ናይ ቅድስት ቤተክርስቲያን በርኸት ይኽፈለና !!! • #በዓለ_ቤተክርስትያን_ቅድስት_#Er... #Zedawit_wezeyared_tube#aneyonnas@yahoo.com#facebook_Zedawit_Wezeyared_Yonnas
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱስ ዳዊት ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ቃል ህይወት የስመዐልና።
Qual Hewat yesmanaa 🙏
Qal hiwet yesmalna ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና እግዚአብሔር አሞለኽና አብ ቅድስቲ ቤተ -ክርስትያንና ሰላምን ፍቅሪን ዕርቅን የውርደልና ካብ ኩሉ መከራ ይስውረና ብሓቂ ነፍቅረኻ ኢና ውልድኻ ÷ደቅኻ ኩላትና አቦታትናን ደቅናን ንሕና ንወላዲትኻ' ውን ኩልና ኢና ነፍቅረኻ መንገዱ ጠፋእና እንበር አምላኸይ ሓሳብናን ልቢና ናባኻ እዩ ጎይታይ ÷ይቅረ ገበረልና 🙏🏾😢 ብስጋ ተአስርና ብስጋ ተተሕዝና ስጋ መመሪሓ ወስዳ አብ ታኬላ ሽሚማ ገደፋትና ካብ ፍቅርኻ ፣ ክትምንዝዓና ዴልና ርድአና አምላኸይ ሊቀነ መላእክቲ ብሙሉኦም ይውረዱ ጎይታ ÷ ርዲአና የኔ ጌታ 🙏🏾 💒✝️😇📖💯👌
Пікірлер: 6