ብርሕቐት ፍቕሪ ዝጀመርክን ክትፈልጥኦ ዘለክን

#distance #distancerelationship #distancelove #love #miss #ethiopian #tigray #eritrean #habesha #loveandrespect #loveandrelationships #loveandlight #saudiarabia #dubai

Пікірлер: 39

  • @meratyngos5330
    @meratyngos53303 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኹሉ እዛ ድገለፅኽያ ያማለአለይ እዩ ፊቅረይ ተመስገን ኣምላከይ ንፁሁ ኣፊቃሪ ስለ ዳሃብኻን❤🥰🙏🙏🙏

  • @QwertAsdfg-jt3ry
    @QwertAsdfg-jt3ryКүн бұрын

    ክሉ ፅብቅ እንድዩ ሓሳብኪ ግን ናይ ባሓቂ ዝደልየኪ እንተ ክይኑ ክብርኻ ዝቅጥጥ ነገር ስእሊ ኣይብለክን እንድያም ከምእታት ንኽይትገብሪ ባጣዓሚ እዩ ዝምኽረኪ እቲ ኦርጅናል ወዲ ዝባሃል ከምዚ እዩ ❤️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182Күн бұрын

    ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ምክሪ እዩ ህያበይ ቀፅልሉ ❤❤❤

  • @user-cb4ie7ur1s
    @user-cb4ie7ur1s9 сағат бұрын

    Kelu zeblikyo fqry yemalaley eyu....thanks God and thank you

  • @samrawitkindeya4982
    @samrawitkindeya49825 күн бұрын

    ብጣዕሚ አዩ ለመህር ❤

  • @semperTS
    @semperTS5 күн бұрын

    ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኪ❤

  • @oriSila
    @oriSilaСағат бұрын

    tsbuk eyu ketslelu❤❤❤

  • @user-jd4wy9xl8d
    @user-jd4wy9xl8d2 сағат бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @AtcgChc-bs1ou
    @AtcgChc-bs1ou3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤ስናየይ

  • @fion285
    @fion285Күн бұрын

    ለባመይ❤❤❤

  • @mebrahtommelles3171
    @mebrahtommelles31714 күн бұрын

    👍👍

  • @FfFgg-gx3wr
    @FfFgg-gx3wr5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @meseretHagos-bh1mg
    @meseretHagos-bh1mg5 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @GrvfGdef
    @GrvfGdef3 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zh7qv8oz6h
    @user-zh7qv8oz6h4 күн бұрын

    zhaftey🎉🎉🎉

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk56934 күн бұрын

    😍😍😍🙏

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi12874 күн бұрын

    ናይ ብሓቂ ክብረተይ ኣነ ምስ ሓደ መታዓበይተይ ከም ኣሕዋት ብጣዕሚ ንፃወት ነይርና ብስልኪ ንከባቢ 4ተ ዓመት ዝኣክል ፈፂምና ፍቅሪ ክሕዘና እዩ ዝብል ሓሲብናዮ ኣይንፈልጥን ኮይኑ ግን ኣብ ዘየለ ፍቅሪ ጢሒልና እቲ ፀገም ግን ስድራ ኣይከውን ኢሎምና ኣነግን ገዲደ ፎቴዮ ሓሳበይ ኩሉ ተቆፃፂሩዎ ምውሳን ግን ፈሪሐ ንኡ ድየ ክሰምዕ ንስድራይ 😢 ከዚ ግን እቲ ወዲ ወስኒ ናብቲ ዘለክዮ ክመፅእ እየ ንራከብ ይብለኒ ጭንቀት ፈጢርለይ ገለ እባ በልኒ ክብርቲ ሓፍተይ❤

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    4 күн бұрын

    እንድሕር ትፋቐሩ ኮይንኩም ካልኦቶም ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክርድኡኹም እዮም። ፍቕርኺ ከይትስእንዮ መዓረይ መሊስካ ንምርካቡ ከቢድ እዩ

  • @UxYv-mn6fh

    @UxYv-mn6fh

    4 күн бұрын

    ስድራኪ ዝከልከሉኪ ም.ት እዩ ወሳኒኡ ስድራና ዝጠቅመና እምበር ዝጎደአና ኣይደልዩናን

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    4 күн бұрын

    @@Sen_Ts ክብረት ይሃለይ ስለ ዝመለስክለይ ክብረተይ 🙏💚 እወ ኣነማ ተፀሊለሉ እየ ብስሩ ኣፍቂ ኣይፈልጢ ንመጀመርያይ እዩ ።

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    4 күн бұрын

    @@UxYv-mn6fh የቅንየለይ መዓረይ ያ ንሱ ሓቅኪ ነኣና ስለ ዝሓልየልና እዩ እቲ ምክንያት ግን እቲ ወዲ ቤተ ሰበይ ጋል ዓርካ ነይሩ ንኡሳት ነሃለው ኣነ ከዓ ከመይ ምካኑ ሕውነትና ምስታ ጋል ኣይፈልጥን ነይረ ከዚ ግን ኣይከውን ተባሂለ ከዚ ግን ኩላትና ንጭነቅ በቃ ስኢልና ንራከብ ንብል እሞ ንፈርሕ መይስና 😢

  • @user-wu2dt3vo5l
    @user-wu2dt3vo5l2 күн бұрын

    ናይዋስአብ ሰልክኪ ለአክለይ ዝሓፍተይ

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    2 күн бұрын

    t.me/SENAITTS2 በዛ ሊንክ ርኸብኒ. ቴሌግራም እዩ

  • @user-il9xi9hf2o
    @user-il9xi9hf2o5 күн бұрын

    ዕበ ባይ😍

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    5 күн бұрын

    🙏❤

  • @user-wu2dt3vo5l
    @user-wu2dt3vo5l5 күн бұрын

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ አነ ሓፍትኪ አብሰደት እየ ዘለኩ ሰደት ካብ ዝወፅእ አርባዕተ ዓመተይ ገይረ እና አብ ዓዲ ምስ ሓደ ወዲ ተፊሊጠ ቅድሚ ሰደት ምምፃአይ ሓንቲ ምዓልቲ ድማ ተራክብና ነይርና ካበኡ ንሰደት ክመፅእ ምስ ሓሰብኩ ቃል አትየሉ መፂአ ንከይጠልም ንሱ እውን ቃል አትይለይ ክሳብ ሕጂ ድማ ንዳዋወል ነይርና ሰድራኡ እውን አፊልጡኒ እዩ ብጣዕሚ እዩም ዘክብሩኒ ምላዳ አዲኡ እና ንዒ እናበላ ረቢሽናኒ ኩሉ ግዜ እየን ዝበክያ😢😢😢 እነኡ ግን ከይከድ ዓደይ ሓደ ነገር አለኒ ዘጣራጥረኒ ሰልኪ ደውለ አየልዕለንን ደስ ክብሎ የዕልል ደስ ዘይበሎ አየልዕልን ሰልኪ እና ምክሩኩም ለጉስለይ አሕዋተይ አብ ሽፍልል እየ ዝርከብ ከብርቲ ሓፍተይ ከይትሓልፍኒ ክብረተይ❤❤❤❤

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    5 күн бұрын

    ኣዶኺ መዓረይ እስቲ በዚኣ t.me/senaitts2 ርኸብኒ.. ቴሌግራም እዩ

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv5 күн бұрын

    ሰላም ማዓሪይ ኣነ ኣብ ሰደት አየ ዘለኩ ነገር ግን ምሰ ፍቅሪይ ብኣካሊ አይንጣለጥን ብመንገዱ ማሓዛይ እና ተፋሊጣና እና ደሕሪ 1 ዓምት ኢና ፍቅሪ ጀምኒና ገኒ 2ተ ወሪሒና አዩ ግን ብጣዕም ትቅይሪኒ ንምነታይ ኢሊ አይጣየቅኩዋይ ከሕቶ የሓሰብ እማ ድምፁ ምሰ ዘሰምዕኩ ሓሳብይ የቅየሪ አና ማዓሪይ አሰቲ የፍቅሪኒ ድዩ ዋላ አይፍቅራነይን ከፋለጣ ደሊየ አንታይ ከገብረ ኣለኒ አነ አየ ከም ዘፍቅሩ ነገረዩ እና ኑሱ እወን ከም ዘፍቅረኒ ነገርኒ ግን ኣነ ብፍፅም ከውሓጣለይ አይካኣለይን ዋ አንተይ ከም ዘገብሪ ሓሳብኪን ነገራኒ ሓሳብ ግን ዋይ ብጣዕሚ ከም ዘፍቅረኒ ምፋላጢ ዋይ እወን ብቃ ረከብና ንምቅራፅ ዘኸዋን ነገርኒ ብጣዕሚ ኣብ ቃንዛ አየ ዘለኹ💔😥🙏

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    5 күн бұрын

    በዛ ሊንክ ርኸብኒ ዛሓፍተይ t.me/senaitts2

  • @Asa-dv3gv

    @Asa-dv3gv

    4 күн бұрын

    @@Sen_Ts ኣቢኒ እኮ

  • @Sen_Ts

    @Sen_Ts

    4 күн бұрын

    @@Asa-dv3gvእሺ ናትኪ ኣድራሻ ኣቐምጢ

  • @Asa-dv3gv

    @Asa-dv3gv

    4 күн бұрын

    @@Sen_Ts ምሰ ራኢኪዩ ነገርኒ ምእንታን ከጣፈኡ

  • @Asa-dv3gv

    @Asa-dv3gv

    4 күн бұрын

    @@Sen_Ts ተሌ ግራም ድዩ

  • @WwfFwef
    @WwfFwef2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RimHiyabu
    @RimHiyabu5 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

Келесі