ብሬሳ ሓፍቱ ዘይደንገጸ ንዓይ ክድንግጸለይ ኣይክእልንዩ

ብሬሳ ሓፍቱ ዘይደንገጸ ንዓይ ክድንግጸለይ ኣይክእልንዩ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#EriDiaspora#Habesha#Eritrean

Пікірлер: 348

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden Жыл бұрын

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/

  • @raheltelnatkadelenerekifla2580

    @raheltelnatkadelenerekifla2580

    Жыл бұрын

    Metaleni seb wela ab tikak zelo kemaney metaleli kulsae metaleli eyu

  • @selamhadush7727

    @selamhadush7727

    Жыл бұрын

    Nb

  • @medhanieteklemariam268

    @medhanieteklemariam268

    9 ай бұрын

    Denden bezaba israel Gele bel abzi seat kemzi aynet video tesrh?

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ኣጆኺ ሕማቅ ኤርትራዊት የላን ኣምላኽ ከም ለውሃትኪ ለዋህ ይፍጠረልኪ

  • @zetamful

    @zetamful

    Жыл бұрын

    ezi hemake Eritrawi yelen zebhal zeykwen zereb . kelete yehwat keman hade aykonun iyom

  • @elk5824
    @elk5824 Жыл бұрын

    ኣቱም ትጠልሙ ኣንትን ትጠልማ ወይለኽን ኣብዛ ምድሪ ንጸንሓላ ውሕዳት ዓመታት የን፡ሰብ ግን ክቡር ዩ ኩቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ ሕሱር መጠን ነብሱ የሕስረካ ዝባሃል ምስላታት ናይ ኣቦታትና ፡ከምዚ ሕጂ ይርዳኣካ። ክብርቲ ሓብተይ ኣጆኺ በርትዒ እዚ ሰብ እዚ ካብ መጀመርያ ቡዙሕ ጌጋ ጌርኪ ማለት ኣብዚ ዓለም ቡዙሓት ስጋ ለበስ ሰባት ዝመስሉ ግን ከኣ ናይ ሰብኣውነት ዘይብሎም ካብ ደቂ ኣንስትዮ ይኹና ካብ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው፡ እግዚአቢሔር ሰብ ጌሩ ዩ ፈጢሩዎም ግን ካብ ሕጊ እግዚአቢሔርን ሰብን ወጺኦም ክፉእ ምግባር ከም ጅግንነትን ጉርሕን ጌሩም ይወስድዎ ፡ግን ንግዚኡ እኳ እንተጣዓሞም ኣብ ቐጻሊ ሂወቶም ኣይሕጎሱን ዮም ኣብ ልዕሊ ሓብትኻ ክኾነኒ ኢላ ኣሚና ዘምጸኤትካ ስ ፍርዲ ንእግዚአቢሔር ንግደፎ ገባር ክፉ እግዚአቢሔር ይፍረድካ ። ንሰብ ከም መባጻጺሒት ማሽን ንኸእትውካ ጥራይ ክትጥቀመሉ ኣቱም ሰባት እንታይ ዩ ወርዱና። ከምዚ ናይ ሓብትና ተማሳሳሊ ሓደ ቤተሰበይ ኣብ ጌዜ ዕርፍቲ ንኤርትራ ኣብ ዘኸድክሉ እንታይ ይብለኒ በጃኺ እባ ኣብቲ ትነብርሉ ዝምርዓዋ ርኸብለይ ይብለኒ እሞ ኣነ ድማ ሰምቢደ እታ ሰበይትኻ ከ በልክዎ ፡ኖ ሰበይተይ ክገድፋ ማለተይ ኣይኮነን ፡እንታይ ድኣ ምስ በልክዎ ኣብ ወጻኢ ምስ ኣእተወትኒ ይገድፋ በለኒ እሞ ከምዛ ኣብ ነብሰይ ተፋጸመት ኮይና ስለ ዝተሰማዓትኒ ብጣዕሚ ሰምቢደ በስምአብ ወወልድ መንፈስ ቅዱስ ኢለ ስቅ በልኩ፡ እንታይ ድኣ ስቅ ኢልኪ ምስ በለኒ፡ገሪሙኒ ንስኻ ዋላ ሓወይ ኩን ሰብ ኣይኮንካን ምእንቲ ኣመሪካ ክትከይድ ኢልካ ብናይ ጛል ኣንስተይቲ ከማይ ዕድል ክትጻወት ኣይፍቅደልካን የ ፡እዚ ዝበልካዮ ሓጥያት ዩ ንነብስኻ እንታይ ኢዝካላ ኢለ ተፋላሊና ክሳብ ሕጂ ርክብ የብልናን ኣይ ሆብ እንተ ሰሚዕዎ ነዚ ዛንታ ክብርቲ ሓብተይ ይማሃር ምበልኩ።እቶም ነዛ ብርኺት ሓብትና ዘማጻእኩሙላ ውን እንዳ ፈለጥኩም እንድሕሪ ኬንኩም ናይ ዝሓለፍ ሽግራ እንዳ ፈለጥኩም እታ ፈርዲ ምስ እቲ ጠላም ማዕረ ያ ትበጽሓኩም። ኣጆኺ ጸሎትኪ እንዳ ገበርኪ ምስ እግዚአቢሔር ምስቲ ዘይጠልም ኣምላኽ ምስ ኣፍቀረ ዘይቅየር እሙን ተጸጊዒ ዝኸበርካ ጂሲ ሓዉና እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ነገራት ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሓደ ካብ ካናዳ ዝጠለመቶ ነዚ ናይ ሓፍትና ክንማሃረሉ ጥራይ ዘይኮነ ክንቃዎሞ ናይ ኩሉና ሓላፍነት ዩ ዘይ ባህልና ሕልና ኣልቦ ዝኾኑ ደቂ ተባዕትን ደቂ ኣንስትዮን ኩሉና ክንውግዞም ይግባኣና።

  • @amanuellayne4569
    @amanuellayne4569 Жыл бұрын

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ንስኪ ቅንዕቲ ኢኪ ኣምላክ ቅንዕናኪ ይርኣየልኪ ዘጥፍእክዮ ይተካልኪ ከምዚ ዓይነት ሰብ እንኻዕ ራሓቀልኪ መክንያቱ በቲ ትብልዮ ዘልኪ ቅንዕና ዘለዎ ሰብ ስለ ዘይኮነ። ስለዚ ዘጉህን ዘሕርቅን የብልክን ኣጆኪ ናይ መጺኢ ሂወትኪ ጥራሕ ሕሰቢ።

  • @sawatube

    @sawatube

    Жыл бұрын

    ናይ ሐደ ወገን ሰሚዕካ አይትፍረድ ምክንያቱ ከምኡ ከአ አንስቲ ርጉማት አለዋ

  • @amanuellayne4569

    @amanuellayne4569

    Жыл бұрын

    @@sawatube ጽቡቅ ኣለካ ኮምኡ ሩጉማት ደቂ ኣንስትዮ ከም ዘለዋ ይፈልጥ ኢየ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ብሓፈሻ ብዓል ሕማቅ ተግባር ወይ ብዓል ሕማቅ ኣመል መጻምድቲ እንተ ርሕቅልካ ጸጋ ኢዩ ።ዘግሂ ዘሕርቅ ዘባሻጩ የብልካን። እዚ ኩሉ ንርእዮን ንሰምዑን ዘለና ሕማቅ ተግባራት ሳኣን ምእላይ ኢዩ

  • @tecleghebremariam
    @tecleghebremariam Жыл бұрын

    ተባዕ ሓብቲ‼️ ንኻልኦት ኣሕዋት ንኽመሃሪ ተሞክሮኺ ብምክፋልክ:💐💐💐💐

  • @lettenseabraham6709
    @lettenseabraham6709 Жыл бұрын

    ሓፍተይ ኣጆኪ ጽንዒ ኣጆኺ እግዝኣብሄር ይሓግዝኪ። ንዓኪ ጎይታ ንዓኺ ዝበሎ ክህበኪዩ

  • @user-fd4hm3vr6x
    @user-fd4hm3vr6x Жыл бұрын

    ኣጆኪ ዝሓብትና ብዙሓት ውን ኣለው ጡኡያት ደቂ ተባትዮ ስልዚ ኣጆኪ ተስፋ ኣይትቁረጺ፡ ፡

  • @rahwaembaye4053

    @rahwaembaye4053

    Жыл бұрын

    Teuy wedi yblkumen gdefuna ufff

  • @teshab2125

    @teshab2125

    Жыл бұрын

    @@rahwaembaye4053 agatimatiki dya mehazay.

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ኤህ ኣምላኽ ናይ ኢዱ ከየጉደለ ይውረዶ ጠላም

  • @birhan5231

    @birhan5231

    3 ай бұрын

    F+ß". Fic BiP fx. JYLLAND❤❤😂😂❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤🤩🤩🤩

  • @mysonteame2734
    @mysonteame2734 Жыл бұрын

    We all make mistakes and learn from it . It called life. My sister don't worry stay strong God bless you on your journey 🙏 ❤

  • @fithawiberaki5829
    @fithawiberaki5829 Жыл бұрын

    እንታይ ዓይነት ስዲ ሰብ እዩ ወደይ እዚ ሰብ ኣጆኪ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ።

  • @gualshabiya3912
    @gualshabiya3912 Жыл бұрын

    Haftey mearey ajoki don't give up zeyreakyo xubuq yfterelki 🥺🥰🥰🥰

  • @mhret1683
    @mhret1683 Жыл бұрын

    ጸላኢኺ ይንባዓ አጆኺ ንባዓትኺ አይሶዶን እዩ በጃክን አሕዋተይ በዚ ግዜ እምነት የለን መታለልትን ሰረቅትን እዮም በዚሖም ዘለዉ በጃካን አይትታለላ እዚ ግዜ ብጣዓሚ እዩ ዘፍርህ እዝግዮ

  • @winwin3990
    @winwin3990 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ሓፍተይ መዓረይ ገጹ ትርሓቅ ነዚኦምሲ ላንባ ነስኒስካ ሓዊ ተቃጽሎም ሩጉማት ፍጥረት ኣሕዋትና ንብሎም እንበር እዚኦምሲ ኢዶም ሓሊፎም ትጽንሓዮም ክንደየናይ ከይጥዕሞም ቁርሱሳት

  • @habtomhawey904
    @habtomhawey904 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ሕማቅ ዝገብር ኣብ ቅድሚት ክጸንሖ እዩ ግን ሓድ ነገር ኣሎ ንኩሉ ጾታ ዝምልከት እዩ ምላልባት ኣርከ ማሓዛ ከራክበካ ይክእል ይከውን ፡ ስድራ ወይ ዓዲ ዘይብሉ ሰብ የለን ቅድሚ ምውሳንካ ኣብ ስዳቤት ኢካ ክትሓትቲ ዘለካ

  • @user-pf6tc7tv6r
    @user-pf6tc7tv6r Жыл бұрын

    ኣጆኺ ክብርቲ ሓፍቲ ቃላትኪ ብሉጽ ሓሳብኪ ርጉእ ናትኪ ዝቦሎ ናትኪ እዩ ክብርቲ ሓፍቲ ።

  • @titiefrem4302
    @titiefrem4302 Жыл бұрын

    Ajoki haftey natey n xbuqki eyu egziabiher amlak edmen tenan trah yhabki 🙏🙏🙏

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. Жыл бұрын

    ኤህ ብስክነይቲ ሓፍተይ ዘይረኣክዮ ይፍጠረልኪ አምላክ።

  • @edenfashion48
    @edenfashion48 Жыл бұрын

    ትዑይ ሰብ ከትኾወን ካብ ተግዳላይ የብሎን ካብ ግባር የብሉን ሕልና አዩ ወሳኒ, by the way,,,,,you don't have any mistakes you are just beatfull heart human, to trust some one it takes risk, he was the wrong person,for you ,,, been alone there is nothing wrong with it,,,,you just need to know how to spent your time properly, my dear❤

  • @muzitambase3012
    @muzitambase3012 Жыл бұрын

    እጆኪ ዝሐፍተይ እግዚአብሄር ምሳኪ ይኩን እሱ ኢዱ ይርከብ

  • @tamrat7
    @tamrat7 Жыл бұрын

    ኣጆኺ በርትዒ ከጋጥም ዝክእል ነገር እዩ ካብኡ ዝኸፍእ ስለ ዘሎ ንቅድሚት ጥራይ ጠምቲ

  • @ftm1961
    @ftm1961 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ደሓን ድንክል በለ በር ኣይ ተካዕወን ይብሓል ሕጂ ውን በርትዒ ተስፋ ኣይ ትቁረጺ ፈተና መካፍልትና ዩ ክሓልፍ ዩ ውን ፡ካብ ከምዚኦም ዓይነት ሰብ መሰል ከኣ የድሕነና ኣምላኽ። መን ይፈልት ንጽቡቅኪ ክከውን ይክእል ዩ።

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 Жыл бұрын

    በይንኻ።ንነብር። ኣለና። ኣምላኽ። ምአማን። ይሕሸና

  • @benamt9670
    @benamt9670 Жыл бұрын

    😭😭😭 God bless you sister

  • @Mekeranaakll12.
    @Mekeranaakll12. Жыл бұрын

    ከምዚ ዓይነት ሰብሲ እንቃዕ ረሓቀልኪ ሂወትኪ ከይለከመኪ።

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Жыл бұрын

    አብ ሐምሳታት እንተኼንካስ በይንኻ ምኻን ጸገም ዘለዎ አያመስለንን፡ ግን ደቅሰባት ንፋላለ ኢና። አጆኺ አወዳትና ተገፊዕና ይብሉ፡ ግን ንዘኽብሮም ድማ ግፍዔኛታት እዮም፡ ኩልና ልብና ተዝኽፈት የሕሪሮሙና ኢዮም። አምላኽ ምሳኺ ይኹን።

  • @ritagunbot1301
    @ritagunbot1301 Жыл бұрын

    Josi hawey kirekeba yekil do neza haftena

  • @gaema9673
    @gaema9673 Жыл бұрын

    Eway sab dakay Haku endea gezi kehasamna Egzabehir kemay elu tserena Alo Hajoki zehaftay fetsari n zefatwo eu zeftno 😭😭😭✝️⛪🙏👍

  • @asterghebrai517
    @asterghebrai517 Жыл бұрын

    አቱም ሰባት እንታይ ኮይና ሕልና አጥፊእና😘

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 Жыл бұрын

    ኣጆኺ ሓፍተይ ጽንዒ ኣምላክ ምሳኺ ይኹን 🙏🙏።ጆሲ ሓውና ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቕ ትኸይድ ስለ ዘለኻ ቅጽሎ🥰👍

  • @rahwaembaye4053
    @rahwaembaye4053 Жыл бұрын

    Kemzi resah abo dekey rkibuki regum seytan enkae zeyweldkelu

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s Жыл бұрын

    ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ኣምላኽ እቲ ንዓኪ ዝሕሸኪ ሒዙልኪ ኣሎ በርትዒ እስመ ኣልቦ ነገር ዘይሳኣኖ ለእግዚኣቢሔር ፈጣሪ እዩ አርሒቁልኪ ስለ ዘይጠቅመኪ 👏

  • @gelilaabiel7543
    @gelilaabiel7543 Жыл бұрын

    Willkommen Josi🥰🥰

  • @eliaskeleta9962
    @eliaskeleta9962 Жыл бұрын

    ኣጆኽ ኣምላኽ ገርህነት ርእዩ ፍታሕ ይሃብክ :: እቲ ሰብ ግና ዘዉጻእክዮ ወጻኢ ብሕልና ተመዚዙ ክመልሰልኽ ኣለዎ ::

  • @fkrekbreab7734

    @fkrekbreab7734

    Жыл бұрын

    እዚ ዳኣ ብሕልና ጥራይ ዘይኮነስ ብሕጊ መሰረት ካኣ ክሕነቕ ኣለዎ እምበር፡ መን ኮይኑ ኢዩ እሞ ጓል ሄዋን ዓሚጹ ደቂሱ ክሓዲር ጠበቓኣ ሒዛ ብዉሑድ ገንዘባ ክትመሊስ ኣለዋ እንተ እቲ ካሊእ እሞ ዳሓን። ሓፍትና ካኣ ኣምላኽ ቅንዕናኺ ይርኣየላ እምበር ናይዚስ ፍሉይ ኢዩ ዘሕፍር ነገር ጓል ሰበይትኻ ኣዴኻ ሓፍትኻ ኩሉ ነገር ሙኻና ትርጉሙ ከይተረደኦም ሓዳር ይጅምሩ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሓደጋ የውድቕወን፡ ዳሓን ካኣ መስጣ ኣለዎ ንብዓት ጓል ሄዋን ኣይሰዲድን ኢዩ።

  • @michaelkeleta5016
    @michaelkeleta5016 Жыл бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ ንስኪ ቅንዕቲ ኢኺ ኣምላኽ ነዓኺ ዝመስል ይፍጠረልኪ፡እንተ ገባሪ ኩፉእ ኣብ ልዕሌኺ ንዝፈጸሞ ብድሕሬኺ ክንደየናይ ከቀንዖ

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash Жыл бұрын

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ናይቲ ጽቡቅ ተግባርኪ ዓስብኪ ካብ እዝጋቤሄር ርከብዮ እንተ ንዕኡ ግን ንዘልኣለም ቅሳነት የብሉን 🙏

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus5293 Жыл бұрын

    ወይ ግዜ!!ሰብ ክንበሃል ውን ኣይንክልን ኣብዚ እዋን'ዚ ዘለና ወለዶ ፡እንድዒ ዘስደምም ጥራይ ኢኻ ትሰምዕ ምክሕሓድ በዚሑስ ዒቅ ኢሉ ፈሲሱ በቃ።እዛ ናይ ጸልማት እዋን ኣሕሊፉ ፈጣሪ ይተዓረቀና ካልእ እንታይ ክንብል ኢልና።ናይ ምጽኣት ክርስቶስ ዋዜማ ኢና ዘለና እንተተረዲኡናስ ዝተረደኣና እኳ ኣይመስለንን።

  • @haileletekidan6702
    @haileletekidan6702 Жыл бұрын

    Selam Selam josias Hawey bmejemerya Egziabhier msae ykun Tebeka awxia genzeba zeytmels

  • @biniamhabtom7786
    @biniamhabtom7786 Жыл бұрын

    Heartbreaking so sad😭

  • @user-xm6zh2nf9q
    @user-xm6zh2nf9q3 ай бұрын

    ጆሲ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ❤ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኺ ገርሂ ልባ ተንኮል ዘይብላ ኮይንኪ ኢኺ እንበር ሃላይ ኣይኮንክክ ላባም ስለዝኾንኪ እኮ ካባይ ተማሃሩ ትብሊ ኣሎኪ ቶኽላ ቆርበት በጊዕ ተኸዲኑ መጺኪ ኢኺ ምልላዩ ስኢንኪ ኣጆኺ በርትዒ ኣምላክ ንዓመጸኛታት ስቅኢሉ ኣይርእን እዩ ናይ ኢዱ ክረክብ እዩ ጽቡቅ ዕድል ኣብ ሂወትኪ❤❤❤❤

  • @meley2k18
    @meley2k18 Жыл бұрын

    Nay bahaki lebam seb💛,ajoki kab gegueu zeyerem enber zegage seb hmak aykonen,gega menabrtna u. Dahar kea weylu bedali.

  • @Selamenter3
    @Selamenter3 Жыл бұрын

    Betami zehzen eyu haftey gn Egzabiher nezfqru eyu zeftnu ajki maarey Amlak naki zahyesh yeftrlki ❤️

  • @salemamanuel9244
    @salemamanuel9244 Жыл бұрын

    Very sad, thank you for sharing your story. You're very strong woman. Please look after yourself. May God bless you 🙏

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897 Жыл бұрын

    Thank you for info Bro Ajoki haftey zebenu zeben a tilmet eyu. Keytjejwi

  • @adamnuru7763
    @adamnuru77633 ай бұрын

    Don't worry about/ Just go be strong

  • @temesgenamlak7598
    @temesgenamlak7598 Жыл бұрын

    Denden hawina, kabzi zelo kunetat wxie elka, yehwatna kthgiz tgebro zeleka btami eye zednkeka,natey wn komu xegem aleni giziu ms akele kekafleka eye.

  • @almazmokenne9705
    @almazmokenne9705 Жыл бұрын

    You are incredibly strong to share your pinful story. It takes courage to share our deepest pain for the fair of gudgment. I admire and respect your honesty. Sharing you painful story is one way to let go of such pain and its way of healing and your heart and helping and encourage many more with similar life experiences. God loves you you have changed these mans life. Regardless how he treate you. God will give everything he took and many more. God bless you your amazing story had touched my heart. God bless you sister all will be will with you please read your Bible it will bless you heart. Most grateful to you Josias for giving people an opportunity to share their painful story. God bless you!!!

  • @salemamanuel9244

    @salemamanuel9244

    Жыл бұрын

    Well written, thank you ❤️🙏

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 Жыл бұрын

    😭😭😭, ኣጅክ, ንጽብቅ, ey

  • @andomwoldu2997
    @andomwoldu2997 Жыл бұрын

    Ewey xegem zhabtey ajoki kulu xbuq zegeberikiyo ezgabhri amlak kihgzeki eu.ab kulu deq sebat zegatim eu .enber Fqri zhabe da fqri endieu zgbo neyru.

  • @peaceandlove2603
    @peaceandlove2603 Жыл бұрын

    Eway hefta ajoki Amlak alo zeferde 😭😀😭

  • @abogida669
    @abogida669 Жыл бұрын

    Bitaemi zehzin eiyu gin ajoki kab hilina zeybilu seb einqae arhakeliki b strong N tsibukiki eiyu don't give up tomorrow is new day 💪 🙏

  • @daniehagos3312
    @daniehagos3312 Жыл бұрын

    Josi abi sebbbb naybhaki ketdeneqe zegbaka ey ajoki hafteyyy nateyyy kulu beja nebseki

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 Жыл бұрын

    Donot worry Sester God Be With you 🙏 🙌 ❤️ 💯

  • @samigere5282
    @samigere5282 Жыл бұрын

    ሕማቅ ግብሪ ኣምላክ ይፍደዮ ዝሓፍተይ ማዓረይ

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir186 Жыл бұрын

    Very 😔 sad

  • @user-rw7vz4yf3q
    @user-rw7vz4yf3q Жыл бұрын

    Eway ane zgermeni eko entay ena nkewn zelena behakum.n mestawaalti nkun benina konina kea anwesn n sdranan qerebtnan nekafl pls ewae trepo bezhu ezi hmak negerat 😔🙏🙏🙏

  • @marthaberhane8563
    @marthaberhane8563 Жыл бұрын

    I like your honesty and openness. sometimes we make mistakes in life recently that there are signals that are not nice. I believe that everything that happens in life has a reason for it. you will soon find out that it is to your advantage. concerns your ex he is sick. Sameone who does not know love cannot give love. he took advantage of you to come to Europe.

  • @yohannessbhat4434
    @yohannessbhat4434 Жыл бұрын

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓብትና፡ኣጆኪ ኣምላክ ከከም ኢድና ይሃበና።

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 Жыл бұрын

    Ajoki my sister. God be with you.

  • @eri100eritrawit9
    @eri100eritrawit9 Жыл бұрын

    You did good job sis don’t worry because you are honest person believe me he is going to pay a very hard price in the future. It happens like this case many timers in Europe or to come to the western countries. People just doing it a busses unfortunately. Be strong sis and thanks for sharing your story. ❤️

  • @wienshetberhanegebre6506
    @wienshetberhanegebre6506 Жыл бұрын

    Akoki kbrti haftey telam seb kesinu ayhadrn eyu 🌸🌺

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 Жыл бұрын

    Way haftey 😭

  • @aataat1524
    @aataat15243 ай бұрын

    😢ኣጀኪ ማዓረይ ኣቱም ትጠልሙ ትጠልማ ወይለኩም 😢😢😢😢ንዛ ሓፃር ጌዜ😢 ኣይይይ አፍፍፍ ትልመትደ😢😢😢

  • @amlesetsemera5174
    @amlesetsemera5174 Жыл бұрын

    Msaka ykin geta

  • @liaghebremicael1863
    @liaghebremicael1863 Жыл бұрын

    Hi sister I fell sorry for you because my brother also the thing happened to him so I felt you pain my brother live in Germany if want you can talk.

  • @rezenayemane7293
    @rezenayemane7293 Жыл бұрын

    Keytihibyo hji fethatni elu hadish werket kewasid eyu ay hibon eye beliyom ...wey keytkibliyo tele gedota aykonen ...kolel abiliyo niski kea ....nifelto ena uk life be strong

  • @gualbahtahagos7001
    @gualbahtahagos7001 Жыл бұрын

    Ajoki ajoki haftey

  • @user-fy7eh7zi6i
    @user-fy7eh7zi6i Жыл бұрын

    ኣጆኺ ብዝሓለፈ get bely ኩፉፍ ዝገብር ቀሲኑ ኣይነብርን አዩ

  • @selamtesfay3895
    @selamtesfay3895 Жыл бұрын

    Betami Zehzen Eu Haftey Natey Gen Egzibher Nezfqru Eu Zeftnu Ajoki Amlak Naki Zahyesh Hiwet Yeftrlki 🙏🙏🙏

  • @amlesetsemera5174
    @amlesetsemera5174 Жыл бұрын

    🙏🙏🙏🙏

  • @zebibtsghanes7748
    @zebibtsghanes7748 Жыл бұрын

    ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ኩላትና ዘጋጥም እዩ ግን እንኳዕ ርሓቀልኪ እግዚኣብሄር ንዓኪ ዝበሎ ኣሎ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን።

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 Жыл бұрын

    Amlak mhiret ywurdelna 🙏🙏🙏

  • @danielWeday
    @danielWeday Жыл бұрын

    Bteamy resah. Eyu

  • @yordanoskidane4658
    @yordanoskidane4658 Жыл бұрын

    ብታዕሚ ብስልቲ ኢኪ !!!!!! ኣምላክ ጸጉእ የብዛሓልኪ ኣጂኪ ሓብተይ ናተይ ዓለም ብርሃን ኢያ ጽባሕኣ እንታይ ሒዛ ትመጹእ ሓደ እካ ዝፈልጥ የሎን እንትርፎ ኣምላክ ። እዝጋቢሀር ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ !!!!!!!

  • @zufetatube
    @zufetatube Жыл бұрын

    Josyyy shikorrrr cool 😎 man

  • @maryameyhadera2139
    @maryameyhadera2139 Жыл бұрын

    ሓፍተይ ኣጆኪ ቅኑዕ ሰብ ኣይኮነሉን ኢዩ ኢግዚኣብሄር ምሳኪ ይኩን ንዓኪ ዝበሎ ፈጣሪ ሒዝዎ ኣሎ!!!!

  • @belaineshisak7165
    @belaineshisak7165 Жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ግን ድማ ኣባኪ ጥራይ ኣይኮነን ኣብኩሉ ሰብ ዝወርድ ኢዩ እንተኮነ እቶም ዘማጹልኪ ይፈልጡ ኢዮም ተውጻካ ጥራይ ኢሎም ናዓኪ ኣርጊጾምኪ ምክንያቱ ኖካል ጎንኪ ስለዝፈልጡ 2 ኣብ ናይ ኢትዮጲያ ወዲኢዎ ክጸንሓኪ ከሎ ዘይምጥርጣርኪ ኣብ ናትና ኤምባሲ ዘይመኪየዲኡ ቃልኪዳን ስለ ዝነበሮ ኢዩ እዚ ላድሮ ፈገር ተጋዳላይ ኢልኪ ከማን ኣይትጸውዕዮ ኣታላላይ ኢዩ ዝባሃል። ብዝኮነ ማስጣኪ የውርደሉ ዋላ ንደቂ ተባዕትዮ ከሙኡ ትገብራ ኣለክን ቀጠፍቲ

  • @weynits571
    @weynits5713 ай бұрын

    selam etity kab kilu zibels nibetkum yimliayo brukat hizby Eritra,fikry genzeb mot yiblna KAL AMLAK Yikire tebahhilna bi Firhat EGZIABHERYU sibuk nabty mikur bahlina bimzrirab zeyftah shigr yelonko❤😢

  • @kidanyowhans5472
    @kidanyowhans5472 Жыл бұрын

    Eway haftey mareyy ajoki amlak msaki ykun

  • @zetamful
    @zetamful Жыл бұрын

    If we want to know same one we have to ask directly. It's oke you lost about 5000 -7000 and your your time but it can be more worst so take care. Single life is nothing wrong make your life happy.

  • @Feven5619
    @Feven5619 Жыл бұрын

    God bless you Haftey! God bless you nai behaki kemziyom gwahafat ouf!

  • @user-cm9rj3kn6w
    @user-cm9rj3kn6w Жыл бұрын

    Bal ezis sebay dyom kbhalu ajoki haftey egziabher amlak edmen tenan yhabki

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 Жыл бұрын

    ኣጆኺ ሓብተይ ናተይ እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ክባርኽኪ እዮ እንቋዕ ጽቡቅ ገበርኪ እምንበር ዘጉሂ የብልክን ንዑኡ ግን ከምግብሩ ይፍደዮ ፈጣሪ

  • @rahelgilay84

    @rahelgilay84

    Жыл бұрын

    Not. Iinfrmatian.

  • @user-en3kl4dg2r
    @user-en3kl4dg2r Жыл бұрын

    ኣጆኪ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @rimon7297
    @rimon7297 Жыл бұрын

    እሕዋት subscribe ግበሩለይ ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ መደባት ምስ እትደልዩ

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme9705 Жыл бұрын

    Away haftey dhan ageki azy da ankaio rhakeli hjy gn ajeki bertio

  • @ruthalinda8358
    @ruthalinda8358 Жыл бұрын

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ

  • @michaelnuel1
    @michaelnuel1 Жыл бұрын

    This is a private relationship but I respect you for not naming his name

  • @merhawithayilemichael6205
    @merhawithayilemichael6205 Жыл бұрын

    አጆኪ ዝሐፍተይ አምላክ ምሳኪ ይኩን

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 Жыл бұрын

    Izi hade ketafiu amlak nai idu aisan ❤️❤️❤️🙏temahara

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up Жыл бұрын

    እውይ ጸገም ዝበለካዮ ይጥለምካ ብፈጣሪካ

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 Жыл бұрын

    You are beautiful lady, ajoki Egzabher ms qunuE seb eyu🌺

  • @ghirmaydebsh1730
    @ghirmaydebsh1730 Жыл бұрын

    Hi josi bmqda Selam Ezi teqrbo zeleka kulu mefthi yrkebo alo du Tetqarxo mhash ybl bzterfe ab srah ka Selam ymneyelka

  • @samueleyasu3531
    @samueleyasu3531 Жыл бұрын

    Not everyone is cruel and not everyone is also kind bad treatment is equal from both men and women,it's conscience at the first and last

  • @tesfiesbhatu6263
    @tesfiesbhatu6263 Жыл бұрын

    ጆሲ ዓቢ ሰብ አዞም ምስ ሓዳሮም ዝተባሱ ምፍራግ ኣብዮምካ አዛ ሰብ ናይ አዳ ኣይረኸበትን

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ጆሲ ናይ ባሓቂ ተጋግያ ዘይትፈልጦ ኣብ ነርዓ ምውሳና ሎሚ ንነብስኻ ጥራይ ኢኻ ትኣምን ሎሚ ቀደምሲ 10 ዓመት ዜርካ ኣይትደፍርን ንመርዓ አዋይ ሓፍተይ በቲ ናይ ቶዃርር ጐሩ ኣደንዚዝክሎ

  • @peacefortheworld2101

    @peacefortheworld2101

    Жыл бұрын

    ዝበዝሕ ሰብ ከሙኡ እንደኣሉ ዘሎ ሰብ ብfacebook ተላልዩ ዶ ኣይኮነን ኣብ መርዓን ውላድን ዝበጽሕ ዘሎ። ካብ ጠላም ሰብ ደኣ ይኽደነና በል እምበር

  • @abrahamgebremedhin976
    @abrahamgebremedhin976 Жыл бұрын

    Ajoki gal hawan hiwet kalsi ya ✊✊

  • @Alexander-nc2cn
    @Alexander-nc2cn Жыл бұрын

    Amlak alo 😭😭😭😭

  • @magdam8106
    @magdam8106 Жыл бұрын

    Ageki zehefty aemlek kefede eye🙏🙏

  • @mela009mohammad9
    @mela009mohammad9 Жыл бұрын

    Eway goda Ajoka heftey marey

  • @eritreakidanemamaanseba9005
    @eritreakidanemamaanseba90053 ай бұрын

    Eritrawit ኣደ ጅግና እያ መምሃሪ እምበር ድንን ትብሉሉ ኣይ ኮነንን ኣጆኪ ትብዒ ❤ ንዓኪ ዝመስል ኣምላክ ይሃብኪ

Келесі