ብርጌድ ንሓመዱ ፍልልይ ደቂ ሰራየን ደቂ ኣከለጒዛይን ኣብ ጀርመን

Пікірлер: 61

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m14 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ህዝቢ😢ነንባዕሉ ዝበላላዕ ህዝቢ

  • @yessir9421
    @yessir942115 күн бұрын

    Thank you Ema for serving the truth. ኣነኳ ደምበ ቀይረ ዋላ ምስ ህግደፍ ኮይነ ነዞም ጸበብቲ ኣውራጃውያን ክቃለሶም ኢየ፡ ካብ ህግደፍ ዝኸፍኡ ንህዝብና ኩናት ሕድሕድ ኸእትውሉ ዝኽእሉ ሓደገኛታት ደናቑር ኢዮም፡፡ እዞም ዕዱማት ዝበልካዮም ድማ they know exactly what they're doing, they're also part of the problem.

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele981915 күн бұрын

    ኤማ እቲ ሓቂ ተዛረብ ኣብይ እዩ ዘሎ እቲ ሽግር

  • @KuwaitKuwait-dx4mb
    @KuwaitKuwait-dx4mb13 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tes.k8464
    @tes.k846415 күн бұрын

    ኤማ ለባም ሰብ.

  • @getachewkelati1519
    @getachewkelati151914 күн бұрын

    The question you should answer is “ who started it ?” If you answer this question you won’t get to solve this division.

  • @elubk2741

    @elubk2741

    13 күн бұрын

    He knew the truth but he play double game.

  • @tesfamicaelabraha7630
    @tesfamicaelabraha763015 күн бұрын

    Wey. Mosiba

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD81215 күн бұрын

    Bhaqi Ertrawi mukaney btaèmi eye zhazn!

  • @nafeyasser889

    @nafeyasser889

    15 күн бұрын

    Beyenka ayekonkan eriterawiy mekhaney yehafer yehazin

  • @AlmightyGOD812

    @AlmightyGOD812

    15 күн бұрын

    @@nafeyasser889 Very sad to hear this situation!

  • @andompillastro6856
    @andompillastro685614 күн бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን፡ ክፈትሕዎ ድማ ተስፋ ንገብር ኣብዘን ክልተ ዳሳት ኣብ ዝቕጽል ኣብ ሓደ ዳስ ክኸውን ተስፋ ንገብር

  • @elubk2741
    @elubk274113 күн бұрын

    እዞም በዓክ ዓወት ካራ ጸለኢቲ ብርጌድ ንሓመዱ ኢዮም ዓዲሞን ኣብ ዝሓለፈ ግዜ። ናብ እንዳ ዓወት ካራ ኣይከይድን ምክንያቱ ንጸልእተይ ስለዝዓደሙ።ሰራየ ተፍልዮም ዝብል ይፈለዩ ብጣዕሚ ጹቡቅ ነታ ሰራየ ነጻ ከውጸኣ ተስፍ ይገብር ። ኣከለጉዛይ ከኣ ኣውራጆኦም ነጻ የውጹ። ስለዚ ሽግር የለን። ኣነ ግን ዓደይ ክአቱ ኢየ ዝደሊ ስለዚ ነታ መበቆለይ ኣውራጃ ነጻ ንክትወጽእ ኢዩ ቃልሰይ ዝከውን እንበር ካባካትኩም ተስፋ የለን ኣብ ስደት ክትበልዩ ኢኩም….. ኤማ ከኣ ሓቂ ተዛረብ ኩሉ ትብሎ ቃላት ይርደአና ኢዩ ትማሊ ኣይኮናን ተወሊድና። ንመን ከተጥቅዕ ክምዝደለካ ይርደአና ኢዩ።

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie366915 күн бұрын

    You are absolutely right dear brother Ama

  • @jerosalem2022
    @jerosalem202215 күн бұрын

    ኤማ ሐወይ ለባም እዩ ዝደሊ እዚ ጊዜ

  • @Eruna1993
    @Eruna199315 күн бұрын

    ተስፋይ እኮ ተጸንቂቁ 😭😭

  • @serbibeyene9217
    @serbibeyene921714 күн бұрын

    Betami Zigerim eu hiwet Kindey Buluxat zewesede Sakit Kolel Yebluna alewu

  • @jackwelday649
    @jackwelday64914 күн бұрын

    Abza ztezarebkaya rieto aleni. Nay elet 20 kendi elamom higin tahatatnetin eyu, kem kaliay seraye elkayom, tegagika kab kulu alewu, and nay 20 kab kalie hager mitietitaw yeblun. Akedimka nay kiltiom hasab mismae xubuk eyu. Thanks

  • @user-xg5xk1bi8h
    @user-xg5xk1bi8h14 күн бұрын

    ይገርመካ ኡ ዉልቀሰባት ብዝጥዕሞም ንቃልሲ ይጨዉዎ ኣለዉ

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile476010 күн бұрын

    NSKUM KLITEKUM ATI SRAT. ZLAKEKUM EKUM BFLAY DAHREWOT

  • @yordag9538
    @yordag953815 күн бұрын

    እዋይ ምዓስ ኢና ክንሳማማዕ ብኸምዚ ሰላም ክመጽእ ኣይመስለንን ሰላም ሓቢርና እንተዘይ ሰሚርና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን🎉🎉🎉

  • @andompillastro6856
    @andompillastro685614 күн бұрын

    ዘዝሕን እዩ ክንድዚ ህልኽ😢

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw15 күн бұрын

    KISEMAKA GEZE YEBLAYIN. KABTI ARESTI...? DENKORO, HALAY, ANJAL, RESAH, BUDA ELKA ALEKHU::

  • @estifweleabzig
    @estifweleabzig15 күн бұрын

    Eska nbealka lekbat wesawi Eka zeamneka Elena

  • @habtityosief7257
    @habtityosief725713 күн бұрын

    ን ሓርነት ደልው ኣይኮነን ዚ ህዝቢ, ሓርነት ኣፍርሕዎ አሎ...

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari996812 күн бұрын

    ሰላም ሓው ኣማኒኤል መደብካ ጽቡቁ ኣሎ ቀጽሉ ናይ ዝህዝቢ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሓደ ክንሱ ነንሕድሕዱ መዋእሉ ክባላ ክነብር እዩ ህግደፍ ሩሑስ እዩ በጥ ኣሉ ይድቅስ ዘሕዝን እዩ

  • @teamemedhanie3669
    @teamemedhanie366915 күн бұрын

    Entay aynet hmam eu deqey weriduna zelo endhri delyom sm zeyqyru zesdemm eu kubur haw

  • @YohannesWeerede
    @YohannesWeerede13 күн бұрын

    ሰላም አቶም ብኽልቲኡ ተዓዲሞም ዝመጽ ዘሎው ነቶም አብ ጀርመን ንዝለው ብሐሳብ አብሐደ ዕለትን አዳራሽን ግበረዋ ዘይብሉዋም ?

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey958214 күн бұрын

    ❤❤❤ርግጽዩ ሽግርና መፍትሒ ዘለዎ ዘይመስል እካ እንተኾንካብቲ ዝቀነየ ቃለመሕተት ብዙሕ ፍልልይ አይኮነን ተሰማሚዖ ብሓደ ክወፍሩ ድማ ተስፍ አሎ!! ንሕናስ ካብ አባሓጎታትናአዚና ዝወረደ ንቅሓት አሎን ምለትዩ ታሪኽ ክነግሩናስ ህዝቢ አከለጉዛይን ህዝቢ ሰራይን ምስ ህቢ ትግራይ ተሕባቢሩ ንሓማሴንን ነቲ ካልእ ካብ ኢድ ወራሪ ጣልያን ሓራ ንምውጻእ ንሓደ ኮይኖም ን8 ዓመት ተቃሊሶም ኔሮም❤❤❤

  • @amantesfama6702
    @amantesfama670214 күн бұрын

    እዝይ ናይ መልሓስ ለመጭመጭ ዘይ ትገድፎ ኣንታ ሰብ ኣብ ሓቂ ክሰርሕ ኣለዎ በዓል የስየፍ ዝሓዝዎ ቪዶታት እንታይ ኮይኖም ናብ ህዝቢዘይ ዘርግሕዎ

  • @azmeramesfun3481
    @azmeramesfun348114 күн бұрын

    Eiska ke telkei eindka zeleka

  • @tedrosmehari6512
    @tedrosmehari651215 күн бұрын

    Tim bel betki hasawi amselu

  • @gatogato2852

    @gatogato2852

    14 күн бұрын

    ሓሳዊ ደንቆሮ ጸቢብ ፈላላይ ህግደፋዊ ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ኮንካ እምበር እዚ ዝብሃል ዘሎ ብሩህዩ ከም ጽሓይ ዓይኒ መን ኢኻ ከተንቁር ብጀካ ነቲ ተደፊኑ ዘሎ ዓይንኻን ልብኻን ድሙር ባርያ።

  • @tedrosmehari6512

    @tedrosmehari6512

    14 күн бұрын

    @@gatogato2852 ክክክክ ባርያ ከ ባርያ ዪብል ድዩ መራት መሃይም ወዲ ረሳህ ማህጸን

  • @gatogato2852

    @gatogato2852

    14 күн бұрын

    @@tedrosmehari6512 ኣቤት ግስርጥና ረሳሕ ባርያ ጎንድሬ ድሙር ሮቦት ዕሱብ ህግደፍ፡ ነዴኻሞ ጽርይቲ ኢያ ከም ኣደይ ኣይጸርፋንየ ንዓኻ ውርደኛ ክትወልድ ፈትያ ስለ ዘይወለድካ፡ ጉሓፍ ምሃይም ርእሲ ሱማ መራት ሓንጎል።

  • @meharitafere67
    @meharitafere6714 күн бұрын

    ኤማ ግደፎም ጥራሕ ተጠርኒፎም ክሳብ ዘይከዱ ሕምብሊል ክብሉ ክነብሩ እዮም።

  • @segen8531
    @segen853115 күн бұрын

    ኤማ ሓውና ሓደ ነገር ክብለካ ኣብ ኩሉ ወገን ጸገም ኣሎ ግን እቲ ጸገም ምፍታሕ ቀሊል ዩ ። ኣነ ንዕለት 20 ዝገበሩ የሕዋትና ሓደ ጭቡጥ ነገር ከቕርቡ ተጸብየ ምኽንያቱ ንሶም ዮም ተበዲልና ኢሎም ....... 1) ጭብጢ ኣየቕረቡን 2)ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ዝተሓብኤ ኣውራጃ ዝተጎልቦቡ ዮም .....ኣባላቶምን ካልኦት ኣብኡ ዝተሳተፉ ዝጠቐስዎ ዩ ወላ ውን ኣብቲ ናይ ጉሩብ ዋትስኣብ ዝተዛረብዎ ውን ኣሎ ...... ንሱ ውን ሕማቕ ኣይኮነ ግን ኣይኮናን ክብሉ ከሎው ዩ እቲ ዝኸፍአ (ሓሶት) ። 3)ብኣውራጃ ኣኮሎግዛይ ኣይንምራሕን ምባል እዚ ቶታል ዕሽነትን ጸቢብነትን ዩ ......ኣብ ሰብ ኣይትእመኑ ኣብ ኣተሓሳስባ እመኑ ። 4)ኣባዙሑና ምባል ሕመቕ ዩ ......ወላ 20 ሰብ በይንኹም ተኣከቡን ትብዑን ። 5)ብዙሕ ዝዝረብ ኣሎ ግን ልቢ ግበሩ ሓሸውየ ግደፉ ...ኣብ ዓዲእንግሊዝ ገለ ኣባላት ግዳያት መሲሎም ሰብ ኸዕሽዉን ክሕስዉን ሓሲቦም ዮም ግን ሰብ ካብ ጀርመን ተማሂራ ስለ ዝጸንሐት በርዒኑ ተሪፉ ። በቲ ኮይኑ በቲ ካብ ኣብ ሰብ ኣብ ሓሳባት እመኑ ።

  • @user-in7xo2zl1u

    @user-in7xo2zl1u

    15 күн бұрын

    ናይቶም 16 ከ እንታይ ከ እንትይ ይራኣየኪ ኣሎ ወይስ ጥራይ ናይ 20 እዩ ዝራኣየኪ ዘሎ

  • @segen8531

    @segen8531

    14 күн бұрын

    @@user-in7xo2zl1u ሓወይ ናይ ዕለት 20 ዮም ተበዲልና ኢሎም ስለዚ ውን ተፈልዮም. .........ካልኣይ ነገር እዚ ጸወታ ኣብ ዓዲእንግሊዝ ከም ግዳያት ከታልሉ ፈቲኖም ግን ከም ቀደም ይመስለን ውሕጅ ይወስደን ዩ ነገሩ

  • @Asi4394
    @Asi439414 күн бұрын

    Ezi nay Germen guday. Kab Germen wexae zelowu eyom zegaddwo zelowu.. ab kndi nab hade zemxiewom nedadi kwsklu ykedu alowu 😢😢😂

  • @selinaalena4453
    @selinaalena445314 күн бұрын

    Netom Gemerti deli Akele Belom

  • @salembi3765
    @salembi376515 күн бұрын

    Tesfa zequrts eyu kab Amlak tiray yimtsiana eti fitah tselot nigber

  • @hiwetkahsay7263
    @hiwetkahsay726315 күн бұрын

    ኣማኒኤል ሓቂ ዘይትዛረብ ናይ ቢተው ኢሎም ክጅምሩ ከለው ስለምንታይ ዘይተዛረብካ

  • @lululove6054
    @lululove605415 күн бұрын

    Emo Niska Entay konka Zeytiarik 😭😭😭👅

  • @wedinegash924
    @wedinegash92413 күн бұрын

    እቲ ሓቂ ተዛረብ ጎቦ ጎቦ ኣይ ትኺድ። ናይ ዕለት 27/07 2024 ናይ ኤሮፓ ምሉእ ኢዩ ባዓል ዓይነታ ፡ኣማኒኤል ፡ጆሲ ወዘተ ፡ዕዱማት ኣይ ኮነን ሰብ ጉዳይ ኢዮም ።እንተ እቶም ናይ ዕለት 03/08/2024 ግን ናይ ጀርመን ኣባላት በርጌድ ንሓመዱ ጥራይ ኢዩ ካልእ ዕዱማት ኢዮም ጠቅላላ ዘራኽብ የብሉን ነቲ ዘሎ ከም ዘሎ ተዛረበሉ ድፍር ኢልካ።

  • @efremasmerom915
    @efremasmerom91515 күн бұрын

    Ezi hibi ezi ab bihade temadiru win ayfelitin eu girm alewu

  • @teweldeabraham7663
    @teweldeabraham766315 күн бұрын

    Haki nimzrab etom nay 20 iyom xegem koinom zelewu

  • @tsigheredabaryagaber8306
    @tsigheredabaryagaber830615 күн бұрын

    Hey Papagalo nay yonas mastika eka number one ☝️ nisika eka awrajawi anta hasawi eka nisika Ema nibaelka

  • @Selam-fr9mz
    @Selam-fr9mz15 күн бұрын

    ኣብሓደ ክመጹ እንድዩ ድሌትና ።ኣማንኤል ኣሰና ጆሲ መርገጺኦም ፍሉጥ እዩ ሕቶ ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኾነን። ስለዚ እታ ፖስተር ኣማንኤልን ጆስን ብዘይናቶም ኣፍልጦ እያ ሰርሖማ ንስካ ግን ከየረጋገጽካ ዲካ ዓገብ ትብሎም እሞ መቃልስትካ ኣይትፈልጦምን ማለት እዩ።

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele981915 күн бұрын

    ትፋካ ላሓፍ በሎ እንታይ ዝበለ ዘረባ እዩ

  • @tesfaytsige8683
    @tesfaytsige868315 күн бұрын

    Atm.sabt.koll.aynbl.1thtt..naz.kalse...ezawrj..aklgzy..kansr.hagr..konm.alw

  • @habtomberhe9915
    @habtomberhe991515 күн бұрын

    ኤማ ዓርከይ እዚ ብርጌድ ናሓመዱ ዝባሃል ምንቅስቃስ ኣብ ሃገራውነት ዝታሓበአ ጸቢብ ኣውራጃውነት ዝተባዕጠ ኢዩ፣ኮለል ከየብሉኻ ግዳ ጽግዕ ኢልካ ሻህኻ እንዳሰተኻ ታዓዘቦም

  • @user-rz5zq4cj5b
    @user-rz5zq4cj5b15 күн бұрын

    Nay 20 eyom kunuat deleyti lewti amenti hgi

  • @gatogato2852

    @gatogato2852

    14 күн бұрын

    ብርግጽ ሓቅኻ።

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w15 күн бұрын

    Akele guzay for everything 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @weyniissac2053

    @weyniissac2053

    15 күн бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣ደቂ ባዝሊን😢😢😢

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    15 күн бұрын

    @@weyniissac2053 ደቂ ናጀርያ

  • @sarajoh313

    @sarajoh313

    14 күн бұрын

    😂😂😂

  • @user-pn7sj1hp6w

    @user-pn7sj1hp6w

    14 күн бұрын

    @@weyniissac2053 ተረፍ ናጀርያ

  • @gatogato2852
    @gatogato285214 күн бұрын

    ጸበብቲ ደቂ ኣከለጉዛይ ነዛ ጽልኢ ሰራየ ብዙሕዮም ጽዒሮም ግን ምብጋስ ኣብዮሞም ነይሮም ሕጂስ ሰሊጡዎምዶ ኣባራቢሮሞም ድሕሪ ዘይተኣደነ ድኻም፡ ግዳ ሕጂውን ኣይቀንዖምንዩ ብትሕቲ ፈጣሪ ብጻዕሪ ወራዙሓት ለባማት ደቂ ዓዶም።

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever990513 күн бұрын

    ደቂ ደቃሉ ኣብታ ስደትኩም ጥራይ ሙሉእ ሂወትኩም ወድእዋ ደቂ ሸራሙጥ ::

Келесі