ዝበለጸ ኣገባብ ገዛእ ርእስኻ ተጠላቢ ትገብር! How to market yourself effectively!
ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ወይ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ገዛእ ርእስኻ ተላልየሉ ኣገባብ
The best strategy to market yourself
ንተወሳኺ ፍልጠት ናይ ወፍሪ
eriinvesting.com/
መጽሓፍቲ ንምዕዳግ:
www.heavenshop1.com/
Don't forget to like, subscribe, and hit the notification bell to stay tuned for more mind-expanding content!
Follow Me! ኣብ ሰዓቡኒ👇
linktr.ee/Maekele.Abrham
👇 ኣብ Canada ዘለኹም ብ Questrade account ክትከፍቱ ምስ ትደልዩ $50 ( 10 )stock free commotion 👇 Click
www.questrade.com/?refid=5ff2...
Binance ክትጅምሩ ምስ ትደልዩ ኣብዛ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ጠውቑ 👇
accounts.binance.com/en/regis...
Open Wealthsimple today and get 2 free stocks. 👇
my.wealthsimple.com/app/publi.
Пікірлер: 32
ኣዝየ የ ብኣኹም ክሩዕ ብሩኻት ፡ ኣብ ጸልማት ዝነበረት ሂወተይ ብሳላኹም ጩራ ይርኣየኒ ኣሎ።
Waww thank you anes bezuh temhira kabzi temertkuim emhar ka alku tebarku Makele und Daniel 🙏🏼2024 menbab mexhaf jemira 😊
Well done kemey gere Nanbzi live tmhrti join kgebr zkeal
Maekele hawey happy too see you among this good team
Very interesting, ብርቱዕ ድሌት ዓወት ምህላው ኣገዳሲ ምዃኑ ፣ ዝነድድ ድሌት ድማ መሰረት ኩሉ ዓወት ምዃኑ ። እታ መጽሓፍ፡ ኣንበብቲ ንጹር ዕላማታት ክጽሕፉ፡ ንዕኡ ንምዕዋት ውጥን ከውጽኡ፡ ድሕሪኡ ድማ ብተግባር ንኽስዕቡ ቃል ክኣትዉ ትተባብዕ። ብተወሳኺ ንፍርሕን ጥርጣረን ምብዳህ፡ ኣብ ክንድኡ ድማ ጸዓት ናብ ኣወንታዊ ሓሳባት ምትኳር ኣገዳሲ ምዃኑ ይዛረብ::
"እቲ ዝሃብተመ ሰብ ባቢሎን" ብጆርጅ ኤስ ክላሰን ዝተጻሕፈት ርእሰ-ሓገዝ መጽሓፍ እያ። እታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ናብ ጥንታዊት ከተማ ባቢሎን ዝመልሱ ዛንታታትን ምሳሌታትን መልክዕ ዝሓዘት እያ። ሓጺር ጽማቕ ናይታ መጽሓፍ ቀንዲ ሓሳባት እንሆ፤ እታ መጽሓፍ ብዛንታ ዝተፈላለዩ ገጸ ባህርያት ባቢሎን ኣቢላ ብዛዕባ ፋይናንሳዊ ዓወት ምኽሪ ትህብ። ማእከል ናይቲ መጽሓፍ "ሸውዓተ ወርቃዊ ሕግታት ብልጽግና" እዮም፣ እዚኦም ድማ ንሃብቲ ንምህናጽ ግዜ ዘይስዕሮም መትከላት ይህቡ። 1. **ኣቐዲምካ ምዕቋር ጀምር:** እቲ መጽሓፍ ካብ ኣታዊኻ ብስሩዕ ምዕቃብ ኣገዳሲ ምዃኑ የጉልሕ። ንእሽቶ ገንዘብ እውን እንተኾነ ምስ ግዜ ክህነጽን ፋይናንሳዊ ውሕስነት ክፈጥርን ከምዝኽእል ይሕብር። 2. **ገንዘብ ምእካብ ተማሃር:** ገንዘብ ምእካብ ክምዕብል ዝኽእል ክእለት ምዃኑ ተረዳእ። ክእለትካ ኣብ ምምሕያሽን ምስ ግዜ ኣታዊኻ ኣብ ምውሳኽን ኣተኩር። 3. **ብጥበብ ወፍሪ ምግባር:** እቲ መጽሓፍ ገንዘብካ ኣብ መኽሰብ ዘለዎ ወፍሪ ከተቐምጦ ይምዕድ። ምዝርጋሕ ሓደጋን ብጥንቃቐ ምግምጋምን ወፍርታት ማእከላይ መትከላት እዮም። 4. **ካብ ዕዳ ምውጋድ:** እቲ መጽሓፍ ባርያ ዕዳ ከይትኸውን የጠንቅቕ። ካብቲ ከተገልግሎ እትኽእል ንላዕሊ ምልቃሕ ምውጋድን ዕዳ ቀልጢፍካ ምኽፋልን ንፋይናንሳዊ ናጽነት ኣገዳሲ እዩ። 5. **መጻኢኻ ውሑስ:** ንጡረታ ዕቋር ወይ ካልእ ዓይነት ፋይናንሳዊ ውሕስነት ዝኸውን ገንዘብ ምምዳብ። ንመጻኢ መደብ ኣውጽእ እሞ ንዘይተጸበኻዮ ፍጻመታት ድሉው ኩን። 6. **ካብ ምኩራት ምኽሪ ውሰድ:** ካብቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ተማሃሩ። ምኽሪ ምኩራት ሰባት ንናይ ገዛእ ርእስኻ ፋይናንሳዊ ዕብየት ብዋጋ ዘይሽነን ክኸውን ይኽእል እዩ። 7. **ገንዘብካ ከም ዝሰርሓልካ ምግባር:** ተወሳኺ እቶት ንምምጻእ ዕቋርካ ኣውፍር። ለባም ወፍሪ ብምምራጽ ገንዘብካ ይሰርሓልካ። ብተወሳኺ እታ መጽሓፍ ትዕግስቲ ምህላው፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ፋይናንስ ሓላፍነት ምውሳድን ምስ ምውጻእ ገንዘብ ብዝተኣሳሰር ስነ-ስርዓት ምህላውን ኣገዳስነቱ ትገልጽ። ብመንገዲ እቶም ኣብታ መጽሓፍ ዘለዉ ዛንታታት፡ እዞም መትከላት እዚኣቶም ብቐሊልን ተበጻሒን ኣገባብ ተገሊጾም ኣለዉ። 🦅እዚ ሓፈሻዊ ጽማቕ ናይ "እቲ ዝሃብተመ ሰብኣይ ኣብ ባቢሎን" 🦅
Hi Maekele and Daniel! I am greatful that I got aportunities to watch your classes. I have learned alot from you guys.
የቐንየልና ብሩኽ ሓው ስልቲ ዘይ ትካእ ግዜኻ ሂብካ ትምህረና ዘለኻ ኣምላ ይባርኽካ! ነቕፌታ, ኣብ ትግርኛ ትግርኛ ጥራሕ ጌርካ ተትምህር ግን ጽቡቕ ነይሩ😊
Thank you Makele hawey
Thanks xbuq Tmrti ❤❤❤
👍 ሐፈሻዊ ፅቡቕ መደብ ግን ብዛዕባ ክልተ ሐሳባት Comments ክፅሕፍ እደሊ #1 ብዛዕባ አፈጣጥራ ናይ ሰብ ብኸመይ ከምተፈጠረ ከምኡዉን አምላኽ ገለ ዝብሉ ቃላት ይስምዑ አለዉ ሰብ ብኸመይ ከምዝተፈጠረ ወይ ከምዝተሰረሔ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን at least ስጋዕ ሎሚ ደሐር ከአ ብዛዕባ አምላኽ አምላኽ እውን እንታይ ሙኻኑ ዝፈልጦ ፍጡር የለን እንትርፎ አብ ስምዒት ሕልሚ ግምት እምነት ብዘይ አፍልጦ አምላኽ ከምዘሎ ዝፍለጥ እንተዘይኮይኑ ሰብ ደላያይ እዩ እምበር አማናይ አይኮነን #2 ብዛዕባ መፅሐፍ ምንባብ ዝኾነ ሰብ መፅሐፍ ክፅሕፍ ስለዝኽእል ንዝኾነ ንዝተፃሕፈ መፅሐፍ ከም ሐቂ ክንወስዶ ወይ ክንፈልጦ አይግባእን ብፍላይ ብዘይ አፍልጦ ብዘይዝኾነ ጭብጢ ብእምነት ብግምት ብይኸውን ተባሂሉ ዝተፃሕፈ ካብ ጥቕሙ ጉድአቱ ስለዝበዝሕ እንኮ ሐቀኛ መፅሐፍ ክንብሎ ዝግባእ ንዝተመሀዘን ንዝተመስረተን ዝገልፅ ኮይኑ ብግብሪ እውን ማዕረ ክንደይ ሐቅነት አለዎ እቲ መፅሐፍ ከነረጋግጾ ስለእንኽእል ብዝተረፈ ሰላም ንኹሎም ፉጡራት ካብ ግእዛዊ
Top Guy
GBU yehwat kibret yhabelna 🙏🙏❤
Betami blux temhirti Miki and dani thank you so much ❤❤❤
Well done Mick bro keep it up
Banque deamo bisnesse natom kiwexi kulkulyu. Tegebrewo zelekum betami des zebel, betami hagosey wesen yeblum.😊
Thankyou Makele
ብጣዓሚ ንፉዓት ማኣከለ ኣዚኻ በሊሕ ሰብ ኢኻ ቀጽሎ
❤
😊❤
ምንባብ ምስ ጀርመርካ ኢካ ምንባር እትጅምር🫶🫴🏽🚶♂️!
❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
4 zkona awald kem abnet aqribka makele, awedat yeruk yeblkan du?
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Thanks 👍please i am searching art dealer from our people our art painting is international and the artist is experience more than28 years and he have masters.🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤
Hi makele Can you please tell me how can I join this group please
@EriInvesting
4 ай бұрын
ናይ ዝሓለፈ እዩ። ካልእ ሓድሽ ክላስ ምስጀመረ ክንሕብር ኢና።
❤❤❤
❤❤❤