Gal raya mearey ajna zeyday kehalef mekrtey rehus awdamet yegeberelna mekrtey wede keshe eba mesak gebereyo kerar nafekena gale raya ves wed keshe mess ❤😘👍🙏
This is not pure rayugna but it is ok ,. I like your dresses keep going for the better. The palm is not good. You are very good tigrigna speaker,next time we wait you with pure tigrigna.
Пікірлер: 167
ውውውው ጓል ራያ ጀግና🌹🌹🌹ይበል ግጥም🙏🙏🙏😥😥😥😥አኽኽ
@fidleytube
Жыл бұрын
እነኽንኦ😅
ኣይ ኣጆናስቲ ክወግሕ እዩ ብሓይሊ ኣምላኽና ኣይ ናፍቆት ሕሱም ኣዶዋኒ ክብረተይ ድምፂ ሰድራና እንሰምዐሉ ሓዱስ ዓመት ይግበረልና ፈጣሪ ጋል ራያዋኒ ምቅርቲ ፍጥረት ዋዕሮ ትግራይና
ተጋሩዋኒ ነበረታታዓያ ንናይና ነዕቢ ተስፋ አለኒአብ ሃገረ ትግራይ ምስ ዓወት ወዳጅ ክትሰርሒ ራዩማየ
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበትለይ ዝያዳይ
አደዋ ማዓርይ💗❤💔💔💔💕💗💗💛💗💔❤🙏🙏🙏
እሰይ የበል ግጥሚ ጋል ራያ ዓይነይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ayteredann entay malet u ፍቅዕ gal raya shikor bzkone ajoki amlak nmen ilwo selam tmexe ala uuuf ahhh🇪🇷💕💕
@gsgs2241
Жыл бұрын
nafiqe Malet eyu
ይበል ግጥሚ ጋል ራያ ሽኮር😘ኣጆና እስኪ💛❤
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ወይኒየ
@weyin12
Жыл бұрын
@@FRETUBE-oz4pm እሺ ምቅርተይ
ጋል ራያ ናይብሓቂይ ለባም እኪ ቀፂልሉ ኣነሰ ክፈትየክይ ❤❤❤❤ ማዓትየ እየ። 24 ሰዓት እየ ዝርእየኩም ዝውዕል ምሰ ጋል ራያ ወድ ቀሺን ዝብል ምንታይ ግን ኣቆርፅኩምዎ ተትቅፅልዎ ፅቡቅ ነይሩ ከሉ ተቅርብዮ ካዐ ብዝሕ ት /ቲ ኣለዎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዌልካም ጓል ራያ ሸኮር ድምፂ ወላድና እንሰምዐሉ ግዜ ይግበረልና ጓል ራያ ይበል ግጥሚ ብርዕኪ ይሰስን 😥
ጋል ራያ ዓይነይ ብርዕኪ ይሰስን ኣጆና እግዚአብሔር ኣሎ ምሳና ኣጆና
ይበል ግጥም ጓል ራያ🙏🥰🥰🥰
Esey miarey bireki ysesin ajona kwegih eyu amlak alo msana🙏🥺✊💊💊
እፉፉፉ ናፉቆት ሕሱም እግዚአብሔር አምላኽ ዓድና ሰላም ገይሩ ምስ ወለድና የራክበና ጓል ራያ ሓፍተይ እግዚአብሔር ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ በርትዒ
ጽብቕተይ ንህዝቢኪ ውን ናኾንኪ ንፍትወኪ ኢና🥰🥰💪❤💛
እህህህህህህ
አይይይይናፍቆተሰላመያዉሪደልና
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ጓል ራያ ራዩማ ጓል ሃገረ ትግራይ።
እህ ኣደታተይ የሕረረኒ😥💔ኣምላኽ ሰላም ይልኣከልና ኣጀና እሰኪ😥
ታይ ገይርናኪ ኢና ጋል ራያ ኻብደይ እኮ ትዘሪጉ ዓይነይ እኮ ምቁፅፃር ሲኢነ አይይይ 😭😭😭
ኡፍፍ ኣየ ናፍቆት 💔😥😥😥
ፈጣሪ ንኣዴታትና ንህዝብና ሰላም ይመልሰልና ፅቡቓተይ🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኣይይይ ናፍቆት😭😭😭እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ድምጾም ክንሰምዕ❤ጓል ራያዋ ብልጽቲ ኩሉ ግዜ ❤❤❤💋
@kirosrawa4233
Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
@@kirosrawa4233 ሰብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
አርቱዋይ ብልፅቲ አጆና ዛንበተይ
ብጣዕሚ ናፍቆት አይካአልና 😥😥😥
😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይኣነ
ብርዕኪ ይሰስ ክብርቲ ሓፍትና እፍፍፍፍ አደዊ መዓርይ ከመይ ኮን ትህልይ አነ ግን አይከአልኩን ናፍቆትኪ በርትዕና አ ኣምላኬ እስራአል ሓደራካ ምሕረትካ ለአከልና
ኣጀና ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣርትዋይ ወለላ
gali raya breki ysesn🙏🌿❤️
ማዓረይ የቀንየልና 😥😥😥😥❤❤❤❤❤
👏👏👏👏
yebele mearey
ጋል ራየ ማዓረይ 💋💋💋👈
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የወረደሊና 🙏🙏🇨🇳🇨🇳🙏
🥰🥰🥰🥰 የኔ ቆናጁ
የኔማርር💞💞💞💞💞🤔🤔
ሽኮራት
ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ማዓረይ
እፍፍፍፍ ኣየ ናፍቆት እታ ኣሞላካ ኣቦይ ይኣክለኩም በለና ሰላምካ ኣውርደልና
እህህ😢😢
ኣምላኬ ሆይ ሰላምካ ለኣከልና ሰላም ናፊቀ 😢 ብርዕኪ ይሰስን ጎል ራያዋይ 😢
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ኣዳዋይ
Gal raya mearey ajna zeyday kehalef mekrtey rehus awdamet yegeberelna mekrtey wede keshe eba mesak gebereyo kerar nafekena gale raya ves wed keshe mess ❤😘👍🙏
ዋው ዝገርም ግጥሚ ብርዕኺ ይሰስን ጓል ራያዋ🥰
Arutey miarey ajona❤❤❤👈
ኣደዬ እወ ፋቀዕ ፋቀዕኪ ኣብለኪ ✌️😢😢ኣዶ
❤❤❤❤
ጓል ራያ ሸኮር ብርዕኪ ይሰስን በርትዕለይ ክንደይ ደስ ይብል
ኡፍፍፍ ጓል ራያ ማዓረይ ዕድመ ይሃብኺ ደስ ዝብል ግጥሚ ናፉቆት ኣደ ክኸብድ😔🤱😥😥😥👏
ቅድመኽ ዳአነ ሓደግና እስት ናፍቅዓ ነገረ አይወጋዓ ዘሮ ንኹሉ ነገረ ግዜ አለዉ ካሓልፍ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመና ጥዕና ያሃበልና ዳአም አይዘና ዳአም ደቅነይ ንበርትዓ💔💔😭😭😭አይይ ግዜ ሓመደ ያብለን ናደወና ሃብልና ናደቅና አይ ፈጣሪ ኩሉ አለም💔💔💔😥😥😥😥😥
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
💓🧡💜💝
❤❤❤❤❤
ጓል ራያዋ ኣይኻኣልኹይ ሰምዐ ኣይወደኡኹዎይ😢💔😢
Selam Selam Selam
😭😭😭😭ኡፉፉፉፉ
አርቱየ ምቅርቲ እፍፍ ናፍቆት አይተኽአለን እስቲ አጆና
እፍፍፍፍ ኣይይይይ ናፍቆት በኡነት ተስሚዑኒ
ኣሰይ ይበል ግጥሚ ጋል ራያ ቆንጆ 💕💕
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብርዕኪ ይሰስን ጓል ራያ ሽኮር❤ዓይኒ ልዓይኒ የጋኒየና እወ🙏
Ajoki ab keba ktrakeba akin🙏🙏
🥰🥰🥰
ኣምላክ እስቲይ ሰላም ኣውርደልና 😢😢
እዉይይ ናፊቆት ሓሳም ስደት ረሳሕ 😥😥😥
የኔ ልዩ ጋልራያ
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ኣዞነ አሰከ ኡፍ❤❤🙏😭
ብዛዕባ ፋቅዕ ኣይትዛረቢ ማራ ተንበርኪክና
Dasbhalty Nedamamer Ahewate
አይይይይይይይይይይ ነፋቅት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
ፈጣር ኣምላክ ስላምና መልስልና ኣየ ኣደይ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኽን ዓሳዲታት😘😘😘😘😘
ኣሕሕሕሕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭
😭😭😭😭❤
😔💔🙏🙏🙏🌻🌻🌻
shikorat
አጀና ኣሰኪ😥
አሜን አሜን አሜን እንስሕቀሉ ዓመት ይግበረልና ኣርትየይ ማዓረይ ካብዲ ወላድ እትደልዮ ይግበረልና ኣርትየይ ፍትው እየ ዘብለኪ ዛበተዋይ 😘😘❤❤❤❤
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@user-om7do3jn7q
Жыл бұрын
@@FRETUBE-oz4pm እሽኒ ክብረተይ
Aman.ajeki.❤🙏
ጎል ራያ ማዓረይ😍😍😍😍😍
🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
ኣጀና እስኪ የዉገሐልና ሰድት ሩጉም ናይ ባሓቂ ኣሕሕሕ😢😢😢😢😢
💔💔💔😭😭 ኣደይ ዓለመይ♥️ ጋል ራያ ሽኮር 🥰🥰💞
Bireki yisesin Gual Raya Shikor
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሳምሪየ
🥺🤲
yemi Amergnanew
ብርዕኪ ይሰስን ጓል ራያ ሽኮር 😥💔😥💔❤💔
Dasbhaty
💔💔🤲🤲
አጆኽ 💔💔💔💔💔🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
ኣሕሕሕ ኣይይ ናፍቖት💔😭😭
😢😢😢😢ዓደይ
ኣጀና ኽወኽሕ እዩ🙏🙏🙏 ❤️💛❤️
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ሄሉየ
Galraya Canalay Shar Garejy Afaltelay
This is not pure rayugna but it is ok ,. I like your dresses keep going for the better. The palm is not good. You are very good tigrigna speaker,next time we wait you with pure tigrigna.
😭😭😭😭
❤️❤️❤️❤️
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበርለይ ለሚ
ጋል ራያ ሽኮር💔💛❤💛💛❤💛💛🙏😢😢💛❤❤🌹🌹❤
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💪💪💪🌷🌷🌷
@FRETUBE-oz4pm
Жыл бұрын
ሰብስክራይብ ግበረለይ ሳሚሚ
😢😢💋❤🙏🙏🙏