'' ግብረ መልሲ ነቲ ብበልኣም ዝመጸኒ ጠቐነ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

Ойын-сауық

Пікірлер: 213

  • @user-lp4zd3jg1u
    @user-lp4zd3jg1uАй бұрын

    ኣይዞኻ ክቡር መምህር ካሳሁን ሓወይ ንባዕሉ ፅባሕ ንጉሆ ዘሕፍሮን ዕረ ዝጥዕሞን ነገር ይገብርሎ እምበር እምበር ናዓኻስ ናይዚ ሰብ ፀርፊን መርገምንሲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ መዓርን ወለላን እዩ❤❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-lp4zd3jg1u

    @user-lp4zd3jg1u

    Ай бұрын

    @@hiwilove19 sub ገይረልኪ ኣለኹ

  • @user-mo4vu6ic3k

    @user-mo4vu6ic3k

    Ай бұрын

    Bet amlak zetu yu zigebr zelo entay koynu zihafer niskum ekum tegaru👈

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigrawetiАй бұрын

    *_𝑤𝑒𝑙𝑐𝑎𝑚𝑒 መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ዝፈትወካ መርአያ ናይ ተዋህደና🎉❤።_*

  • @tahgaskahsay458

    @tahgaskahsay458

    Ай бұрын

    Ghost yu 😅uyuuuyyyyiyy😅yyyyyy😅yuyuu😅yy😮yyyyyuyyyy

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    Ай бұрын

    Amennnnn (3) kale hiwet yesmealna kubur hawna Kasahun Egziabher Amlak zebenka ybark

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6pАй бұрын

    ባህሪ በልዓም ንዘለዎ ሰብ ብዙሕ ኣይትገደሰሉ ከም ቀደምካ ጥራሕ ወንጌል መሃረና

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-tn9yu7pv3b

    @user-tn9yu7pv3b

    Ай бұрын

    ደመርኒ❤❤❤

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie6094Ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና እቲ ሓቂ ንሱ እዩ ቀጽሎ ጸግኡ የብዝሓልካ ብፍላይ እቲ ንዑኡ ሓቂ ኣምሲሉ ዝነግሮ ዘሎ መንፈስ ናይ ምንታይ መንፈስ እዩ እትብል ትምህርቲ ኣገዳሲት እያ ❤❤❤

  • @user-gb9gw9up6p
    @user-gb9gw9up6pАй бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና #እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም♥️🙏

  • @eyobgebremeskel7572
    @eyobgebremeskel7572Ай бұрын

    ክቡር ሰባኽ ወንጌል ካሳሁን ሓውና ካብቲ መስመር ሃውማኖቶም ዝወጹ ዝዛረብዎ ብዙሕ እንተዘየድሃብካሎም ጽቡቕዩ ጥራይ ንሕና ክንማሃረሉን ክነቕሓሉን እንኽእል ትምህርቲ ኣቕርበልና

  • @QLUQlu-iy9uq
    @QLUQlu-iy9uqАй бұрын

    መምህርና❤

  • @user-is7fo6zu7f
    @user-is7fo6zu7fАй бұрын

    ምዛናዊ መምህር ካሰሁን አጆካ ቅብአት ዝተቀበአት ፀጉሪ ሓመድ ትእክብ ሓቂ ድማ ፀላእታ ቡዙሓት እዮም💪

  • @temsgne7752
    @temsgne7752Ай бұрын

    ኣሜን(3)ቃል ሄወት ይስመዐልና ክቡር መምህረይ ኣነስ ክፈትወኹም መምህረይ ትሕትናኩም፣ ትምህርትኹም ንኹሉ ምድያ ይርኢ እየ ግን ኻማኩም ትሕተናኩም ትምህርትኩም በረኸትኹም ይሕደረና❤❤❤❤ እግዝብሔር ኣምላኻ ዓይነልበንኡ ይብርሀሉ እግዝብሔር ኣምላክ

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @user-jd8wn9lh3d
    @user-jd8wn9lh3dАй бұрын

    ክቡር መምህርና አምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኹም ይባረኽ ቃለ ህይወት የስመዐልና ንዑኡ ሰዓብቱን ድማ ኣምላኸ ቅዱሳን ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም እንበር የሕዙኑኒ አነስ ኣብኡ ዘለዉ ህዝቢ😢😢😢

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshiАй бұрын

    አግዛቢሒር❤❤❤ ጸግኡ የብዛሓልካ መምህረይ

  • @user-bd6xx4fp8c
    @user-bd6xx4fp8cАй бұрын

    ስላም መምህራና እንኳዕ ስላም መጻእኻ ኣጀኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እመ ብርሃን ታሓልውኻ ቃል ህይውተ ያስመዕልና አምላከ ጸጋኡ ያብዝሓልኻ❤❤❤❤🥰🥰🥰😍😍

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752Ай бұрын

    ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረይ

  • @brhane90
    @brhane90Ай бұрын

    እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይክበር ይመስገን ኣሜን (3) መምህር ካሳሁን ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ጸጉኡ ሓይሊ ይሃብካ ኣጆካ ❤

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316Ай бұрын

    እንቃዕ ደሓን መፃኻ ኻሳሁነይ አጆኻ 💒

  • @merhawithaile7390
    @merhawithaile7390Ай бұрын

    Kasuhun hawna memhr hbrete seb eka kale hiwet ysmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @user-go7ez2on5i
    @user-go7ez2on5iАй бұрын

    ሓቀኛ ሰበ አምላክ ጸግዑ እዩ አጀኩም❤

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xbАй бұрын

    Enqea besalem mexiek memhrey keb deybielis selam wey xibek yalen ney sdratn memhrey abo tehitn abo wengel ❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6rАй бұрын

    አጀኻ መምህረይ እግዚአብሔር ምስኻ ይኩን🙏💗

  • @mebrahtommahray7
    @mebrahtommahray7Ай бұрын

    ኣነ ሓደ ካብ ናትካ ትምህርቲ ብዙሕ ከሲበ ኢየ ኣብዚ ናይ መሳቅል ምልስካ ግና ኣንዳ ሰሓቅካ ዝመለስካሉ ናይ ንዕቀት ዝመስል ደስ ኣይበለንን። ምክንያቱ ከምቲ ትምህርትካ ከይ ሰሓቅካ መልሰሉ እቶም ምሱኡ ምስ ኢፍረም ዘለኩም ከኣ ንየሕዋትኩም ኣቦታትኩም ካህናት ፡ንዲያቆናት፡ መዛሙራን ሕተቱ መጻሕፍቲ መርሙሩ። ኣምላክ ሰላም የዉርደልና ናይ ንሰሓ ዝመን ይግበረልና ።

  • @user-mo4vu6ic3k

    @user-mo4vu6ic3k

    Ай бұрын

  • @user-nu8qz1wm6v

    @user-nu8qz1wm6v

    Ай бұрын

    ክብረተይ ንሱስ ክስሕቅ ዶ ደስ ኢልዎ ኮይኑ ተግባራት ናይ እፊሬም እዩ እንበሬ ምክንያቱ ዘይፈልጥ ቶዝኮን ነይሩ እወ ስለ ዘይፈለጠ ንብል ኢፍሬም ግን እና ፈለጠ ይኡ ዘስሕት ዘሎ እና ሓደ ገፁ የስሕቀካ ሓደ ሓደ ግዜ የሕዝነካ ከመይ እቶም ተከተልቲ ኢፍረም ብዘይ ፍላጦም ስለ ዝጋዓዙ ዘለዎ

  • @user-ho7sk7zl3m
    @user-ho7sk7zl3mАй бұрын

    ሰለም ክቡሩ መምህርና ካሳሆን ❤❤❤እንኳዕ ብሰለም መፃኢኹም

  • @NATMAHARITV
    @NATMAHARITVАй бұрын

    እንቃዕ ደሓን መጻኻ መምህረይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንዕኡ ከኣ ኣዒንተ ልቦንኡ ይኽፈተሉ ኩልና እዞም ተኸታተልቲ ከኣ ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ ሓሚሙ ኢዩ ኮመንት ክንጽሕፍ ከለና ውን ብዘይ ወገንነት ይኹን ❤ ከም ሓሳብ ከኣ በልኣም ወዲ ቢልያል ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን ፍቁር ሓውና ኤፍሬም እናበልካ እንተትዛረብ ጽቡቅ ኢዩ ሰብ ብፍቅሪ ኢዩ ዝሰዓር ከምዚ እንተኾይኑ ንሱ ውን ኣንጻር ኢዩ ኩሉ ግዜ ክኸይድ ❤

  • @asmetek5279
    @asmetek5279Ай бұрын

    Amlak msaka yu Memhr Kasahun

  • @user-fl6zs3hb5n
    @user-fl6zs3hb5nАй бұрын

    ምስማዕ እኮ ኣብየናና ታይ ክንገብር እግዚአብሔር ኣምላክ ንየማን ይመረሐና እንበር

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xdАй бұрын

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና 🙏♥️

  • @saa4252
    @saa4252Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-lj6we2kg1l
    @user-lj6we2kg1lАй бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ክቡር ሓውና ካሳሁን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @meazazeresenay6179
    @meazazeresenay6179Ай бұрын

    Qal hewet yesmalena kebur memherna❤❤❤

  • @user-yz4it2zn4j
    @user-yz4it2zn4jАй бұрын

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🤲🙏🏽✝️💒✝️🤲🙏🏽

  • @filitubechannel1357
    @filitubechannel1357Ай бұрын

    ❤❤

  • @mlien5628
    @mlien5628Ай бұрын

    ክቡር አቦና መምህርና ወላዲት አምላክ ምሳኹም ትኹን አብ ሂወት ፍተናን ጠቀነን ዘሎ ዩ ኣጆኹም

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554Ай бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ኩቡር መምህርና ❤❤❤

  • @user-vb7sh9dj7f
    @user-vb7sh9dj7fАй бұрын

    Egziabher Amlak mhret yewurdelu 😢 memhrey ka tsegu yebzhalkum ❤ Egziabher mhret yewurdelna nkulatna 🙏

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher333Ай бұрын

    Amen Kale yesmalena kasahun hawey amlak ademen teqnane yehabka ❤️❤️ 🥰

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445Ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏 ❤

  • @yemanemehari8272
    @yemanemehari8272Ай бұрын

    ክቡር ሓወይ ኣምላኽ ይባረኽካ ብጣዕሚ ደስ ኢሊኒ ተቅርቦ ጊን ሕቶ ኣላትኒ ማርያምድዮ ወላስ ርኹስ መንፈስ ብኸመይ ክንላልዮ ንኽእል

  • @user-mo4vu6ic3k

    @user-mo4vu6ic3k

    Ай бұрын

    Niresu ayfelton yu👈

  • @xionmariamadey2982

    @xionmariamadey2982

    Ай бұрын

    Nebat nefsiki amakiro

  • @yemanemehari8272

    @yemanemehari8272

    Ай бұрын

    @@user-mo4vu6ic3k ሓራይ እቶም ትፍልጡ እሞ ኣካፈሉና ክፈሊጥ ስለ ዘለኹ ኢየ ሓቲተ ኣነ

  • @tsigehaylu8798
    @tsigehaylu8798Ай бұрын

    Amen amen amen Qalhiwet yesmeilna ❤❤❤

  • @user-kf1wx4jk7l
    @user-kf1wx4jk7lАй бұрын

    ኣሕዋተይ ስልምንታይ ላይክ እናበልና ዘይንኣቱ 👍

  • @user-gl6qo3iz6p
    @user-gl6qo3iz6pАй бұрын

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773Ай бұрын

    እንኩዓ ዳሓን መፃእኻ መምህረይ ቃለሂወት የስመዐልና ንስኻ ቀፅለሉ ህዝቢ ካብ ጥፍኣት ኣድሕን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ነዘ ዝኽተሉ ግን ብሓቂ ዓይነ ልቦንኦም ይክፈቶ ፈጣሪ😢😢😢

  • @senaitmeles976
    @senaitmeles976Ай бұрын

    እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ካሳሁን ኣጀኻ ነዚ ሰብዚ ንስኻን ስልጣንን ኢኹም ትኽእልዎ እንበር ካህናትስ ብኣፎም ተታሒዞም እዮም

  • @user-sf2ip3ek4w
    @user-sf2ip3ek4wАй бұрын

    edmen teinan yhabka memhrey🎉❤❤❤

  • @user-do7ch5ns6u
    @user-do7ch5ns6uАй бұрын

    Ajoka kubur hawna eti haqi kali egzeabiher qali eyu zenxerxiro zolo amlak nab megedi yeman ymlesom kubur hawey egzeabiher memelisu xegueu yebzehalika amen amen amen

  • @AstedeHailu
    @AstedeHailuАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ya-mariam-setuta
    @ya-mariam-setutaАй бұрын

    ብጸሎትና ንዘክሮ ኳሳሁን ሐወይ ዓቅሉ ጸቢብዎ አሎ

  • @niminimoo6620
    @niminimoo6620Ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢

  • @aslizere4977
    @aslizere4977Ай бұрын

    🙏🙏🙏

  • @teklinomassawa2270
    @teklinomassawa2270Ай бұрын

    🙏❤❤❤🙏

  • @GantaNegse
    @GantaNegseАй бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @rew5434
    @rew5434Ай бұрын

    ብትክክል በእውነት ❤

  • @yrgaalem8486
    @yrgaalem8486Ай бұрын

    🙏🙏🙏⛪❤️❤️❤️🙏

  • @selamawitseyoum5884
    @selamawitseyoum5884Ай бұрын

    መምህርና❤❤❤❤

  • @GantaNegse

    @GantaNegse

    Ай бұрын

    የኔ ❤

  • @selamawitseyoum5884

    @selamawitseyoum5884

    Ай бұрын

    @@GantaNegse ዓሰለይ

  • @mattiastesfalem1731
    @mattiastesfalem1731Ай бұрын

    Goyta ybarka 🙏❤️

  • @dyland7127
    @dyland7127Ай бұрын

    You are one of the true orthodox teacher/preacher. Keep going. You are in the right direction.❤❤❤

  • @selamawitmebrahtom597
    @selamawitmebrahtom597Ай бұрын

    Abet fetene izgabher yhagizka bel kubur Meamhir kasahun hawey.

  • @user-xk7ot4um2f
    @user-xk7ot4um2fАй бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @adjhdyr6672
    @adjhdyr6672Ай бұрын

    መምህርና❤❤❤

  • @user-pw2ks5ic9v
    @user-pw2ks5ic9vАй бұрын

    መምህርይ❤👏

  • @user-ln4mn1qu5k
    @user-ln4mn1qu5kАй бұрын

    kubur hawna memhrnan ezgabiher amlak xegeu ybzhalka ezi seb ezi aytgedeselu nsaka suk elka mhrena ezgabiher amlak ykre ybelelu

  • @ngstihaileslassie9337
    @ngstihaileslassie9337Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @dawitm.841
    @dawitm.841Ай бұрын

    ጽቡቕ ሽም ኢካ ሂብካዮ በልዓም ሐሳዊ የሱስ አይተሰቅለን ኢሉ ዝዛረብ መታለሊ ሰብ እዩ አምላክ ይገስጾ.

  • @missg7480

    @missg7480

    Ай бұрын

    ክቡር ሓወይ ኢየሱስ ኣይተስቅለን ኢሉ ከምዝ ተዛረበ መረጃ ኣለካ?? ኣይትፍረድ ከይትፍረድ 😢

  • @user-jm3ti6ks2l

    @user-jm3ti6ks2l

    Ай бұрын

    @@missg7480 ከምዚ ግን ኢሉ እዩ ክትምሃር ፈትን ሃወይ ኣዳምን ሄዋንን መስቀል ኒርዎም???? ቅዱስ ያረድ እንባ ደርሆ ድዩ ኣዱ??

  • @missg7480

    @missg7480

    Ай бұрын

    @@user-jm3ti6ks2l ክራይልላይሶን ክራይላይሶን ክራይላይሶን ዓለም ቅድሚ ምፍጣራ ኣብሕል እግዚኣብሄር ነይሩ እዩ. መላክት መስቀል ኣለዎም ኩሎም ፍቁራቱ መስቀል ኣለዎም ዝሓወይ. ናይ ቁዱስ ያሬድን ካልኦትን ታሪክ ድማ ንግዜ ንግደፎ ኩላ ሓቂ ኣብግዚኡ ይገለጸ : ኩሎም ኣገልግሎም ፀዲቆም ከይዶም እዮም ኩልና ዓድና ሰማያት እዩ. ኣሰሮም ንከተል.ኣብዘይሳህብ ክንሰሓሃብ ኣይንዋል: መሬት ከይመስየና ንግዜ ንሃቦ ኩሉ. ጉዳይ ሰምያዊ መገድና ንሕሰብ ዘግደልክዎ ብትጉሃን መላክት ይተኣረመለይ ክቡር ሓወይ

  • @missg7480

    @missg7480

    Ай бұрын

    ​​@@user-jm3ti6ks2l ክራይላይሶን ክራይላይሶን ክራይላይሶን ክቡር ሓወይ መላእክት ዉን ቁዱስ መስቀል ኣለዎም. ቅዱሳን ኣቦና ኣዳምን ሄዋንን ድማ ቅዱስ መስቀል ተሃ ለዎም ኩሉ ስራሕ ጎይታ ተመስገን. ሕልና ጎይታ ክምርምር ዝክል ማንም ፍጡር የለን. ካብ ኢልዎ አላቶ ክንብል ንዉእል ኩሎም ቁዱሳኑ ገድሎም ፈጽሞም ፀዲቆም ከይዶም እዮም እሞ : ንሕና ድማ መርየት ከይዓርበና ሰማያዊ መገድና ድኣ ንሕሰብ : ጉዳይ ቁዱስ ያሬድን ካልኦትን ድማ ኩሉ ሓቂ ግዜ ክምልሶ እዩ ኩልና ዓድና ሰማያት እዩ: ኣሰሮም ድኣ ንከተል እምበር ንምፍራድ ድማ ኣይንጉየ : ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ ተባሂልና ኢና እሞ: ብገዛእ ሕልናናን ኣእምሮናን ብእዝንና ዝሰማእናዮን ብዓይንና ዝረኣናዮን ድኣ ንመርምር ካብ ኢ ሎሞ ኢልና ንዛረብ ሓወይ. ጌጋ ኣለዎ ተልካ ድማ ፀልየሉ እምበር ወይ ብኣካል ረኺብካ መርምሮ ኣብ media መጽካ ምዉንጃል ግን ኣየምሕረልናን😢ንኹልና ምሕረቱ ይስደደልና እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏

  • @missg7480

    @missg7480

    Ай бұрын

    ክራይላይሶን ክራይላይሶን ክራይላይሶን ክቡር ሓወይ መላእክት ዉን ቁዱስ መስቀል ኣለዎም. ቅዱሳን ኣቦና ኣዳምን ሄዋንን ድማ ቅዱስ መስቀል ተሃ ለዎም ኩሉ ስራሕ ጎይታ ተመስገን. ሕልና ጎይታ ክምርምር ዝክል ማንም ፍጡር የለን. ካብ ኢልዎ አላቶ ክንብል ንዉእል ኩሎም ቁዱሳኑ ገድሎም ፈጽሞም ፀዲቆም ከይዶም እዮም እሞ : ንሕና ድማ መርየት ከይዓርበና ሰማያዊ መገድና ድኣ ንሕሰብ : ጉዳይ ቁዱስ ያሬድን ካልኦትን ድማ ኩሉ ሓቂ ግዜ ክምልሶ እዩ ኩልና ዓድና ሰማያት እዩ: ኣሰሮም ድኣ ንከተል እምበር ንምፍራድ ድማ ኣይንጉየ : ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ ተባሂልና ኢና እሞ: ብገዛእ ሕልናናን ኣእምሮናን ብእዝንና ዝሰማእናዮን ብዓይንና ዝረኣናዮን ድኣ ንመርምር ካብ ኢ ሎሞ ኢልና ንዛረብ ሓወይ. ጌጋ ኣለዎ ተልካ ድማ ፀልየሉ እምበር ወይ ብኣካል ረኺብካ መርምሮ ኣብ media መጽካ ምዉንጃል ግን ኣየምሕረልናን😢ንኹልና ምሕረቱ ይስደደልና እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @mihretadhanom8175
    @mihretadhanom8175Ай бұрын

    wejhatu zebele kexlani dhul😢xelyelu ignore gbero kasahun hawey ,nska dea lebam endika wedi tbebeni sirak❤

  • @user-pp5mj5xn6m

    @user-pp5mj5xn6m

    Ай бұрын

    እንታይ ዝበለ ክፍኣት ጸለመ ኢዩ ናይቲ አቦ ሓሶት ዝኮነ ሰይጣን አብ ርእሱ ደይቡ ተቆጻጺርዎ ምሕረት የዉርደሉ ንሓዉና ንዓካ ከአ መምህር ካሳሁን ሓወይ መልኣከ እግዚኣብሔር ቅዱስ ሚካኤል ይሓልካ 🙏

  • @ManaAbraham-fh1cs

    @ManaAbraham-fh1cs

    Ай бұрын

    ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምቶ ምስኪን ካሳሁን ሓወይ ድማ ኣጆኻ ኣንቂሕካና ኢኻ ኣምላኽ ጻማኻ ክህበካ እዩ

  • @Alleyesonme905
    @Alleyesonme905Ай бұрын

    Bzuh fetene kegetmeka eyu gin memhirey bertie egzeabher amlak ab gonika eu🫶🏽☦️🤲🏻

  • @semharfrezghi3386
    @semharfrezghi3386Ай бұрын

    Ajoka amlak msaka eyu❤

  • @rahelshishay5389
    @rahelshishay5389Ай бұрын

    🙏🙏🙏❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qhАй бұрын

    🙏✝️🙏❤

  • @selamzaid8539
    @selamzaid8539Ай бұрын

    Hamimu ekau mhret kewrdelu dea nxeliyelu ember zeamno seb bzuh aykonen

  • @yorusaman5095
    @yorusaman5095Ай бұрын

    Eway Anta kashun hawey Mary abte derju kitwedq anes Birznateka aze eya zifatiwekan Zekibrakan Zehawe ab Derjak aykonen Aemlik Edman tinan Yehabley tebrki❤

  • @user-sj9tq9yd4x
    @user-sj9tq9yd4xАй бұрын

    ❤❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrrАй бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️🌿🌿🌿💞💞💞💞💞

  • @user-fr7qt1oj4g
    @user-fr7qt1oj4gАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-rn6mi7pm1t
    @user-rn6mi7pm1tАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hiwettiakabo2751
    @hiwettiakabo2751Ай бұрын

    Izgabiher zkeberen ztemesegene ykun zbuk yesmaana memhr amlak yhalwka b slalu geyru

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12Ай бұрын

    መምህረይ ብዙሕ አይትገደሰሉ ሰይጣን ዘለዎ ሰብ ስም አምላክ የዕገርግሩ እዩ ርጉም እስያ እዝጊ ይረግም ትብል ነይራ አደይ ነብሳ ይምሓራ ንስኻ ትምህርትኻ ቀፅል ወለዲ ስለ ዘኽበርካ ኽብሪ ይሃብካ

  • @yordanoshaile87
    @yordanoshaile87Ай бұрын

    ንብልአምሲ እንዘይተምጽኦ ምሐሸ

  • @meraftesfahannes1978
    @meraftesfahannes1978Ай бұрын

    Way atum mebhrey nskumsi mszi halewulowa

  • @user-nr9kr8zl8w
    @user-nr9kr8zl8wАй бұрын

    እኳዕ ብሰላም መፃኩም መምህርና❤ መምህረይ ብምንታይ ክረኽበኩም ይኽእል ኣነ ኣብኡየ ማሕበረይ ሕቶታት ኔሩኒ

  • @user-kf4rh8ls8g

    @user-kf4rh8ls8g

    Ай бұрын

    ብመሰንጀር ርከብዮም ክብረተይ

  • @user-nr9kr8zl8w

    @user-nr9kr8zl8w

    Ай бұрын

    ​@@user-kf4rh8ls8gእሹኒ ማማዬ ታይ ይብል ፌ/ኮም💙

  • @samer-wh6rk

    @samer-wh6rk

    Ай бұрын

    ካሳሁን እምባየ ኢልኪ ርከብዮ ዝሓፍተይ

  • @Fnoteabewmedia

    @Fnoteabewmedia

    Ай бұрын

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን፣ ብፈይስቡክ ናብዚ ስደድለይ fb.em@fnoteabew.kassahun ወይ ድማ Kassahun EM ኢልኪ ርኸብኒ፣፣

  • @user-jd8wn9lh3d

    @user-jd8wn9lh3d

    Ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276Ай бұрын

    ከምቲ ዝበልካዮ እቶም ንቢላል ዘምልኩ ኢዮም ዘሕዝኑ ቢላል መዓረኒ ምርሓኒ እናበሉ ዝዝምሩ 😭

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992Ай бұрын

    Ajoka neaka zeyfelte yelen kesawen hawey buruke shelel belo etom zsebwo trau zednexuka😢

  • @user-en4qm8yt6v
    @user-en4qm8yt6vАй бұрын

    Selam memhr zey tetemeqe qolie kiqbel ykal do

  • @edujosi5947

    @edujosi5947

    Ай бұрын

    No aymselenn haftey

  • @Fnoteabewmedia

    @Fnoteabewmedia

    Ай бұрын

    selamkum ybzah, aykealn eyu. qidim kitimeq alewo

  • @ghirmayweldeyesus5293

    @ghirmayweldeyesus5293

    Ай бұрын

    ዋ ከመይ ኢሉ ይኸውን ነዚ ዘይፈልጥከ ኣሎ ድዩ፧?ካብ ጥምቀቱ መዓልቲ ጀሚሩ እኮዩ ሀ ኢሉ ክቅበል ዝጅምር።እዛ ርእይቶኪ ግን ከምወዮ መምህር ስልጣን ዝበሎ ሰብኣይኪ ኣስላማይ ኢዩ መስለኒ፧? ተሓቢእኪ ክተቁርብዮ ዝደለኺ ትመስሊ፡እታ ጥምቀት ግን ሰብ ኣኪብካ ካህናት ጸዊዕካ ስለትግበር ንዕኡ ፈሪሕኪ ዝገደፍክያ ትመስሊ። ንኣፍልጦ እንተኮይኑ ከኣ ይቅርታ!!!!!

  • @user-gs2ee8nc4m
    @user-gs2ee8nc4mАй бұрын

    Kbur memhrna dhan ezi gdefo mergem nregamiau eyu

  • @gumashame
    @gumashame29 күн бұрын

    መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልወልና ፈጣሪ ኢፍሮም ፈትዩ ኣይኾነን ሰይጣን እዩ ተሰቅልዎ ኹሉ ዘረቡኡ ናይ ሰይጣን እዩ ናይ ሰብ ኣይመስልን መንፈስ ሰይጣን እዩ ሓዲርዎ ጥዕንኡ እውን ፅቡቅ ዘሎ ኣይመስለንን

  • @Zeromtekeste
    @ZeromtekesteАй бұрын

    𝑺𝒆𝒍𝒂𝒎

  • @abiel4
    @abiel4Ай бұрын

    Ab amlak aminka kulu yhlef eyu memhrey.

  • @kibrombeyene4259
    @kibrombeyene4259Ай бұрын

    Entay Aynet hzbi Eyom gn nezi seb Ezi maere kndzi zamnwo xnh elom wn Ane Amlak eye sgeduley enteylwom ksegdlu eyom yegerm eyu Hmaq zkone zemen

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461Ай бұрын

    Xselylu ezi btieneu aykonen egzeabher amlak ms kbrka yenbrka thutn sruen memhr eka aylegbekanyu zbele entebele

  • @user-mo4vu6ic3k
    @user-mo4vu6ic3kАй бұрын

    Efrem hawey himam resi koynkum timhirti diyu tewedieka 😅

  • @hi-xg2xu
    @hi-xg2xuАй бұрын

    ዌይሊኦም እቶም ንዕኡ ዝከታተልዎ የደንግጽካ

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom4044Ай бұрын

    Gbre melsi keman aythabom😢 nyo beluwo ab hade haymanot knskum fah aytebluwo hzbi tewahdo🫣🙄🙏🏾✌🏾

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr9964Ай бұрын

    ከመይ ዝበለ ሰብ ኢዩ እዚ ኤፍሬም ኡፍፍፍ ንባዕሉ ሰላም ሲኢኑስ ንሰብ ሰብ ሰላም ክኸልእ

  • @hiwetmnbar9271
    @hiwetmnbar9271Ай бұрын

    Selam Kasgun hawey enqa bselam mexaka ember Efar dea 750-500 hzbi ab Telegram eyu zhadr zwl bteami eyom zedenguxuka abau zeyele Tarik seytawnti enda negere eti hzbi kea gebarom & brkom xelimomm b msgad zakl abzey kewn hwteta mesakin nska gnnkeytgdefo bejaka hzbi yetfa alo

  • @hi-xg2xu
    @hi-xg2xuАй бұрын

    እዚ ሰብ እዚ ጠንቃም ዴያብሎስ እዩ ኢግኖር ግበሮ

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753Ай бұрын

    ሃረምቱ ድሕሪ ብሕጊ ምትሓዞም ሃረምቱ ካብ ተፈልጡ ብዓቅሊ ተጸበ ዓቕሊ ዋጋ በቕሊ

  • @samuelabraham4877
    @samuelabraham4877Ай бұрын

    Ane ygermeni ko alo Ms zeytrakebu zeytsamamau Nabzi memxika sb trbshu Nrebahakum eyu Dedbelwo amxikm seb trubshu.

  • @andebrhanteklemariam9739
    @andebrhanteklemariam9739Ай бұрын

    ሕውና ካሳሁን ብጣዕሚዩ ዘሕዝን ምስኡ ዝዓብዱ ሰባት ምህላዎምዩ ዘሕዝነካ ብዛዕባኻ ብግጥሚ ጽርፍ ውዒሎም ኣብ መወዳእታ ብስብሃት ለእግዚኣብሄር ጽሑፎም ዝዛዝሙ ምህልዎም 😂 ኤፍረም ህልኸኛ ንሓመዱ ኮይኑካ ክክክክክ

  • @luwamberhane6843
    @luwamberhane6843Ай бұрын

    😢😢😢 40 xome mdri si

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908Ай бұрын

    እንታይ ወሪዱና ዘሎ ዓይነት ወዲቁዋ እዚ ሃይማኖትና ምሕረት ካብ ኣምላክ

  • @Acnt12
    @Acnt12Ай бұрын

    Anes sile ziyefia ahiwatey eu zehisibeni zelo

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8dАй бұрын

    ኣነ ደስ እትብለኒ ኣንደበትካ እዱብ እዩ ንዝኮነ ውልቀ ሰብ ይኩን ሃይማኖት እናቋሸሽካ ብስምዒት ኣይኮነን ትምህርትካ ጥበብ ዝተሓወሶ ኣብ ትምህርቲ ጥራይ ዘተኮረ እዩ ልሳንካ ቀጽሎ

  • @helenbaryagabr9964

    @helenbaryagabr9964

    Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ❤

  • @Tesfamhret
    @TesfamhretАй бұрын

    Kela tahadso

Келесі