲ ፅቡቅ ዝሰርሕ ኣይነዕብን ንሕና ክዓ ሽግርና

  • @user-sx1sr1jk7c
    @user-sx1sr1jk7c19 күн бұрын

    በስማኣብ ኣቦና ማዓረይ እፍፍፍ😢😢😢 tdf😂😂👍👍👍👍

  • @netsi2127
    @netsi212719 күн бұрын

    ዞም ስብኣይ ግን ታይ ገበሩካ ዋይ ኣብ ርእሲ ድካሞምስ 😟😑ዙ t d f ግን ይሞችዮ ተባዕ ወዲ 🤝💪😂😂

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-pi8vp3bi1x

    @user-pi8vp3bi1x

    18 күн бұрын

    ብሓቂ Tdf ጃግና🥰♥️💪

  • @user-bu7ev7he9o
    @user-bu7ev7he9o18 күн бұрын

    እንኳዕ ዳኣ ተቀዳድሙ ዘተከሰልካ እንበር ናይ TDFይስ ማራእዩ ኣሕግስኒ ኣገንዕ ወድርመይ ይመችኻ በለለይ❤❤ ኣቦና የቅረታ በሎሞ ብዝተረፈ ይፈትወካእየ ከብዝይ ወፅእይ ነብስኻ ብዘይ ገድእ መገዲ ቀፅለሉ ኣጀኻ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    18 күн бұрын

    እሽኒ 🙏🙏 የቀኔለይ

  • @wediweyinking
    @wediweyinking19 күн бұрын

    ነቲ ዓብዪ ስብኣይ ብትሕትና ይቅረታ ሓቲትኻ ዝተወሰነት ገንዘብ ስለዝሃብካዮ ናይ ብሓቂ ማራ እየ ኣድኒቀኻ ብዙሕ ግዜ ሳብስክራይብ ድግበር ተዝኮን ሽሕ ግዜ ሳብስክራይብ ምገበርኩልካ ነይረ ❤❤❤ ለባም ዓብዪ ሰብ ኢኻ ላይክ ሳብስክራይብ ኢለልካ ኣለኹ❤❤❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    የቀኔለይ ክቡር ሓወይ🙏🙏

  • @Brov-Ye-Tsedi-Lij

    @Brov-Ye-Tsedi-Lij

    19 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂ናይ ሙሴ ጀምዓ ምኳንካ ተፍልጥ ሃሳስ

  • @wediweyinking

    @wediweyinking

    18 күн бұрын

    @@Brov-Ye-Tsedi-Lij ኣታ ሃሳስ ኣነ ወዲ ራያ እየ

  • @djsv1094
    @djsv109419 күн бұрын

    ዋይይይ በስመአብ እንኳዕ እግዚአብሔር ኣትረፈካ ሓወይ ማዕረ

  • @gfff539
    @gfff53919 күн бұрын

    ፅቡቅ ነገረ TDFጅግና

  • @fgchffhfh9256
    @fgchffhfh925618 күн бұрын

    ጎበዝ ነዞም ኣቦና ይንኣስ ይዕበ ስጦታ ስለ ዝሃብካዮም

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn19 күн бұрын

    ሓወይ ማዓረይ ከምዙይ ይትረፍኻ ተኺኢልኻ ልኣብ ሰደት ዘለና ኣሕዋትኻ ታወት ዓድና ኣሪአና ኣሕንና እዉን ሼር ንገበረልካ ኢና

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-sb5se7qd3l
    @user-sb5se7qd3l18 күн бұрын

    ዝሓወይ ነብስኹም ኣብ ፈተና ዘየአቱ ስራሕ ክትሰርሑ ብትሕትና ይላበወኩም ፈጣሪ ሚሒሪካ ኣሎ ስለዚ ተምሃረሉ ጸላኢና ብራንክ ይኹን🥺 ኣጆኻ ጸጽቡቑ ንህዝብኻ ዝጠቅም ስራሕ ጎብዝ ኢኻ ምኽሪ ተኸታተልትኻ ኣይትጽላእ ኢኻ ዝሓወይ ኣሕነቕነቐት ብጽቡቕ ስራሕ እናሰራሕኩም ኢና ክትዓብዩ እንደልየኩም።።።

  • @user-nd8pm2ju7h
    @user-nd8pm2ju7h19 күн бұрын

    ዊ በስማኣም😢😢😢

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1s19 күн бұрын

    ወይ ጉድ ክረአያ ይእረያ ዝብሃል እኮ ሓቂ እዩ በድንግል ልበይ ጌረ ዝደንገጽኩ ትሰርሕዎ ፍለጡ ዋእ

  • @user-np5ni1cw5i
    @user-np5ni1cw5i18 күн бұрын

    ብስመኣም ተጠንቁቅ አሕዋተይ❤

  • @user-pj7uo5lp8k
    @user-pj7uo5lp8k19 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂 zahawaye ere take care

  • @salamsalam1464
    @salamsalam146419 күн бұрын

    እግዚአብሔር እንኳዕ አዉፀአካ ሙሴ ሓወይ ጥንቃቀ ግበር በስ መአብ❤❤❤

  • @user-qb1rc9lm3r
    @user-qb1rc9lm3r18 күн бұрын

    ስጦታ ሰለ ዝሃብካዮም ደስ ኢሉኒ ተናዲደ ነይረ ሙሴ ሓወይ እንካዕ ተረፍካ ኣብየት 🙄

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz19 күн бұрын

    ውይ በሰምኣብ ምጥንቃቅ ፅብቅ እዩ😢ካብ ካምዚ ፕራንክ ይምሓርኩም ዝሮ መምሃር እዩ ሙሴ ሓወይ ለ ካብ ሕማቅ እንቃዕ ኣነገፈካ🙏

  • @user-cg4vx6py5j
    @user-cg4vx6py5j18 күн бұрын

    ንቲ ጅግና ግን አድኒቀዮ ኢየ ❤

  • @user-wl2bh4sj1k
    @user-wl2bh4sj1k18 күн бұрын

    እንዃዕ እማ ብሂወት ተረፊኻ ክልአይ ግዜ ድማ ክብር ሰባት ያሃልካ ናዓብይ ሰብሰ ከምዚ ትገብር ንዚ ሓዉና እዉን እንኳዕ ናብ ፀገም ዘይ አእተኻዮ ብሰም አብ 😢

  • @dorareacts675
    @dorareacts67518 күн бұрын

    This is a shocking prank😮 ንዞም ፃዕራም ወላዲ ኣብ መወዳእታ ብዝገብርካዮ ነገር ደስ እሉኒ thank you 🎉

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    18 күн бұрын

    ዶራ ሓወይ የቀኔለይ 🙏🙏

  • @user-zl6cx1rj5q
    @user-zl6cx1rj5q19 күн бұрын

    ሙሴ ሓወይ 🙏❤ ትዲኤፍ ግን ዋው 💊👌

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi2 күн бұрын

    የኔ አባተ❤❤

  • @user-kn1kt2wg9x
    @user-kn1kt2wg9x19 күн бұрын

    ዋይ😳

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx19 күн бұрын

    ሙሴ ሓወይ ቡዙሑ ሰብ ወቒሱካ እንሄ ናይዞም ኣቦ ብቐረባ ትረኽቦም ተኾይካ ይቅርታ ሓቲትካ ደጊምካ ከም ኣምፃኻዮም ፅቡቕ ነሩ❤🎉

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522219 күн бұрын

    ሻኩረይ ናሎሚ ሕማቅ ስራሕ ብፍላይ ንኣብና ደሊካ ይቅረይታ ሕተቶም ዋ እሞ ከኣ ዝንጥል ናበልካ ኢካ ትፅዎዖም ነይርካ ኡፍፍፍ ባይዘወይ ንፈትወካ ኢና ካልኣይ ከይትደግማ ዛ ስራሕ እንካዕ ተረፍካ😢

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube2718 күн бұрын

    ሙሴ ሓወይ እንኳዕ አምላክ ኣትረፈካ ከምዚታት ኣስጋኢ ይትረፍካ እዞም ኣቦ ግን ብጣዕሚ ከብደይ በሊዐምኒ😢 ኡፍፍ ዝዓርፍሉ ጊዜ እዩ ነይሩ ሰሪሕና ባ ክንበልዕ በሉ 😢 ዘለዎም ትዕግስቲ🥰 ኣደንጊፅካዮም ኢካ ጌጋ ሙሴ ሓወይ ወላዲ ይቅርታ ሓቲትካ ተረኪብካዮም ኣምፀአዮም ብፅቡቅ መደበ ዝሓወይ በርተዐልና🙏🥰🥰

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    18 күн бұрын

    🙏🙏 ሂሊና ሓፍተይ የቀኔለይ እሽኒ

  • @ksheukeke5650
    @ksheukeke565019 күн бұрын

    ሰባኣይ እዩ ብሓቂ 👌 ግን ተጠንቀቂ ፕራክ ክተሰርሑ እንተለኩም

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h19 күн бұрын

    ኣያዋይ😢 አረ ወድነይ ከምዚይ ብራክ ፅቡቅ ኣይኮነን Tdfey 😢 ልቦም ታቃፂሉ እዩ

  • @bege8567
    @bege856713 күн бұрын

    ዋይይይይይ በስማኣብ 😢😢❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    10 күн бұрын

    🙏🙏

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id18 күн бұрын

    ንኣቦና ከይድካ ይቅርታ ሕተቶም ውህብቶ ውን ሃቦም ባእኦ😢😢😢

  • @user-zl1gb1dv3r
    @user-zl1gb1dv3r18 күн бұрын

    አቱም ስባት አብህወቱኹ አስጋእ አይትስረሑ በጃኹም ❤

  • @Teshemewedishewittig
    @Teshemewedishewittig19 күн бұрын

    እኳዓ ብሰላም ተረፍካ😢

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w16 күн бұрын

    ዙ ጅግና ብቅዓቱ ዋው ንፀላኢ ለ ከምዚ ገይርና ንሓልዋ ትግራይና ❤ respect 🙏 for TDF ❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    16 күн бұрын

    🙏🙏

  • @musse_shakur
    @musse_shakur19 күн бұрын

    Eshini 🙏🙏

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz18 күн бұрын

    ብራክ ቅልል ዝበለ ግበሮ ንህወትካ እዉን ሓደጋ እዩ ንዞም ኣቦና ካሓስም ሰጦታ ሃበም የቅርታ ሕተቶም ንፅበ ኣለና😢 ኣሕዝነምኒ❤

  • @tube-di1so
    @tube-di1so18 күн бұрын

    ሙሰ ሓወይ እንኮዓ ሰላም መፃእኻ እቶም ስብኣይ ብጣዕሚ ኸበደይ በልዖምኒ 😢 ከምቲ ናይ መጀመርታኻ ፅቡቅ ስራሕ ትሰርሖ ነበርኻ ስራሕ ዝሓወይ እቲ ብራንከ ግን ልቢ ሰብ ይጎድኣ ኣሎ ❤❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    18 күн бұрын

    እሽኒ ሙና ሓፍተይ🙏🙏

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j19 күн бұрын

    ሰብና ቁጡዕ እዩ ተጠንቀቅ ኣብዘይኮነ ግብ ከየብሉኳ😆😆

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-vm5fq7tt9w

    @user-vm5fq7tt9w

    17 күн бұрын

    😢😢

  • @BriBrii-ku9my
    @BriBrii-ku9my19 күн бұрын

    እፍፍ❤😢

  • @SelemunMeles
    @SelemunMeles15 күн бұрын

    Zeyahisebkiy agetmik sel zale tetnaqek ajek gen🙏🥰🙏🥰🙏

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    15 күн бұрын

    እሽኒ 🙏🙏

  • @melataskal9201
    @melataskal920119 күн бұрын

    እዋይ ሓወይ እንካዓ ብሰላም ሓለፈ ፕራክ

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    ኣሜን🙏🙏

  • @user-yh2pp9xn2z
    @user-yh2pp9xn2z19 күн бұрын

    እንካዕ ፈጣሪ ኣውፀአካ ማዓረይ አረ ሃምዚይ ዓይነት ግደፎ 😢😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    ኣሜን 🙏🙏የቀኔለይ

  • @Rrrrghsh
    @Rrrrghsh15 күн бұрын

    Tdfye korAda selam kaa yebzahayo❤❤❤❤❤❤❤

  • @azimerakahasi7286
    @azimerakahasi728619 күн бұрын

    ዋይ ሓወይ ብራንኪ ትገብር ብራንኪ ገይሩካ ነብሩ 😢😢😢😮

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🥹🙏🙏

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw18 күн бұрын

    ሓደ መዓልቲ ክትመቱ ኢኹም! እዞም prank ትገብሩ...

  • @tuhj8488
    @tuhj848819 күн бұрын

    ኣረ ከምዚ ዓይነት ይቅረካ ዝሓወይ ፕሊስ❤❤😢😢

  • @halleadugna
    @halleadugna19 күн бұрын

    ሃምዚኣ የላይ....😂😂😂 ኣጋጣሚ ዙ ስብኣይ ይፈልጦ እየ እና ብጣዕሚ ሚስኪን ናይ ስራሕ ሰብ እዩ ። ግን ሙሴዋ ናዙ ስብኣይ ማስቃ እያ ወሓጣ

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    😢😂🙏🙏

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret
    @MebratgalQDstkiDaneMhret19 күн бұрын

    ሙሴ ኃወይ ኣጆኻ ማዓረይ ፕራንክ ምግባርኻ ኣይሕዘነንን ደመይ ዘፍለሐኒ ግን እዞም ኣቦና ክብረት ኣቦ ዝግበኦም ከም ቆልዓ ብድፍረት ኣታ ምባልካ እዩ::ነውሪ ንዓብይይ ናይ ዓብይይ ክብረት ኣቦ ክንብሎም ይግባኣ ኣታ ምባልካ ብጣዕሚ ሓሪቀ ኣቱም ወይ ኣቦ ምባልካ የክብረካ እንበይ ኣየሕስረካን ክብር ሓወይ እንተጥፊአ አነ እውን ክእረም እየ እንተኪኢልካ ኣቦ ይቅርታ ቦሎም ማዓረይ❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ ከማሓይሽ እየ ምዓረይ ይቅሬታ ካብ ልቢየ የመስገን

  • @MebratgalQDstkiDaneMhret

    @MebratgalQDstkiDaneMhret

    19 күн бұрын

    @@musse_shakur ይቅረ ሊ እግዚአብሔር ይኩን ሙሴ ኃወይ ኣጆኻ ዝኃወይ ጸገም የብሉን ኩላትና ተጋገይቲ ኢና!!!

  • @user-en3wn8yt1t
    @user-en3wn8yt1t19 күн бұрын

    ንቶም አቦና ግን ክትገብሮም አይነበረካን ይቅርታ ሕተቶም

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ 🙏🙏

  • @ddyy5110
    @ddyy511017 күн бұрын

    ጅግና Tdf የሐጉሰካ

  • @user-kq3zd4dh6m
    @user-kq3zd4dh6m19 күн бұрын

    ውይ ሓወይ እግዚአብሔር እንካዓ ኣውፀአካ ይትረፍካ ከምዙይ ዓይነት ስራሕ 😢😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ ኣሜን🙏🙏

  • @mairyleb9245
    @mairyleb924518 күн бұрын

    ዊይ ሙሴ ሓወይ ደንጊፅ በስምኣብ ይቅርካ መዓርይ ኡፍፍፍ 😢😢

  • @user-wq8do9gl3w
    @user-wq8do9gl3w19 күн бұрын

    Tdf ግን ዋውውው

  • @munatube2861
    @munatube286119 күн бұрын

    አታ ወድ ከይቃትልኽ ትጠንቀቅ 😢ፕራንክ ይቅረኽ😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    ሙናየ እሽኒ🙏🙏

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx19 күн бұрын

    እውይ ሓወይ እካዕ ማሓረካ ዝ TDF ሽጉጥ ምስኣዎፀ ልበይ ሞሊቓ ነራ ከምዚ ዓይነት ፕራክ ይትረፍኩም❤

  • @aass1998
    @aass199819 күн бұрын

    ንኣባና ግን ይቅርታ ሓተትካ ልኮነ ስጠታ ግዘእለም😢😢

  • @wawwww5364
    @wawwww536419 күн бұрын

    ዋይ ሓወይ ❤❤😢😮

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @bxbbx7087
    @bxbbx708719 күн бұрын

    ዊይ በስመኣብ እንካዕ ኣምላክ ኣዉፃኣካ ሙሴ ሓወይ🙏

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    18 күн бұрын

    ኣሜን🙏🙏

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-1018 күн бұрын

    ወጮ ክምሰለለይ በልባ ግጠም ስብኣይ ኩን ናይ ባህታ ግላብ እናሳሓቅናስ ናትካ ብኢሱ ኡይ እኮ ኢልካ ኢካ ጎሮቤት ረዲኦም ቆሪፅካያ ኢካ ምሽ ኣታ መእወይ 😂😂😂😂😂 ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ።

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    17 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-qb4ut8kj4g
    @user-qb4ut8kj4g19 күн бұрын

    Tdfይ ጅግና❤❤😊

  • @user-pi8vp3bi1x

    @user-pi8vp3bi1x

    18 күн бұрын

    ♥️🥰ብሓቂ

  • @user-uu1gp7mh8y
    @user-uu1gp7mh8y19 күн бұрын

    ጅግናTdf❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @HagerAmbesahjer
    @HagerAmbesahjer19 күн бұрын

    😂😂😂😂 balki tefiki nerki

  • @MizanTesfa-michael
    @MizanTesfa-michael17 күн бұрын

    🤣🤣🤣gud rekibu😂😂😂😂

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    17 күн бұрын

    🙏🙏

  • @AelisaYouTube
    @AelisaYouTube19 күн бұрын

    ልበይ ተንጠልጢላ ዋይ ይትረፍ ኩም አሕዋተይ ን ሓበሻ ፕራንክ አይኮንይ ሕማቅ ውሳኔ ክውስኑ እዮም እፍፍ ልበይ😢 😢😢😂

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @alemgebru1715
    @alemgebru171519 күн бұрын

    ሙሴዋይ እንኳዕ ተረፍካ ይትረፍካ ዙፕራንክ ምስራሕ ❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @AzmeraGalTewahdo
    @AzmeraGalTewahdo19 күн бұрын

    አረ ፕራንክ ትገብርዎ እናፈለኹም አሕዋተይ እንኳዕማ አብ ፅቡቅ ኣውዐሎ 🙏

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    Amen haftey🙏🙏

  • @ALALEM7
    @ALALEM719 күн бұрын

    ይርዳእካ ናይ ኣቦይ መርገም እዩ ኦቦዋየ ኣሕዚኖምኒ ይቅርታ ሕተቶም

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-jn2dc4qk2r
    @user-jn2dc4qk2r17 күн бұрын

    ማርያምን TDF ስጦታ ይግብኦ

  • @khaankhan-mg3zq
    @khaankhan-mg3zq18 күн бұрын

    ኣረ በጀካቱም ኣብዚ ፕራንክ ዝበሃል ናተጠንቅኩም እፍፍፍፍፍ 😢

  • @dhhdhdhd9519
    @dhhdhdhd951919 күн бұрын

    ጅግና Tdf

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @HADGUKIDANEMARIAMGebremi-ji8cl
    @HADGUKIDANEMARIAMGebremi-ji8cl19 күн бұрын

    Wae ata ayzoka eba Bertie.. ezi eko normal zegatime eyu... # no pain no gain #.

  • @user-rl4mc8rh7s
    @user-rl4mc8rh7s18 күн бұрын

    ንዘም ወላዲ ካላኣይ ግዘ ይቅርታ ሓትትካ ግፍቲ ሃቦም ማዓረይ ❤

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3e18 күн бұрын

    ከምዚ ንሂወተካ ዘሰግእ ተሰርሕ የብልኻይ ምኽንያቱ ግዚኡ ሕማቅ አዩ ዘለዋ😢😢❤

  • @FhDb-rc4gd
    @FhDb-rc4gd19 күн бұрын

    ብሓደ ግዘ ዶ ትኪ መሲሉ 🙄😅

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane333419 күн бұрын

    ብስምኣብ በጃኹም ጥንቅቅ በሉ ብሸለልትነት ህይወትኩም ከይተበላሽው😢 ካብኡለ ንዓበይቲ ሰባት ፕራንክ ምግባር ይቅረኹም የሕዋተይ

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    እሽኒ ሓፍተይ🙏#

  • @bdfkjuerig-hy2zt
    @bdfkjuerig-hy2zt19 күн бұрын

    እፍፍፍ😢😢😢 መጀመርታ ንዓበይቲ ሰባት ፕራክ ኣይትግብሩ ኣቦና በጣዕሚ ኣሕዝነምኒ ካልይ ንትገብርዎ ኣስተባህሉ ሂወትኪም ከትስእኑ

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    19 күн бұрын

    🙏🙏

  • @abrhetknfe186
    @abrhetknfe18615 күн бұрын

    እንጀራ እዚኣ እፍፍ የካኣልኩይ እንኮዕ እግዚኣብሄር ኣዉፀአካ ዝሓወይ😢

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    14 күн бұрын

    የቀኔለይ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏

  • @BelayBirhane
    @BelayBirhane18 күн бұрын

    Xlul atfika neru.

  • @maburatbangki5836
    @maburatbangki583619 күн бұрын

    Way zhawey mearey aneka ferih kmot

  • @RahelGebrehwet
    @RahelGebrehwet18 күн бұрын

    ትግረዋይ መሪርዋ ኣሎ እና እናተጠንቀቅካ በተለይ Tdf ደም በፅቶም ይርብሸም ኣሉ እየ ❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    17 күн бұрын

    🙏🙏

  • @user-rb5zz8jx2t
    @user-rb5zz8jx2t19 күн бұрын

    ኣረ የቅረካ ሙስ ሓወይ ኣዚ ናይ ጎደና በራካ😢😢😢😢

  • @user-kq2jm7lu5r
    @user-kq2jm7lu5r19 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢አረ በጃኹም ኣስተዉዕልኹም ስርሑ😢😢😢😢ዉይይ😢😢😢😢😢😢😢እንኳዕ ካብ ሕማቕ ነገር ትምሓርኹም በስምኣም😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @AbashWedikeshi
    @AbashWedikeshi15 күн бұрын

    ኣየ ትዲፍ መሪር ቆራፅ💞💞💞💞💞

Келесі