በርሀ ጻዕዳ ጎይታ ናቅፋ፡፡ ብለይቲ ተቐቢጹ ብቐትሪ ዝተፈጸመ ኩናት ግንባር ናቅፋ
በርሀ ጻዕዳ ጎይታ ናቅፋ፡፡ ብለይቲ ተቐቢጹ ብቐትሪ ዝተፈጸመ ኩናት ግንባር ናቅፋ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
Instagram / zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
Пікірлер: 146
ክብር ንጀጋኑ ስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!
ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ብምቕራብካ ምስጋናይ ወሰን የብሉን። ንኽትቅጽሎ ድማ ይላበወካ
እዚ ኣብታ የጦር ሜዳ ውሎ ትብል መጽሓፍ ዘሎ ታሪክ ናይ ሓደ ጀነራል ደርጊ ተመሳሳሊ ዩ፡ እቲ መራሒ በርሀ ጻዕዳ ምካኑ ግን ኣይሓበረን ብሓፈሻ ሻዕብያ ድሕሪ ናይ 5-6ወርሒ ተከርዲኖም ምጽናሕ እሞ ከኣ ኣየርወለድን ናይ 15ክፍለጦር ዝነብረኑ ናይ ደርግ ወተሃደራት ዝኮኑ ደምሲሶምና ዩ ዝብል፡ ዝተረፈ ሓይሉ ሃዲሙ ኣፍዓበት ከም ዝኣተወ ዩ ዝትርክ፡ እዚ ከኣ ድርዒ ታሪክ ፍልጠት ዩ፡ የቀንየልና ዛራ ፍልጠት፡ ኣብ መንጎ ከምዚ ስፍሕ ዝበለ ታሪክ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ እንተ ተቅርቡ ዝበለጸ ምኮነ፡፡
ብጣዕሚ ዘሐብን ታሪኽ ጀጋኑና ንዘላለም ክዝከሩ ክነብሩ እዮም
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ቀጽልዎ ብዙሕ ዘይተበርበረ ጅግንነት ታሪኽ ስለዘሎ ብዝያዳ መንእሰያትና ክፈልጥዎ። ዘልአለማዊ ክብርን መጎስን ንስውአትና🇪🇷🇪🇷💯
ህጂ ጽቡቅ ታሪክበርሀጻዕዳ ብሓቂ ደስ ዘብል ኩሉ ዝጽበዮ ታሪኩ ኣምጺእኩምልና
ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኩም 🙏 ክንደይ ግዜ ሓቲተኩም ኔረ ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ታሪክ ኣቦታተይ ክፈልጥ ኣምጽኡለይ ኢለ
ታሪክ ይታዓቀብ ጽቡቅ መደብ
I’m so proud of you my brothers and sister 🇪🇷🙏🇪🇷
Nay Ali Ibrahim amxalna haweyy 🦁🦁🦁🦁
ሓርበኛ ኣይነብርን'ዩ ታርኹ'ዩ ዝውረስ። ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና።
Harbeja aynebren eyu tarku eyu zeweres awet ne hafash 🕯🇪🇷🤴✊🏽
ኣዝዩ ደስ ዝብል ትሕዝቶ ኢካ ኣቅሪብካልና ብጣዕሚ ከኣ ነመስግን ።ምኽንያቱ ዝበዝሕ ተቅርቦም ትሕቶታት ካብ ከባቢና ርሒቖም ዝተፈጸሙ ፍጻሜታትን ዛንታታትን እዮም። ጽቡቕ እዩ ምስ ካልኦት ሕብረተሰብ ክንላለ ።መበገሲና ግን እቲ ናትና እንድዩ ክኸውን ዘለዎ ወላ እኮ ከምቲ ብዙሓት ዝብልዎ ብEri-tv ክሳብ ንስልኪ ኢና ሰሚዕናዮ ዝብል ርእይቶ እንተ በዝሐ ፡ ብዙሕ ዘይተተንከፈን Eri-tv ዘይዳህሰስዎ ታሪኽናን ሃሲሶም እሞ ኣባና ኣብ ናይ ሕጂ ወለዶ ክሓልፉ ዘለዎም ይታን ባህልን ስለ ዘለው ነዚ ናትኩም መስመር ተጠቂምካ ክትሕልፎም ሕልናዊ ግዴታን ናይዚ ወለዶ ሓላፍነትን ኣለካ እሞ ብተስፋ ንጽበየካ።
ክፈልጦ ዝደሊ ዝነበርኩ ታሪኽ'ዩ። ብጣዕሚ የመስግን!!
Thanks zara filtet, Keep it going,
ብዛዕባ ዉድብ ፉልሲ ናጽነት ኣምጽኣልና
Thanks more
Good job Eritrea love very ever
Brave bro Thanks
👏 Kibret yihabkum zarawiyan 🙏🙏🙏
Good job, kemzi medeb aytewhd ,
Bitami xibuq, 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Betami xebuq medab kexelo
Tegadlti zeydgem tarik eyom gedfom keydom ✊
Kexlwo bteami xbuk tarikna yzerzer ynebeb #Zara fltet kea thanks
ጽቡቕ ከመዚ ኣምጹኡልና
Well done bro keep it going. Hade klte nay mennet klwlaw zelewom sebat. Ezi tarik kebdom kem zkerxom fulut eyu. Ente eti huluf tarik abotatna gn manm zkyro yelen. Zelalemawi zkrn kbrn nsemaetatna. Pls if you don’t mind me kya 18 minutes amxealna.
በርሀ ጻዕዳ ጎይታ ናቅፋ
Nay eritrawyan si nebere koynu bsenki ezi sriat higdef:: 😔😕
ጅግና ዘብ ሄረ ኣከለ ጉዛይ እንታይ እሞ ንስኹም ንስለ ሓቂ ግምባርካም ዝሃብክምሉ ደምብያ ባንዴራ ደርጊ ሒዞም ናብ ኣምሓራይ ከዲዖም ኣለው
@negesettekle8080
2 жыл бұрын
Antum sebat akologzay abey dya trkeb
@ybrahyh9853
2 жыл бұрын
ይገርም ኢዪ
@user-pn7sj1hp6w
2 жыл бұрын
@@negesettekle8080 እንታዴኺ ይምልከተኪ ጋልታ ሽጉርቲ
@tesfalemabate9528
2 жыл бұрын
ዓሻ ዘይበትከሉ ዓዲ
@user-pn7sj1hp6w
2 жыл бұрын
@@tesfalemabate9528 በለጸኛታት ምስ በዛሕኩም ዶ
ኣሕዋተይ መደበይ ሪኢኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። ኦ ኣምላከይ ሰላም ፍጠረልና.,..፨፡
Dear bro. Good story but U reading fast. Next video hope better one pls slow down a bit. Tnx
Xbuk srah kestluwo
Berhe xaeda jgna
ዘቅረብካልና ብዛዕባ ጻዕዳ ኣዚና ነመስግነካ።ቀጺልካ ብዛዕባ ሰልፊ ናጽነትን ኣበላትን ተትቅርበልና ከመይ ምተሓጎስና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞🦁🦁🦁🦁🦁
Kemu gber clever, history nay hagerna yegedsna alo
Thanks bro des debil agelalichan anabiban biyabiyu khea tarikh hagerna mihlafka . I appreciate Bro.
ጌጋ ትረካ ሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ ኣብ ናይ ኣበባ ሃይለ ደርፊ ብጹሑፍ ኣለኩም ታሪክ በርሀ ጻዕዳ
@yonasarefaine1590
Жыл бұрын
Entaya tibel ta derfi bro
❤❤❤💪🏿💪🏿🇪🇷👍❤️❤️
ጽቡቅ። ምንጪ ሓበሬታኻ ካበይ'ዩ ዝሓወይ?
ናይ ቤጥሮስ ሰለሙን ታሪክ ሂወት ቱ ኣምጻልና
Balom eyom ketilemo ka ybahal eyu bale Sbhat Efrem ayenay eyu eti haqi eko nezi hzbi frki frki gerkmo bzkone xubuk Yekenelna 🤝
qexilo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊✊✊❤❤💪💪💪✊✊✊
ዛራ ፍልጠት ኣብ ስራሕኹም ሙሉእ ኣሳልጦ ይምነየልኹም በዚ ትገብርዎ ዘለኹ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኹም ብምቅጻል ዝኽሪ እታ ቦጦሎኒ ትብል ናይቶም ክልተ ጎባልል ተትቅርበልና ጽ ናብ ናይ ጸላኢ ታንኪ ደይቦም መስተንክር ዝሰርሑ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኣይተተንከፈን ግን ከብቲ ቡዝሕ ሓንቲ ኣቅርበልና እተክኢልከ ከኣ ኹሉ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆
Nay ab geza gerlase ztekayede kuinat amxalna buzahat eina kefilna
ኣየወ እዚ ጅግንነት ዚ ተፈጺሙ ክንሱ ሕጂ ሰራዊት ኤርትራ ኣብጎኒ ኣምሓራን ኢትዮጽያን ምስላፉ ከብድኻ ይቐርጽ
@terhgasabeha9552
2 жыл бұрын
Lukas stopped.
@filiposfil9140
2 жыл бұрын
ይገረም ዩ ምስ ስተይቲ ደምና ደው ምባልና
Berhe xada arah
Nay bhaqi xada
😭😭😭😭😭😭😭😭
ኣገላልጻ ዘይየዕገብ ትውልዲ ዓዱ ከባቢኡ ብትኽል ኣይገለጽካዮን ወይ ጽቡቅ ገርካ ግለጾ ወይ ክኣ ኣቆርጾ ናይ ካዝና ጅባኽም ጥራይ ኢኹም ትሓስቡ
@dnadna5309
2 жыл бұрын
Entay egbettt yhbekaa nakkaa mebokol adi wala kebabbii awraja.Wey terebixkaa nerkaa kigelxoo zidelekayoo baelkaaa meliayooo ti zgodele...
beberhe xada ztezazemet awet kbilexu kiblu ab zteweda awet nakfa bmedeb kalywo slezdelu dekikin satin felyom ita mis zazema bed etom tebexti bdhrit bnay bxotu tiyit kem zelen zswaen geromo.mknyatu fulut.
Azina ena nemesginekum kemzi ayent tehisto bemeqrabkum
jgena
Berhe tsada jigna harbegna wetru ab libna.
ጽቡቕ ግን እዚ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ዩ ቅድሚ ናብ ህዝቢ ምቕራብካ እኹል መጽናዕቲ ክትገብር ኔርካ ኣብ ቀጻሊ ክትእርምዎ ይላቦ።
Xbuck srah Ajokum
Kexili bteami xbuk gn hanti kal ala tdegagen kab neru ksab nebere bezihuwa
nay Ali ebrahim demiaana
መንጪ ናይዚ ታሪኽ ከበይ ኣምጺኻዮ የድልየና እዩ፣
Hade kabtom bi Essays seabtun zteketle jgna
ሓወይ ብዛዕባ ሓበሻ እንታይ ማለት ሙኻኑ ተተቅርበልና ደስ ምበለኒ
My hero
እዚ ናይ በርሀ ጻዕዳ ታሪኽ ብኻልኦት ጽልኢ ዝነዝሑ ቻነላት ትዘርጊሑ ኔሩ ሓወይ ናተይ ከምዚ ዓይነት ገርካ ኣፍሽሎም እምበር ሕማቕ ታሪኽ ይገድፉን ይምህሩን ኣለዉ ነዚ ወሎዶ ዛራ ፍልጠት ከም ስምኩም በርትዑ እስኪ ኣብ ቀጻሊ ድማ ብዙሕ ብሉጽ ከተምጽኡ ይላቦ የቐንየልና።
@alenadema8334
2 жыл бұрын
Men yom nay xilie zmhru akribomo
Geganuna zelalemawe zekir ne suwatna awet nahafashi
@mussiedebesay2350
2 жыл бұрын
ሕርበና ኣይነብርን እዪ ታርኽ እዪ ዝዊርስ
ስላም ዛራ ፍልጠት ከም'ዚ ዓይነት ታርኽ ህግደፍ ኣይደልን ዩ ንስኻ ግን ታርኽ ኣቦታትካን ኣያታትኻን ብምቅራብኻ ካብ ልብ የመስግነካ በርሄ ጻዕዳ (ኣምበሳ ናቕፋ) ህግደፍ ሓንቲ ማዓልቲ ታርኩ ተዛሪበሙሉ ኣይፈሉጡን ነዚ ጅግና ታርኩ ብምቅራብካኻ ብልብ የመስግነኻ።
@lukasbaby2299
2 жыл бұрын
Ata entay eu hegedef teray meliu eti reisekum beqa zekone neger ms hegedef ekum tenexaxeruwo foii
ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ስቕጥ ደኣ ኣብል ክቡር ሓውና ታሪኽና ክንፈልጥ የገድሰና'ዩ።
Bejaka wesikena nay kaliote keia
Kemey wiolka berhe mies belo hede tegadelay xioda eilwo silezi bilomeu eya mexiato eta saga
ሳሆታይ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ተኸኽ ዘበሎ ግንባር ናቅፋ በርሀ ጻዕዳ ካብ ከበሳ መጺኡ በጠስጠስ ኣበሎ።
Mnchika kabey eu haw. Mknyatu ab nay nakfa tariki berhe xaeda eu neti bketri mwgae zbl hasab zemxo, kemeu wn eti kunat ms tewede bekemey mebgedi mkanu zey tenexere berhe xaeda kem zteharme eu znger, ab gelieu wn bnay wegen hayli kemzteketle eu zzreb slezi mnchika kabey eu. Chelalifka tarik aytekrb haki zkone mexnaeti gerka amxayo
Nezi Dergaf Tamrat Negera fatheru abzi eu Tekariju 😆
N baelka ayteredaakan xaeda nblo n lbi eyu
Berhe xeada be hiwetu haliyu kemzi nay beal mesfun hagos yekwem ente zehlu kea kedea mes tebhale nay eritrea neger
Zeytifeltuwa tarik aytezentiwo loqams kemzi zibele tarik kabey men negiruka. Eti tarik gemirka aytikulofo berehe kemti zibelkay tebae slezineber nakifa kea bsiriu hara sle zewxae eti awu zixenhe merihnet gn b gigninet Berhe tariku kihasis slezikil bwidit b bret xelae zeykone bibiret shabia eyu wediki berehe b ginbaru imber b dihritu wetegu ayhremn eyu xelatu bikidmiu enahaleeu kemey ablu eyu b dihriu teharimu ziwedik slezi dehar tehatati keytikewn hasot tarik aytezentu
nberhe tseda hgdef eyom ketilomo zbl rdeit aleni mknyatu kzrebelu wey anbesa kbhal ay delun eyom. kemeu sle zkone ka kone eilka tarikom ykber alo
xebuq medeb hbbby
Ezi eu tarikna yeak nezi tarik ezi zeyfelu alewu tewesaki natom zterefu jeganun abxalna bejaka ,endamesgena ena abi seb
Entay emo kediat bezihom...ab egri weyane temberkikom chama nay agame zilhsu....ember jeganu dea tarik serihom halifom!
Abey xsenihka ksab hiji berhe xsada ktjemer nerka
ከምዚ ገርክም ዳኣ ታሪክ ኣቦታትና ኣፍልጥና እንበር ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ግደፍ ክንፈልጦ ክንዛረበሉ ክንምክሓሉ ኣይከኣልናን
@gidemogos8684
2 жыл бұрын
ትም በል ሓተላ ኣበይ ከ ክትፈጥ ተበጊስካ ድርባይ ኢቲ ምንቃፍ ድኣ ኣመል ግይርኩሞ ኢንበር ታሪክ ኣቦታትናስ ቀጻሊ ይግለጽ ኣሎ ኣንበብቲ ትመስሉ ክትነቅፉ ከለኩም ሲ ንስኩም ካብ ታሪክ ኣቦታትኩም ብታሪክ ኣቦታትኩም ዝምሃርዋ ውዱብ ዓድዋ ኢኩም ትሕበኑ ኣክላባት ዓድዋ ቀንዲ ኣንጻር ታሪክ ኤርትራ ኢንዳ ታዓጠቅኩም ሲ ታሪክ ኣይንገርን ክኣ ይብሃለለይ
@wedihagereseb267
2 жыл бұрын
@@gidemogos8684 መጀመርታ ጸርፊ ናይ ሰነፍ ሰብ እዩ & ካላኣይ ካኣ እቲ ኣድዋ ዶ ገለ ዝበልካዮ ንኣይ ኣይምልክተንን እዩ ኣነ ኤርትራዊ እየ ዘኣርከይ ኤርትራ ብ ኤርትራዊይን እየ ዝኣምን
@anekemane5575
2 жыл бұрын
@@gidemogos8684 ስቕ በሊ ረሳሕ መዓልትኩም ጥራሕ ተጸበዪ ኣንቲ ኣድጊ ህግደፍ
@gidemogos8684
2 жыл бұрын
@@anekemane5575 ክክክክክ ኢዋይ ኢዛ ፈከራ ኢዚኣ ኣይትሓድጉዋን ኢኩም ኢንዳ ፈከርካ ምማት ብሃሊ ማለሊት ኢዩ ። ሳክት ዓጀውጀው ገዲፍኩም ጉዳይ ኢታ ትሕመስ ዘላ ክልልኩም ግበሩ ምዕፋር ይጽንሓልኩም ኣብ ተግባር ዜሮ ኣብ ጃህራ ቅድሚት ዝኮንኩም ሕብረተ ሰብ ኢንዳ ሃልቅካ ጃህራ ኢንታይ ኣምጽኦ ንህግደፍ ታሓቢእክን ክትጸርፍኦ ትክእላ ኢክን ኣብ ተግብር ኢሞ ንፋለጥ ኢና ጻሓጻሕቲ ከይቀረበክን ከሎ ጆባይደን ክትብላ ትውዕላ ኣለክን ምስ ዝመጸክን ኢሞ ኢንታይ ክንሰምዕ ኢና ኢንድዒ ኣፍክን ሓዛ ክትከብራ ንዘይ ትገብርኦ ኣይትቀደዳ
@anekemane5575
2 жыл бұрын
@@gidemogos8684 ኣቲ ጋሕባ ኣነ ኤርትራዊ'የ ግን እቲ ሓቀኛ ኤርትራዊ'የ ድቃላ ናይ ኣምሓራ ኣምላኺ ህግደፍ ኣይኮንኩን ወዲ በርሀ ጻዕዳ'የ ክትፈልጢ ሻርሙጣ ተግባር ከኣ ተጸበዪ ሓንቲ መዓልቲ'ላ
ታሪኽ 03 ከምዝወዓልካዮ ኣይተዘንቱ በርሀ ጻዕዳ ሓደ ካብቶም ኣማውትኦም ዘይንጹር እሰያስ ዝበልዖም ጀጋኑና'ዩ
ኣቱም ሕማም ናይ ዓዲ ዘለኩም ሰብ ጥራይ ምኻኑ ኣይኣክልን ቐደም ንናጽነት እምበር ዓዲ ወዲ ዓዲ ኣይነበረን ሕማቕ ወለዶ ብኣርእያ ስላሰ ዚተፈጥረ ኩሉ ሰብ ኢዩ ዓዲ ኣይኮነን ሰብ እዚ ሕማምኩም ግደፍዎ
Vgggt
ን በርሀ ኢሰያስ ኢዩ ቀቲልዎ ።
ኢሰያስ ብስነልቦኑኡን ብታሪኻዊ መበቆሉን ደጋፊ ኢትዮጲያ ኮይኑ ጸኒሑ፡ብኮሙዩ ነሕዋትና ምእንቲ ኢትዮጲያ ክስውኡ ዝገብር ዘሎ፡ኣምሓራውነትን ኢትዮጽያውነትን ትግራውነትን ታሪኻውያን ደመኛታት ጸላእቲ ኤርትራና ኢዮም
@peaceonearth294
2 жыл бұрын
Ayy ata ezi zereba ndo gdefwo 30 amet n hager mulue zmerhe amharay gele xbuk zereba aykonen,kalie nekefeta teleka xegem yeblun
@lukasweldu6781
2 жыл бұрын
@@peaceonearth294 ዝዓርከይ ዝኾነ ናይ ኤርትራዊ ሓልዮት የብሉን፡በኣንጻሩ ምስ ኢትዮጽያውያን ሪእናዮ
Let me tell you something about berhe tsada people they know him already reported it. He got killed by Isayas 's people while he was fighting and they said he got killed by enemy this isn't true . The person he reported before u Said he was their in that war. The reason why he got killed is , didn't obey the Isayas's order which is not to fight in day light and he was a brave man for his decision . Isayas doesn't like heroes.this is the truth about berhe tsada. Do your homework and come back again with the right report.
በዚኣጋጣሚ በርሀ ጻዕዳ ቆሓይናይ እምበር ኣከለጉዛይ ከምዘይኮነ ክሕብር ይደሊ ። ካብ መጺሄት ሕድሪ ኣብ 2011-12 ካብ ዘንበብክዎን ዝረኣኽዎን እየ።
@biniamtsegay3923
2 жыл бұрын
Mish intay tbl wedey 🤣🤣🤣
@eyesu354
2 жыл бұрын
ጀጋኑ ኤርትራ 70% ኣከለ ጉዛይ እዮም ፡ታሪክ ታሪክ ዩ ኣይምሕርን ድማ ዩ ፡ ትም ኢልካ ዋሓጦ ፡ ምውራድ እንተኣብዩካ ማይ ከቀብለካ የ።
@eagle4413
2 жыл бұрын
ኣነ ስለ ሓቂ እምበር ቆሓይን የሕዋተይ ስለዝኾኑ ወይ ቀሪቦሙኒ ስለዝኾነ ኣይኮነን ግን ዘንበብክዎ እየ ገሊጸልኩም ኣከለጉዛይብውን የሕዋተይን ኣቦታተይን ኢዮም ። ተዘየለ ድማ ከይትጋሓፉ ጎሓፋት ዘንበብክዎ ግን ጽባሕ ከይትሓፍሩ እየ ዘፍልጠኩም ዘለኹ ምሳኪን ከይትፈሽላ ድኣ?
@eyesu354
2 жыл бұрын
@@eagle4413 ክክክቅቅቅ እንታይ ክትጉሒፍ ፡ ንስካ ቃሓይን ሰብ ኮንካስ ክክክክክ
@eagle4413
2 жыл бұрын
@@eyesu354 ቅቅ መጀመርያ ኣነ ቆሓይን ኣይኮንኩን ዝተጻሕፈ ድማ ኣምቢበ ይዛረብ ኣለኹ ደጊምካ ኣምብቦ ዶስ ኣብ መንጎ ቆሓይንን ኣከለን ባእሲ ንምፍጣር ኢኻ ብዝኾነ ኣቱም ዝመጸ መንግስትና ምበልኩኹም ። ቆሓን ኮነ ኣከለ ሓማሴን ኩሉኹም ጎሓፋት ኢኹም ንዓይ እርይራይ።
ዋውውው ደስ ዝብል ዛንታ ናይ ውጩ ኣልጊብካ በለና ትበሃል ከኣ ኣምጻልና ክትቀርበልኩም ትደሊዩ ኣለኹም ዶ ብ ላይክ ስከ ኣረጋጉጽለይ
በርሀ ተኽለ ደስታ ዝብል ስም ካበይ ኣምጺኻዮ? በርሀ ጻዕዳ ,በርሀ ተኽለ ደስታ ኣይኮነን ሹሙ
@merhawibeyene5076
2 жыл бұрын
Men da semu kemeu ente koynu da bkemey ab tsorona bet tmhrti berhe tsaeda tebahilu bzukone abeu iye temahire ane ka 1 ksab 5
@jignatigray6727
2 жыл бұрын
@@merhawibeyene5076 በርሀ ኪዳነ እዩ ዝበሃል ሽም ኣቦሓጉኡ ግን እንድዒ ,ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ቅድሚ ምኻኑ ክኣ ቤት ትምህርቲ ዓወት እዩ ተባሂሉ ኔሩ ነገር ግን ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ክቅየር ተጌሩ,ቡዙሓት ጀጋኑ ስዉኣት ደቂ ጾሮና ደቂ ሎጎ ሳርዳ ከለዉ ብስም እዚ ወዲ ሎጎ ዘይኮነ በርሀ ጻዕዳ ኣይስየምን ዝብል ካብ ደቂ ሎጎ ተቓውሞ ውን ኔሩ እዩ,መኽንያቱ በርሀ ጻዕዳ ስድርኡ ካብ ዶቡብ ኢትዮጵያ ከምዝመጹ እዩ ዝንገር ።
@merhawibeyene5076
2 жыл бұрын
@@jignatigray6727 ezi tarik tblo zeleka ayfelton iye
@jignatigray6727
2 жыл бұрын
@@merhawibeyene5076 ብልክዕ ወዲ ጾሮና እንተ ኬንካ ንዓበይቲ ሕተት.ሓው ናይ ርእሲ ጸገም ጌሩ ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ ኣዲኡ ኣደይ ሓጉሽ ክኣ ንበርሀ ጻዕዳ ዝፈልጡ ብጾቱ ዝነበሩ ብዓቅሞም ሽኮርን ሓረጭ ፊኖን ዜትን ይሕግዝወን ኔሮም መንግስቲ ኤርትራ ግን ከም ሰበን $500 ናቅፋ ናይ ስድራ ስውኣት ሓገዝ ይድርብየለን ኔሩ.
ንምንታይ ድሕሪ ባይትኡን ትውልዱን መበቆልን ገርካ ዘየቅረብካዮ ጥር ኢልካ ናብ ሳሕል
@natsnetnuguse7739
2 жыл бұрын
Ab tsorna eye adui hawebey eye
ሓርበኛ በርሀ ጻዕዳ ዘብሄረ አከለጉዛይ ሙሉአ ትውልዱ ድሕሪ ባይቱ ክህተቅረብ አህተ ዘይ ክልካ ታሪክ ቆናችልካ ምቅራብ ጁባኻ ምህጣር ተቆጠብ ለማኒ
@JESUS-711
2 жыл бұрын
Denkoro nska b Awraja ktzareb nsu gen n Ertra eyo Teseweuo
@filmonyemane4772
2 жыл бұрын
ከዛብ ዋሒድ ሙሉአ ድሕሪ ባይቱ አቅርብ አህኻህኤ ኢለ ጽህፍ ወይስ ስዋሂል ዩ ዝርዳካ ምሃይም
@ismaiel3660
2 жыл бұрын
ዓዱ እንታይ ኣእተወካ ሎቕማጽ
@user-yr2lg7wm3b
2 жыл бұрын
ንሕና ከምዚ ኡና ንስኩም ግን ከምዚ ኢኩም እንዳ በልካ ብዓዲ ኣውራጃ ጽልኢ ምንዛሕ ክጥዕመልካ ምሽ
በርሀ ጻዓዳ ኪናት ምስ ተዛዘመ አዩ ተስውኣ ብጸላኢ ኣይከነን ተሃሪሙ ብብጸቱ አዩ ተቐቲሉ
@ismaiel3660
2 жыл бұрын
መን ኢሉካ
@natsnetnuguse7739
2 жыл бұрын
Xbuki aleka hawey natey hawbey eye
@dnadna5309
2 жыл бұрын
Entayy aloka meregagexii kinaminekaa
@mandelaman776
2 жыл бұрын
Meas eyu tesweo ka
@user-yr2lg7wm3b
2 жыл бұрын
@@natsnetnuguse7739 ኣበይ ሪኢክዮ ነርኪ ዲኪ ኣቡኡ ክክክክክ ዶስ ተቃመርቲ ንፖሎቲካ ክጥዕመሎም ዝበልዎ ኢካ ትደግም ዘለካ
ታሪክ ሻዕብያ ኩሉ ናይ ሽፍትነት ሰራሕ እዩ ። በርሀ ጻዕዳ ድማ ሓደ ካብቶም ሸፋቱ እዩ ኔሩ።44
@user-yr2lg7wm3b
2 жыл бұрын
ወያነ ውን ምስ ሻዕብያ ኢና ሽፍታ ኢያ ማሌት ዩ ጉንፍ ክክክክክ ዳሓር ካኣ 95 ሽሕ ስዋኣት ሸፍቱ ኢዮም ማሌት ድዩ እሞ ህዝቢ ኤርትራ ሽፍታ ኢዩ ምባል ይቀለካ ምክንያቱ እቲ ቃልሲ ህዝቢ ዩ ተሳቲፍዎ