ሕሉፍኪ ንምርሳዕ ዝሕግዙኺ 7 ዓበይቲ ተግባራት
#habesha #ethiopian #love #tigray #eritrean #respect #respectshorts #relationship #miss #missyou #loveandrelationships #lovestory #lovestatus #lovely #lovely #loveyou #dubai #saudiarabia
#habesha #ethiopian #love #tigray #eritrean #respect #respectshorts #relationship #miss #missyou #loveandrelationships #lovestory #lovestatus #lovely #lovely #loveyou #dubai #saudiarabia
Пікірлер: 16
❤❤❤❤❤❤
ናይ መጀመሪያ ሓቀኛ ፍቅሪ ዋለ ድሕሪ ግዜ ኣይርሳዕን!ቁስሊ (በሰላ እዩ ዝገድፈልካ።ናይ ተፈጥሮ ጉዳይ ድዩ ዋላ ሰኣን ኣተሓሳስባና ይገርመኒ ንካማይ ዝበለ ሰብ ዘለዎ ተፈጥሮ»ንስካ ንዕኡ ተፍቅር ፣እሱ ንካሊእ የፍቅር ፤ብዙሕ ትፅዕር ክትርሕቅ ግን ኣብ ልብካ ሓደ ግዜ ስለዝተፀሐፈ ምልቃቅ ይኣብየካ !ብዝኮነ ፅቡቅ ምክሪ እዩ ።ንክንርሶዖ ከዓ ንፈጣሪ ምልማን ዝበለፀ እዩ
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤
Lke elki haftey❤
😢😢😢
🥰🥰🥰🥰❤
🎉🎉🎉🎉🎉ykeneyly
ሰኒ ሓፍተዮ እንታይ ድየ ክብለኪ ደልየ በጣዓሚ እየ ዘፍቅሮ ንሱዉን ከማይ ነይሩ ግን ብሂወት ይለን ክርሶዖ እይኻኣልኩን ብሕልመይ እዉን ኣይገድፈክን እየ ይብለኒ ኹሉ ግዜ እየ ዝርበሽ ዉሽጠይ 😢 ገለ እባ በልኒ🙏
@Sen_Ts
2 күн бұрын
ካብ ልብኺ ተፍቅርዮ ስለ ዝነበርኪ እዩ መዓረይ። ፍቕሪ ብሓደ ግዜ ካብ ውሽጥና ኣይወፅይ እና ግዜ መድሓኒት እዩ ኣጆኺ
@tigrayadey2059
2 күн бұрын
@@Sen_Ts እሺ ናተይ🙏❤
@KidanHadgu
7 сағат бұрын
ፀሎት ግበሪ ማማየይ ኣጀኪ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤