ኣያ ጆኮር ንትምኒት እየ ዝምርዖ መ/ር ልሎም ንሰለማዊት ዮሃንስ ገሬ እሙን እንዳ ትሕሽ part 1

Ойын-сауық

ኣያ ጆኮር ንትምኒት እየ ዝምርዖ መ/ር ልሎም ንሰለማዊት ዮሃንስ ገሬ እሙን እንዳ ትሕሽ ዝገርም ፃኒሒት ቡዙሕ ክትከስቡሉ ኢኹም።like share subscribe comment
#gereemun #tigrigna #eritreancomedy #eritreanmovie

Пікірлер: 385

  • @ZzZz-di2dt
    @ZzZz-di2dtАй бұрын

    ንዚኦሞ ዝፎቲ ላይክ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ilove_you_ereyyyyy1997

    @ilove_you_ereyyyyy1997

    Ай бұрын

    ኣያ ጆኬር ዘይድገም ተዋሳኣይ❤❤❤

  • @AfewerkiZeru
    @AfewerkiZeruАй бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ኩርዓት ናይ ትግራይ ዓደይ ❤ ንኩሉኩም 10ዐ0ዓመታት ይንብረልና ኣቱ ጆግኑኛ ❤🎉❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675Ай бұрын

    ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ሚድያና ነዕቢ ናብ ሰባት ነካፍል 2+ ሽሕ ጥራይ? ክሳብ ሀዚ?

  • @Wedimamaa
    @WedimamaaАй бұрын

    እዚ ድነ ወገግ ምስ በለ ብኽልቲኡ ወገን ዘለና ሓቢርና ትግርኛ ምስ ዓለም ከነፋልጦ ኢና 💙💛 ኣብ ልዕሌኹም ልዑል ክብሪ ለኒ ዳኒ፡ ፍሽ ቀፅልዎ

  • @GfGf-fo2qf

    @GfGf-fo2qf

    Ай бұрын

    ❤❤

  • @slauggraey

    @slauggraey

    Ай бұрын

    💘💞💞👌💝

  • @user-xt8ut9pi2s

    @user-xt8ut9pi2s

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-sx2rf9om9c

    @user-sx2rf9om9c

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    19 күн бұрын

    🙏💙💖

  • @user-gx6ex7wz6c
    @user-gx6ex7wz6cАй бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ኩርዓት ናይ ትግራይ ❤❤❤❤

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261Ай бұрын

    አያ ጆኬር ዳኒ ብጣዕሚ ዘድንቆም ተዋሳእቲ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meri3353

    @meri3353

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤​@danat-Tube242

  • @user-it9pm9nk8z
    @user-it9pm9nk8zАй бұрын

    ድኽነት ካብ ትግራይ የጥፋኣዮ ጀጋኑ ኣሕዋተይ

  • @somoksa2031
    @somoksa2031Ай бұрын

    ድገቾ ወዲ ራያ ኣቅርበልና ትብሉ ብላይክ 👍👌🥰🥰🥰🥰

  • @user-it9pm9nk8z
    @user-it9pm9nk8zАй бұрын

    ድኽነት ካብ ትግራይ የጥፋኣዮ ጀጋኑ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @user-sx2rf9om9c

    @user-sx2rf9om9c

    Ай бұрын

    አተሓሳስባና ተሀፍቲምና ድክነት ዘይነባርረሉ ምክንያት የለን❤❤❤❤

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey277118 күн бұрын

    ዋይ ዳገሬ እሙን ብጣዕሚ ደፋራት እዮም አይፈርሑይ ብጣዕሚ ተባዓትባ ጎበዛት ዝካአሎም ይገብሩ አለዉ ድዩስ መሳርያ ሒዞም ናብ ሓወልቲ ዘያምርሑ እዩዋይ😂

  • @sisicom-wk2il
    @sisicom-wk2ilАй бұрын

    ተጋሩ ኣብ መደብና ምዕባይ ንፉዓት ኣይኮንናን እሞ ንዓኩም ክገድፎ

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997Ай бұрын

    ኣያ ጆኬር ዘይድገም ተዋሳኣይ❤❤❤❤

  • @user-sh9if5ol2v

    @user-sh9if5ol2v

    Ай бұрын

    ​@@user-ns6fw9cr9c❤❤❤❤😂

  • @slauggraey

    @slauggraey

    Ай бұрын

    ብሓቂ🎉🎉🤴💘💘💞

  • @Hirt14
    @Hirt14Ай бұрын

    ኣዝየ ዘድንቆም ፍትውው ዘብሎም ተጋሩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bzАй бұрын

    እቶም ንፎትዎም ብሉፃት ኾዋክብቲ ትግራይ❤❤🎉🎉

  • @user-sx2rf9om9c

    @user-sx2rf9om9c

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726Ай бұрын

    ኣረ ጎቦዛት ኢኹም ኣብሕዝብኹም ልዑል ኣረኣእያ ኣለኩም ትሰርሕዎሎ ናይሕዝቢ ፀገም ኢኹም ብሰርሑ ሰማዒ ስኢንኩም እምበር ቅዱስ እግዚአብሔር ይስማዕኹም

  • @user-le1nf6yj2l
    @user-le1nf6yj2lАй бұрын

    ሓሳብኩም ምክርኩም ደስ ክትብል ሰሳትና ንተሓጋገዝ ልልሰርሕ ሰብ ትሕትየና ይኩን ልዕልየና ይሃሉ ክንድግፎ ጥራሕ እዩ ዘለና ትዒቢተኛ ምካን ኣየልመዐካን ንሰብ እውን ትማላላእ ኢካ👌

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ኣዝየ ዝፈትዎም ዘደንቆም ተዋሳእቲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤❤❤❤❤

  • @shalom5798
    @shalom5798Ай бұрын

    እንኳብ ወራርን ቢኢደዙር መግዛእትን ቃላት ቛንቋን ባዕዳዕዲትግርኛ ቛንቑና ሓራ ንምውጻእኸ እንታይ ትሓስቡ ከም ተጋሩ ሰነጥበባውያን መጠን? ? ?

  • @user-up3rc4ke5v
    @user-up3rc4ke5vАй бұрын

    በርትዑ ኣጆኹም ንመርሃዊ መለሱልና ንዳትሕሽ ዋላ ብካልእ ካራክተር ኡሺዶ ?!😍

  • @mmn7636
    @mmn7636Ай бұрын

    ዋውውው ዝፈትዎም ተዋሳእቲ❤❤❤

  • @FycgXhu
    @FycgXhuАй бұрын

    ሙቁራት ንፈትወኹም ተዋሳእቲ ደቂ ትግራይ ፅሩያት❤

  • @ali-yx5ne
    @ali-yx5neАй бұрын

    መርሃዊ ሳሓቅኻ ደስ ክብል 🥰

  • @selamlekmu9726
    @selamlekmu9726Ай бұрын

    እሰይ ፍታነገስ ሓውና ጨጉርኻ ከምዚ ክተሕፅሮከለኻ ደስይብል ለባም ሓውና መርአያ መናእሰይኢኹም

  • @zemichaelhailu8126
    @zemichaelhailu8126Ай бұрын

    ዋይዋይ ኣያ ጆከር ብዛዕባ (እንትን)ክንእረም ኢና እናበሉስ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ደቓይቕን 12ሰከንድታትን (እንትን ) ኢሉዋ ኮፍ እምበይ ወድያቱ ተስፋ መቑረፅ

  • @aotali8812

    @aotali8812

    Ай бұрын

    😂😂😂

  • @Hlifit

    @Hlifit

    16 күн бұрын

    😂😂😂

  • @BirhanGdey
    @BirhanGdey13 күн бұрын

    ኣያ ጆኬርን ፍታነገስት(ፍሽ) ግን ብጣዕሚ እዮም ዝፈላለዩ ? ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም!!

  • @user-gg6ul8rp1q
    @user-gg6ul8rp1qАй бұрын

    ዝጽበዮም ዝነበርኩ ኣብ መደብ ጸወታ ክቀርቡ ኣለዎም ዝብሎም ዝነበርኩ ክልተ ብሉጻት #ጆኮረይ_የኔ ፍቅርን❤#ዳንን😍ኣብሊጸ እየ ዝፈትወኩም ተጋሩዋይ💛❤💛

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222Ай бұрын

    ዳንየይ ጆኬረይ ንፎትየኩም ኢና ኮዋክብትና👑💛❤️ ሳዓረ ለ ጠፊእካና ነይርካ ኢካ ቀፅለሉ ሓሪፍ መደብ💛❤️

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xkАй бұрын

    ይመቸኩም ዓቂ ዓደይ ሓፍትኩም አብ ትግርይ አብስራሕኩም ድማ አሰልጦ ይመነየለኩም ዝፍተውኩም ተዋሰእቲ❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyuАй бұрын

    ኣነስ መምህር ዳኒአል ከስሕቀኒ😂😂😂😂

  • @user-ft9ps7en4i
    @user-ft9ps7en4iАй бұрын

    ብጣዕሚ ዝገርሙ ተዋሳእቲ እዮም እዚ ጨወታ ድማ መምሃርን መዘናግዕን እዩ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j15 күн бұрын

    ንኹላትኩም ኣብዚሕና ንፍትወኩምን ነኽብረኩምን ብሉፃት ትግራይና🙏❤💛😘😘

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9fАй бұрын

    ኣይ ፈሊጥኩሙስ😅😅 ልኣና ደድኣ ከይትምርዓው😢❤

  • @Hareg675
    @Hareg675Ай бұрын

    ብሓቂ ንቀትሎ ኣለና ሀዚ እኳስ እንትን ኢሉ ፍሽ🤔 ብኣኹም ቡዙሕ እዩ ዝማሓየሽ ናይ ቋንቋ መፅሓፍ ኣንቡቡ ምክያቱ የሕመና እዩ ክታሓወስ ኣሎ ጎበዛት ምስ ጌጋኹም ይፈትወኩም እዩ በርቱዑ ቀፁሉሉ❤❤❤❤🙏

  • @abebaabraha2478

    @abebaabraha2478

    Ай бұрын

    Xubuk aleka❤

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1vАй бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ❤❤❤❤❤❤

  • @jhonocbay693

    @jhonocbay693

    Ай бұрын

    Kkkkkkl😅😅😅

  • @user-wl7co3mg4z
    @user-wl7co3mg4z16 күн бұрын

    ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ ኩርዓት ናይ ትግራይ ዓደይ እኩም እሞ ቀፂልሉ

  • @medhinhagos594
    @medhinhagos594Ай бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳእቲ❤

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne830718 күн бұрын

    ክልተ ዝፈትዎምን ዘድንቆምን ኮባኩብቲ ትግራይና እቲ ፍቅርኩምን ሳሓቅኩምን ካኣ ደስስስ ክብለካ ዘሕለፍክምዎ ንኹሉ ዝምልከት ኣገዳሲን መሃርን ኩሉ ከተግብሮ ዝግባእ መልእኽቲ ካኣ ዝያዳ ኣድኒቀኩም ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም ፅሩያት ሰላምናን ፍቅርናን ይምለሰልና ኣሕዋተይ በርትዑ 🥰🥰🙏🏻

  • @michaelafeworkigebrekidan9905
    @michaelafeworkigebrekidan990519 күн бұрын

    Kkkkkk ኬፍ ኣለኩም ደቂ ዓበይቲ !!

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8bАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ብጣዕም እኹሙ ኑፉዓት ቃፅልሉ ❤❤

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h16 күн бұрын

    😂ዳኒኤል ስሱዕ 2,ያ 😂ጀኬር ሃምቦፍ😂 ይመችኩም ፅብቃተይ ናይና ሳዓረየይ ቀፅለሉ ወድኖ

  • @abbygualadwa7685
    @abbygualadwa768516 күн бұрын

    N Daniel eukua feliteyo nere aya Joker gn gegiyeyo nere! Waaaw what a difference looks very young here! Anyway love you all deki adey! Thank you Danny for correcting or teaching us the correct tigrigna!🙏🏾💛❤️

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317Ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ጠፍእኩም ነይርኩም ኣዝየ ልፈትዮም ተወሳእቲ❤❤

  • @user-cx7vk5vj6j
    @user-cx7vk5vj6j14 күн бұрын

    መምህር ልሎም ክፈትዎ ኣነስ❤❤❤❤❤❤

  • @beyenekebede4726
    @beyenekebede4726Ай бұрын

    ሉኡሎም ስሱዕ ሰላም ነዓይ ግደፈለይ

  • @fulanShemshi
    @fulanShemshi18 күн бұрын

    መጀመሪያ ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትወኩም ደቂ ዓደይ ካብኡ ግን እንዳ ገርሬ እሙን እና እንዳ ትሕሽ ምስ ጎበዛት ቲክቶከራት ናይ ሓባር ስራሕ ንፅበ ትግራይና አዕቡይዋ ❤❤❤❤❤❤

  • @emmaq1588
    @emmaq1588Ай бұрын

    ስሓቁኩሞ ይብዛሕ ቀፅልሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ንዑ ገዛና ነዕቢ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyuАй бұрын

    ኣይ ኣምላከይ ሓደራ ካብ ደክነት ኣዉፀአኒ ሓደራ ኣምላከይ. ❤❤❤

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85533 күн бұрын

    ታሕቶ ተረዲኣትና እያ እዛሕቶ ቐትታ ን ዳ ገሬ እሙን እያ ትምልከት ዳገሬ እሙን ዘለኣለም ስርሖም ድኽነት እዩ

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans9400Ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😁😁😁😁😁😁😁😁አሰይ አትስአኑ ናይ ትምኒት እዩ አበይ ድዩ ሉሎም

  • @user-qd8ee8zt2g
    @user-qd8ee8zt2g29 күн бұрын

    ሚድያታ ተጋሩ ኣሕዋትናስ ኩለን ዝትሓታ ሳብስክራይብ ምግባር ዘይንፈቱ ሚድያና ነበራትዕ

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey277118 күн бұрын

    ሰላምን ትምኒትን ተመሪፀን አለዋ😂❤👏

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d16 күн бұрын

    እቲ ጽቡቅ ነገር እቲ ብኣምሓርኛ ተዓብሊሉ ዝጸንሐ ቋንቃ ሕጂ ዳግም ህይወት ክዘርእ ኣብ ትግራይ ምስራሕኩም ክትምስገኑ እዩ ዘለኩም ኣብ ባህልን ቋንቃን ዘተኮረ ስርሑ ባህልካ ምዕቃብ ድሕረት ኣይኮነን ብዓል ቻይና ክሳብ ሕጂ ባህለን ዓቂበን እየን ማዕቢለን

  • @amam5408
    @amam5408Ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት♥️❤️💛

  • @GoGo-hn3bj
    @GoGo-hn3bjАй бұрын

    ፅቡቋታ ሳሓቅ ቀቲልኩምና ሃምቦፍ ኣያጆኮር❤😂

  • @seyumhaile4711
    @seyumhaile471128 күн бұрын

    ኣታ ቃንቃ ትግርኛ ኣብ ኤርትራ እቲ ዝሓመመ እዩ ሕዋስ ዓረብ ሕዋስ ናይ ጣልያን እዩ ብበዝሒ ኣብ ትግራይ ከኣ ናይ ኣማርኛ ሕዋስ እዩ

  • @arielasgedom3242

    @arielasgedom3242

    15 күн бұрын

    You said it correctly

  • @user-zr4hs7up2y
    @user-zr4hs7up2yАй бұрын

    ፅቡቅ ደስ ብሃሊ እዩ ኣብኡ እንሃለኹም ግና በተለይ ጅነስ ዝኾኑ ህፃውንቲ ንክወፁ ሓግዝዎም

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b18 күн бұрын

    ❤❤❤❤ጀጋኑና ዓይኒ ትግራይ

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vjАй бұрын

    ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት💝💜💖💘

  • @Sarasara-ub3xz
    @Sarasara-ub3xz20 күн бұрын

    ወይ ጉድ አብ ወፃእ እየ ዝርከብ ግን ምንም ዝሰራሕ. ነገር አይረኸብኹን ንሽም ጥራይ እና ድያስፖራ

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1jАй бұрын

    ብጣዕሚ ጠፊእኩም መደብ ፀወታ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላላት ደቂ ሪመይ❤❤❤

  • @mulawgebremichael9736
    @mulawgebremichael973613 күн бұрын

    ንኣይተ ጀጎርን መምህር ልሎሙን ዝግበር ዘሎ ሓደ ሓደ ምስ ቛንቋ ዝተተሓሓዘ ኤርትርያውያን እዮም ዝሓሸ ትግርኛ ዝዛረቡ ዝብል ኣባሃህላ ብጣዕሚ ገይጋ እዩ ምኽንያቱ ኤርትራ ብዓረበኛን ብጣላያነኛን ዝተዓብለለ እዩ ብርኢቶ ህዝቢ ትግራይ ግን ኣብ ኤርትራ ፅቡቕ ትግርኛ ዝዝረብ እዩ ዝመስለና ግን ገይጋ እዩ ኣብ ገጠራት ትግራይ እዩ ትግርኛ ዝዝረብ ናብኡ ገፅና ክናዝንብልን ቡዙሕ ክስራሓሉን ዘለዎ እቲ ጥበብ ከም ቐፃሊ ተመዝጊቡ ስለ ዝቕመጥ እውን ቛንቋ ኣጣቓቕማ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ።

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gvАй бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ኩርዓት ናይ ትግሪይና❤❤❤❤❤

  • @lulaweldelchel8502
    @lulaweldelchel850224 күн бұрын

    We love ❤you our brothers so God bless you 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6wАй бұрын

    ዝፈትውም ተዋሰእቲ ጀጋኑ ተጋሩዋይ❤

  • @SelamSelam-xf8ck
    @SelamSelam-xf8ckАй бұрын

    ምድጋም ይከኣል ድዩያ ሓደ ሓደ ዘይበፀሐናስ😂😂😂

  • @dawitteklemariam114
    @dawitteklemariam11418 күн бұрын

    መለክያ ዘይኮነ ብኤረትራ መሰፈሪ(መለክዒ) እና ንብሎ

  • @Dcx-xv1qy
    @Dcx-xv1qyАй бұрын

    በርቱዑ ሓይልኩም ድማ ኣብ ምጥባቅ ህዝቡኩም ስርሑ

  • @slmaeSLMA
    @slmaeSLMAАй бұрын

    ዝፎትወኩም ተጋሩ ዋይ 💛❤️💛❤️

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp28 күн бұрын

    ዝፈትወኩም ሙቁራት😘😘😘😘💋💋💊💊💊💊💊💋❤❤❤❤❤❤

  • @danieldesta9712
    @danieldesta9712Ай бұрын

    ጹሩይ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ኤ ዞሎ ኤርትራ ሓዋስ ከምዞሎ ንህትናዳ ጎብዙ ♥️♥️♥️

  • @user-gp6bu3nh5z
    @user-gp6bu3nh5zАй бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyuАй бұрын

    ኣስይ ክልተ ጀጋኑ ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም❤❤❤❤

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yrАй бұрын

    Waww Nezom klte Abeyti Sne Tbebawyan Mdamka Nemesgneka Bflay Abzi Nay qanqa bzuh mmhyash Gierkum 🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740Ай бұрын

    ኣረ ብጣዕሚ ኢኹም ጠፊአኹም 🤔 ዝኾነ ኾይኑ አንካዕ ብሰላም መጻአኹም 😍😍😍😍😍

  • @tigrawyti
    @tigrawytiАй бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ሳሓቅኩም ይብዛሕ🥰🥰

  • @elilta70
    @elilta7023 күн бұрын

    👏👏👏👏ኑፉዕ ኢኻ ዳኒ አያ ጆኬር ንስኻ ናይ ስርቂ ጥራይ ኢኻክክክክክክ

  • @tigrayadey2771
    @tigrayadey277118 күн бұрын

    ዋይ ታይ ዓይነት ሕቶ እዩ? ድኻን ድኽነትን ተታባብዑያ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734Ай бұрын

    ኣሰይይ ፅሩያተይ ሳሓኩም ሳሓቀይ እዩ ኩቡራት ኣሕዋተይ ክንዲ ሎሚ ሲሕቀ ኣይፈልጥን ኣያ ጆኮር ሃምቦፍያ😂😂

  • @Mebratselemun
    @MebratselemunАй бұрын

    ጀጋኑ ዓይኒ ትግራይ💘💘👍👍👍👍

  • @GggGgg-nk6bo
    @GggGgg-nk6boАй бұрын

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤

  • @Hareg675
    @Hareg675Ай бұрын

    ኣብ ኤርትራ ይሐሹ ዝበለ ዳኒ ጌጋ ጣልንኛ ከይሓወሱ ኣይስርሑን ብፉፁም ዓረብኛ እውን

  • @zeruekidane1635

    @zeruekidane1635

    Ай бұрын

    ትጋገ ኣለካ/ኪ ጣልያን ወይ ዓረቢ ኣይንወስኪን ኢና ። ንጽሩ ትግርኛ ኢና ንዛረብ ኣብ ኤርትራ ኣብ ትግራይ ግን ንኣብነት ሕጂ ክትብሉ ሕዚ ትብሉ ወይ ድማ ፡ከምኡ ውን ክትብሉ ለለ ትብሉ ብጣዕሚ ብሱሩ ትብሉ ቡዙሕ ኣሎ ዘይንጹር ግን ኢቶም ናይ ትግራይ ደርፍት መብዛሕትኦም ዝደርፍዎ ንጽሩ ዩ ።

  • @Hareg675

    @Hareg675

    Ай бұрын

    @@zeruekidane1635 ኣሞረይ ብምታይ ኡ እ ዶና ኸ ግደፍ እባ ብስሩ / ሕዚ /ሀዚ ፁሩይ ትግርኛ ኣብ ከባቢ ዓጋመ ዓድዋ ሀዚ ኢና ንብል ካብ ወለድና ዝመፀ ዋላ ኣብ ትምህርቲ ትግርኛ ሀዚ ኢና ተማሂርና ጠይቅ ግእዝ እዩ ኣብ ኤርትራ ዋላ ኩሉ ሕጂ ኣይብልን ሕይ ዝብሉ ኣለው ንኣብነት ተዋሳይ መብራህቶም እዚ ዓብይ ሰብኣይ ንሕና ሕይ ኢናበልና ዓቢና ክብል ሰሚዐዮ ኣለኹ ሰለዚ ኩለትና ኢና ንሓዋውስ

  • @user-we8ru6eu4h

    @user-we8ru6eu4h

    Ай бұрын

    ​@@zeruekidane1635bebi kebabi yfelale iyu lele deki mekele bcha iyom ztkemlu hji n abnet ab shre aksum humera bhafesha mirab hji hy ina ntkem abti metshaf zelo gn hzi iyu ok

  • @habu207

    @habu207

    Ай бұрын

    ትክክል

  • @jhonocbay693

    @jhonocbay693

    Ай бұрын

    Kkkk kab nay ogame kanka yedhnena Eriterawn nay wiogn kanka nemeshk en netkemlu besru lele ayrdanan eyuo game is Over 💊

  • @user-fk2ps2oq8s
    @user-fk2ps2oq8s28 күн бұрын

    መምህር ልሎም❤❤❤❤❤ፍትውውውውውው

  • @user-wk8vd9zl8n
    @user-wk8vd9zl8nАй бұрын

    ተጋርዋይ ሙቁራት ❤

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9pАй бұрын

    ተጋሩዋይ ❤❤❤❤💋💋💋

  • @bere81
    @bere81Ай бұрын

    ሰላም የሕዋት። መጀመርያ ኣብ ትግርኛ ምዕባይ ንእትገብርዎ ዘለኹም ንኡድ ስራሕ ብጣዕሚ ይድንቐኩምን የምስግነኩም'ውን። እታ "ንድኻታት ተተባብዑ" ዝበልካያ ሕቶ ፡ኣነ ብኻልእ መዳይ ኢየ ዝመዝኖ/ዝጥምቶ። ንመነባብሮ ሕብረተሰብና ከምዘለዎ ተንጸባርቑ ኣለኹም ኢየ ዝብል።ዘይኮንካዮ ምምሳል ጌጋ ኢዩ። ኣነ ካብ ኤርትራ ኢየ ። ድራማታት /ሲትኮም ናይ ኤርትራ ክጸልኦም ካብ ዝገበሩኒ ፡እቲ ዝመርጽዎ ቦታ ( መዋስኢ ቦታ) ን99.99% ኣይውክልን ። ነቶም ሃብታማት ኣብ ከባቢ ቲራቮሎ ፥ እንዳ ኮርያ ወይ ሰንበል ዝነብሩ ወይ ካኣ ናይ ሓለፍቲ መነባብሮን ገዛን ኢዩ ዝውክል። ንገጠራት ኤርትራ ፍጹም ኣይውክልን ። ኮንደሚንዮም ኣዲስ ኣበባ ማለት ኦዩ። እምበር ከም ኣባሻውል፥ ገዛብርሃኑ ዝበሉ ከባቢታት ናይ ቀረጻ ቦታ ኣይመርጽዎምን። ካብቶም ናይ ሃብታማይ ጥራሕ ዘንጸባርቕ ሓድ ደበሳይ ወልዱ፥ መም/ ኣረፋይነ ኢዮም። ኣወል ስዒድ''ውን ንኣባሻውል ፈንፊንዎ ኢዩ። ስለዚ ንሓቀኛ መነባብሮና ኢኹም ትገልጹ ዘለኹም ። ድኽነት ተተባብዑ ዝብለኩም ኣይተረደኦን ማለት ኢዩ።

  • @abebaabraha2478

    @abebaabraha2478

    Ай бұрын

    ኣብ መነባብሮ ሕብረተሰብና ዘንጸባረቐ ምኻኑ ጹቡቕ ግን ኣብ ትግራይ እንጀራ ዝቖጽር ሰብኣይ የለን ንሰበይቱ ኣታዊኡ ገንዘቡ ዝሓብ ኣሎ እንጀራ ምቑጻር ግን ፍጹም ነውሪ ብስሩውን ናብ መኣዲ ቤት ኣያቱን

  • @TitiGeretekle
    @TitiGeretekle29 күн бұрын

    Tegaru lebamet❤❤❤

  • @ggff7595
    @ggff759520 күн бұрын

    ሳዓረዋይ ሽኮር ኩሉኩም ሽኮር❤❤❤🎉🎉

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu85533 күн бұрын

    መለክዒ መዓቀኒ እዩ ዝበሃል

  • @user-eb1vl6po3i
    @user-eb1vl6po3iАй бұрын

    Ja zifetiwom tewasaezi nay tigiray eyom eziom ❤❤❤ane eritrawa eye gn nay kilitiom film ketsali eye zikatetlo thanks 🎉

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3lyАй бұрын

    ኣሰይይይይ ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbihАй бұрын

    ክልተ ብሉፃት እንካዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-oe1vl4rh7c
    @user-oe1vl4rh7cАй бұрын

    ተጋርዋይ ምቁራት ፍጥረት 😘😘😘😘😘

  • @selamburuk
    @selamburukАй бұрын

    ኣይትሰኣኑ😂 ኣያ ጆኮር ግን ጽዋ የብሉን ካብ እምበይተይ ናብ ሃምቦፍ እንታይ ዘራክብ ነይሩዎ,ዩ ዘይራከብ ዘራከብካ😂ጎቦዛት ዞም ኣሕዋተይ ብጣእሚ እየ ከኣ ዝፈትወኩም❤ቀጽሉሉ እንዳ ገሬየ እሙን@እንዳ ተሐሽ❤🙏 2ይ ክፋል ከኣ ተሎ ኢልካ ልቀቀልና ok🎉🙏

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x12 күн бұрын

    ፅርያት ኩርዓት ትግራይና❤❤❤

  • @selamawit6916
    @selamawit6916Ай бұрын

    ብመጀመርያ ሰላማት እና እዙ ሑቶታት ከመይ ድዩ መስልኩም ኩሉ ግዜ ምምራር ኮይኑ እና ከመይ ገይርኻ ሰርሕኻ ትቅያር ኣብ ዓድኻ ስደት ኩሉ ዘይጥዕሞ ምኻኑ ሲ ተትሰርሑ ካሊእ ተኻታታሊ ድራማ ኣፅፍፍ ኣብልኹም ናይ ተዋሳኣቲ ሕፅረት ድዩ ዘሎ ዋላ ናይ ደራሲ ፣ኢኮኖሚ? ❤

  • @merahawitgaltigray
    @merahawitgaltigrayАй бұрын

    ዝፈትዎም ተዋሳኣቲ ደስ ትብሉ❤👌

  • @foxclanyt830
    @foxclanyt830Ай бұрын

    Geganu dekey tigray hager selam 🙏🏼 🙏🏼 🙏🏼

  • @heartandsoul4202
    @heartandsoul420219 күн бұрын

    Wow Joker በጣም ትለያለህ!

  • @kisanet4715
    @kisanet4715Ай бұрын

    ኣያ ጆከር ጸላእኩ ኣብ ዳ ገረ እሙን ዝሰርሖ ክጽላካ ይይይይይ ዳ በለ ክሰርሕ ክጽላኣካ ኣደድ

  • @user-yp9ep8yi1v
    @user-yp9ep8yi1vАй бұрын

    ተጋርዋይ ፅርያት❤❤❤❤

Келесі