ኣይንተሃመል - ብበዓል ዘሩባቤል ዝገብርዎ ዘለዎ ግብሪ ግዳያት ኣይንኹን

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #spiking

Пікірлер: 372

  • @timoasmara6267
    @timoasmara62678 ай бұрын

    ኣዴታትናን ስዋ ጥዒመን ንጋሻ ክህባ ኸለዋ ሕቶ ይኾነኒ ነይሩ ኣብ ዝቀረባ ግዜ ምስ ተረዳእክዎን ብምስትውዓለን ግና ከድንቀን ጀሚረ።

  • @gene6075
    @gene60758 ай бұрын

    ዶክተር ሻረነይ ንዓኺ ብፍልጠትን ብጥበብን ዝመልኣኪ እግዚአብሔር ይመስገን ብጣዕሚ ነመስግን ❤ንፈትወኪ

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst52188 ай бұрын

    እታ ቐዳመይቲ መኸላከሊ ንእግዝኣቢሄር ምቅዳም እዩ ኣብ ፈተና ኣይተእትወና ትብል ዓባይ ሓይሊ ዘለዋ ጸሎትን መኸላኸሊ ኣጽዋር እዩ።ብሳይንሳዊ ኣገላልጻን ጥንቃቐን ስለዝገለጽክዮን ነመስግነኪ ድ/ር ሻሮን።

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l8 ай бұрын

    ብሓቂ Dr እንጀራ ዓለም ብልዒ ክብርት ይሃበልና ኦ ጎይታይ ከም በደልና ዘይኮነስ ከም ምሕርትካ ካብ ዝርኣዩን ዘይራአይን ፅላእትና ሓልወና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️

  • @GenetTeklu-hn7qx
    @GenetTeklu-hn7qxАй бұрын

    ናይ ባሐቂ ኣንበሳ ቡዙሕ ኢና ንማሀር ካባኪ thank you

  • @RutaWeldeyohannes
    @RutaWeldeyohannes8 ай бұрын

    ካብ ፈታውየይ ሓልወኒ እንበር ጸላእየይስ ባዕለይ ክሕልዎ እየ ዝብል ምሳለ ሲ ነዝን ወዲከምዝን እዩ 🙏🙏🙏🙏

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete55888 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ዓባይ መድሃኒት ኣብ ፈተነ ኣይተእትወኒ ኢልካ ናብ ኣምላኽካ ምጽላይ ። የቀንየልና ድር ሻሮን

  • @danielberhane327
    @danielberhane3278 ай бұрын

    ዶር. ሻሮን ኣዝዩ ጽቡቅ ትምህርቲ ብፍላይ ንመንአሰያት ኣብ መዑብላት ዓለም ዘለና ከምዝ ዓይነት ትምህርቲ ቅድሚ ኩነት ኣዝዩ ተቃሚ አዩ Dr sharon thank you so much.

  • @selam7603
    @selam76038 ай бұрын

    Dr you are supporting your people GOD bless you I wish you all the best ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-gz4tz1ud7r
    @user-gz4tz1ud7r8 ай бұрын

    ዶክተር ሻሮን ኩሉ ግዜ እትህብና መሃሪን ጠቃምን ኣስተምህሮ ብልቢ ምስጋና ይግብኣኪ እንታይ እሞ ካባይ ጀሚርካ ኣብ ክንዲ ከምዚ ዓይነት ትምህርታዊ መደባት ኣብ ምክትታል ነቲ ዘይጠቅም መደባት ኣብ ምክትታልን ምዕባይን ንርከብ ልቦና ዘድልዮ ኢዩ ንዓኺ ድማ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይባርኽክን።❤❤❤❤❤❤

  • @Marti73286
    @Marti732868 ай бұрын

    "Nay mejemerta tbeb frhat Egziabhair yu" i have more respect on u lady keep it up

  • @edenteklom6260
    @edenteklom62608 ай бұрын

    በሓቂ ሕማቅ ጊዘ በጺሕና ናብ መገዲ አምላኽ ይምለሰና ሰብ ከፊኡ::

  • @haleluyaghebremedhn1297
    @haleluyaghebremedhn12978 ай бұрын

    ኣሰይ ተባዕ ደክተር ካብ ክፉእ ሓልወኒ The best advice ever heard from doc.

  • @WeldemariamWeldehaweria-ks8rs
    @WeldemariamWeldehaweria-ks8rs8 ай бұрын

    እዝግሄር ይሓልኺ ዶክተር ኣምላክ ግብረእከያት የርሕቀልና

  • @sewrakokob8508
    @sewrakokob85088 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ለባም ወረጃ ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን ብሓቂ እዚ ዘሎ ግዚ ብጣዕሚ ኣሸጋሪ ዝኾነ እዋን እዩ ኸምኡ ድማ ብመንፈሳዊ ድማ ኸምኡ ስለዘሎ ኹሉ ሰብ ብሓይማኖቱ ክነፍዕ ከምዘለዎ ከዘክር ይፈቱ ፈጣሪ ይሓልወና.

  • @ophiossi2
    @ophiossi28 ай бұрын

    ዶ/ር ሻሮን ንመሃርን ኣገዳስን ኣስተምህሮኺ አመስግነኪ።

  • @FocusOnyourblessing
    @FocusOnyourblessing8 ай бұрын

    ኣነስ ክትሕጉሰኒ እዛ Dr ኣብ ኩሉ active እያ ወላ እዚ film,ቤላ እያ ትከታተሎ ብሓፈሻ ኣብ ኩሉ ማስሚድያ active እየ❤❤❤❤ our blessed

  • @habtedebora1510
    @habtedebora15108 ай бұрын

    Amlak ybarki kem Noah sebakit tsidki eki dr shari❤

  • @kraftnuggets2223
    @kraftnuggets22238 ай бұрын

    ገልጽከዮ እግዚአብሔር ይባርኪ።🙏🙏🙏

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe29648 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ንዓኺ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሓሉኺ ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ። ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኢዩ

  • @DavedaveMaki
    @DavedaveMaki8 ай бұрын

    እዋእ ብሓቂ ህላውነት ኣምላኽ ይርዳኣኪ ኢዩ በሊ እንቁዕ ናብ ልብኺ ተመለስኪ

  • @Selamnkul4054
    @Selamnkul40548 ай бұрын

    ❤❤❤❤ tebareki kufuy ayrkebki .

  • @beyenhagos1490
    @beyenhagos14908 ай бұрын

    ብሓቂ ብሓቂ ዓቢ ኣስተምህሮ God bless you DR

  • @keseteberhe4988
    @keseteberhe49888 ай бұрын

    ዓስብኺ ብኣምላኽ ርኸብዮ ትህብና ዘለኺ ትምህርቲ ዓብይ አዩ ሞ ኣምላኽ ካብ ኩፉአ ይሰውረና ⚘⚘💐💐🌹🌹🌹🌹

  • @kebarynegash1006
    @kebarynegash10068 ай бұрын

    ብጣዕሚ። ኣስካፊ አዩ ኣብ ናይ ኣዲና ዝግበሩ ፊልማት። ኣብዚ ጥራይ ኣይኮነን ዋላ ሓያል ስብ ሰዲድካ ምፍርራሕ አሎም ዝሰርሕዎ ቀልድታት። ከም ኡውን ክብርታት ዝትንክፍ ፊልማት ኣሎ

  • @amanfessa3581
    @amanfessa35818 ай бұрын

    ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ዶር ሻሮን፥ እቲ ኣስማት ናይቲ ኣብ መስተ ዘእትውዎ ተዘይነገርክና ዝሓሽዩ፥

  • @tirhasghebru6185
    @tirhasghebru61858 ай бұрын

    ናይ በሓቂ ካብ ፈተና ኣድሕነና, ደክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እዝጋብሄር ኣምላኽ ሰጉኡ የብዛሓልኪ ♥️♥️♥️

  • @user-sk4fm8ez3d
    @user-sk4fm8ez3d8 ай бұрын

    ኣነ ግዳይ ናይዚ ኩነታት'የ😢😢 ብልቢ ኣፍቂረ ብልበይ ቀሪበ ከምነብሰይ😭🥲 ስለ ዝሓሰብክዎ ፍቅረይን ነብሰይን ከሲረ ልበይ ሴሩ ገዲፍኒ 💔🥺 ታይ ከምዝገብር ኣይፈልጥን ታይ ትሕግዙኒ ኣምላኽ ካብ ክፉኣት ሰባት ኣይሓለወንን ኣነ ውን ብእምነተይ'የ ተገዲዐ😢

  • @tomashadgu7052

    @tomashadgu7052

    8 ай бұрын

    Egziabiher Kulu mstom qunat yu ajoki haftye or hawey 🙏

  • @user-dy5kf3dr4h

    @user-dy5kf3dr4h

    8 ай бұрын

    ሓቀኛ ግዳይ እንተኾይንኪ ከምኡ እውን እንተገይሩኪ ኣብ ልዕሌኺ ገበን ፈጺሙ ስለዘሎ ሓገዝ ትረኽብሉ ቦታ ናብ ቦታ ሕጊ ጥራይ እዩ::

  • @saronbereket3463

    @saronbereket3463

    8 ай бұрын

    kisesiyo

  • @rit6091

    @rit6091

    8 ай бұрын

    Ni xubuki eyu!! Miknyatu Amlak neti tenkolegna seb eyu bigihatu alyulki!!

  • @user-sk4fm8ez3d

    @user-sk4fm8ez3d

    8 ай бұрын

    @@rit6091 ተንኮለኛ'ወ🥺

  • @peaceandlove2603
    @peaceandlove26038 ай бұрын

    ❤Gbu dr

  • @selam801
    @selam8018 ай бұрын

    ካብ ፈታውየይ እምበር ጸላእየይሰ ባዕለይ ኽሕልዎ እየ እዩ ዝበሃል so ኹሉ ገሊጽክዮ ኢኺ ሻሮነይ❤

  • @Erei1
    @Erei18 ай бұрын

    ፅቡቅ አለኪ አምላክዳ ባዕሉ ይሓሉ እንበር ንእከይ ዝሓስብ ሰብ ሓሊካ አይትሕልዎን ኢካ

  • @aziebnaizghi8797
    @aziebnaizghi87978 ай бұрын

    Thanks Dr Sharon for bringing this education video to our attention GBU.❤❤

  • @user-vi4ki1iw4g
    @user-vi4ki1iw4g8 ай бұрын

    ብሓቂ ክፈትወኪ ማዓት ንመንእሰይ ዝቆመት ዶክተር እግዝአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዶክተር ሻሮነይ❤🙏

  • @becomei
    @becomei8 ай бұрын

    የቀንየልና ዶክተር እዚ ትህብና ዘለኪ ኣስተምህሮ ሓደ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም ኢዩ በርትዒ ዜጋታትኪ ኣንቅሒ

  • @meakenabraham2194
    @meakenabraham21948 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእክቲ doctor Please 🙏 ናይ ዙዕ ሕማም ብከመይ ይፍወስ እባ ስርሕልና thanks ❤

  • @welietesfie7573
    @welietesfie75738 ай бұрын

    Amen.

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael32368 ай бұрын

    Spiking : ምትንካፍ 🙏

  • @kasay67
    @kasay678 ай бұрын

    ሓቁ እባ እዩ መጽሓፍ ቅዱስ "ካብ ተጠንቀቑ" ማቴ 10፣17 ዝብለና። ክብረት ይሃበልና ድ/ር ሻሮን።

  • @fwddserf
    @fwddserf8 ай бұрын

    ዶ/ር ርሻን ብትህብና ሓቤሬታ ብጣዕሚ ነመስግን ግን ሕቶ ነይሩኒ እና ብውሽጢ ክረክበኪ ደልየ ደጋጊመ ፂሒፈልኪ ግን ኣይመለሴክለን በጃኪ ተገደስለን ሓፍትኪ ጋል ኤሬ እየ😢

  • @missieafewerki4387
    @missieafewerki43878 ай бұрын

    ዕለትኪ ትናሕ ዛጓለይ ጽቡቕ ምሂርክና

  • @joniaforki373
    @joniaforki3738 ай бұрын

    ደ/ር ሻሮን ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ' ዩ ክብሪ ኣለኒ ናዓኺ !🙏🙌

  • @abrahamtesfai3000
    @abrahamtesfai30008 ай бұрын

    Yekinielna zikeberki Dottor Sharon anebuzuh gizie izi yuotube zeriakyo tekatali yiryo io yemesgineki beti moyaki zihabkina abi nigeriani io nihai win bimengisti kihisebelu zelo lomi abiti gizie rebha nigenzeb kublu kab sebhawi jikane zihatu zelo hibrete serio zelo thankyuo Dottor Sharon kemaki yibziha

  • @mihretabtesfamihret
    @mihretabtesfamihret8 ай бұрын

    ወይጉድ ሕማቅ ግዜ በጺሕና አምላክ ይሐሉወና

  • @user-ix6fv1zg8y
    @user-ix6fv1zg8y8 ай бұрын

    ኣሜን ዶክተረይ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እዩ ። እድመን ጥዕናን ሓይልን ጥበብን ይዓድልኪ ፈጣሪ ጅብዕተይ።

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias53012 ай бұрын

    ❤❤❤ጂግና ጎል ኤረ❤❤❤❤❤😊😊

  • @ilovemam3808
    @ilovemam38088 ай бұрын

    ሰላም ደክተር ሻሮን ከመይ ኣለኪ ካብቶም ብጣዕሚ ተገዲሶም ዝሰምዑ ሰማዕትኪ እየ ናይብሓቂ ካ ብዙሕ ንጥቀም እለና ሓንቲ ሕቶግ ክሓትት ደልየ ጥቅሚ ናይ chia seeds ጉዳቱን ኣስፍሕ ኣቢልኪ ክትገልጽልና የቀንየለይ🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @abelbirhane4302
    @abelbirhane43028 ай бұрын

    Exactly Dr it's so powerful educational advice always i admire you thank you for your sharing yr idea

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse34118 ай бұрын

    አድመን ጥአናን ይሃብኪ ዶክተረይ ንትህብና ትምህርትን ምኽርን እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልኪ ።

  • @dendenredae8422
    @dendenredae84228 ай бұрын

    Dr sharon Edmen teanan yhafi fetari❤❤

  • @zufanmicael6070
    @zufanmicael60708 ай бұрын

    True in deed.Peaople should not expose themselves.Stay safe the highest protection is Christ.Let him to be your lord and best friend.

  • @helenshifere8150

    @helenshifere8150

    8 ай бұрын

    love your comment!

  • @wahs1235
    @wahs12358 ай бұрын

    ንዓይ ዝገርመኒ ተልዩ ነዚ ዞም ምውታት (ትሑት ዓቕሞምን ተንኮለኛታትን) ኤርትራውያን ስለዝፈለጠዋን ዩ። እዚኦም ዝፈልጡዎ ኣይሃብካ። ኣምላኽ ጥራይ ይሓልወና በቃ።

  • @user-op3wm9hx4f
    @user-op3wm9hx4f8 ай бұрын

    Docter sharon shkor edmen tenan yhabki ❤

  • @rosahabtu1548
    @rosahabtu15488 ай бұрын

    Eway nskis shkor beka Goyta ybarki Dr Sharon❤❤❤

  • @HarmnonTsfaty-kp9dz
    @HarmnonTsfaty-kp9dz8 ай бұрын

    ማሕበራዊ መራኸቢታት ሲ ነከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ሓዘል ተንጥቀመሉ ክንደይ ምከሰብና ኔርና good work sister

  • @milonmilon6338
    @milonmilon63388 ай бұрын

    አሰይ ሙቁርተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ አምላክ ጥበብ አብ ርእሲ ጥበብ አብዚሑ ይዓድልኪ ዝሓፍተይ

  • @major_Lazer_291
    @major_Lazer_2918 ай бұрын

    ሰላም ናዓኺ ደክትሩ ❤ናይ መርዘን ርእሲ አባ ገለ ❤

  • @EmojiGoatShortDailyGg
    @EmojiGoatShortDailyGg8 ай бұрын

    Bahaqi doctor Sharon Egzabiher kab kulu kfue yhalwena ember himaq gize ena bexihna. Edmen tenan yhabki Fetari

  • @gshvwhsu6989
    @gshvwhsu69898 ай бұрын

    Egzio maharena kurustos Kab kufuh halwena amen

  • @efyabrha9839
    @efyabrha98398 ай бұрын

    ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ Dr ሳሮም ግን እዚ ትብልዮ ዘለኽን እዛ ፊልምን ዘሎ ዓቢ ፍልሊ ኣለዎ ንኣብነት ኣብታ ፍልም እቲ ወዲ መድሃንት ምስ ገበረላ ፈትያቶን ባዕላ ናብቲ ዓራትን ኢያ ከይዳቶ እንበር ልባ ኣጥፊኣ ወይ ተዳኺባ ኣይኪነትን ስለዚ ምስዛ ትብልያ ዘለኽን እዛ ፊልምን ግን ዓቢ ፍልሊ ኣለዎ

  • @Tekea
    @Tekea8 ай бұрын

    Amen❤Amenn ❤Amenn ❤kab kulu kufe ydhnena Egzabihier amlak ysewrena ❤

  • @maryameywehabitselamey7859
    @maryameywehabitselamey78598 ай бұрын

    dokter saron btaemi eye zednkeki bzuhat seabti dma alewuki btaemi yfetwuki hanti neger kbleki pls nab politieka dbehal key tatwi bflay mezi zelo kunetat btaemi eyu hmak😢 lbka dsebr eyu gn nski abu botaki aykonen botaki ezi eyu ezbi key felaleki ab thti ftari tmhri aleki kexlyo mearey blbi eye dfetweki❤❤❤❤❤

  • @akberetkidane6542
    @akberetkidane65428 ай бұрын

    God bless you Dr.❤

  • @resomfelida7485
    @resomfelida74858 ай бұрын

    ምሁርሲ ምሁርደኣ የቀኔልና doctere🎉🎉🎉❤❤

  • @ghirmayfrezghi-kt7km
    @ghirmayfrezghi-kt7km8 ай бұрын

    መርሓባ ኣቲ ዓይ መምህርን ሕልናዊትን ሳሮን ሃብተይ ጓል ኤረይ እንቃዕ ደሓን መጻኪ ተባረኪ ኣምላክ ብትኽክክክክክ ይብልኪ

  • @user-nz9zo9dl3l
    @user-nz9zo9dl3l8 ай бұрын

    Ab zekone guzona kentenkike hagezkna embere aynfelton nerna thanks kexlyou

  • @merhawittedros394
    @merhawittedros3948 ай бұрын

    Amen amen amen

  • @user-ch8jz6ue5k
    @user-ch8jz6ue5k8 ай бұрын

    GOD BLESS YOU BITAEMEY SUBUK TIMHIRTY, EGZABIHER MEMELISU YIWESIKELKI

  • @selamtewelde3563
    @selamtewelde35638 ай бұрын

    Yes amlak yhalwena

  • @luchiaghebrezgabher7318
    @luchiaghebrezgabher73188 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @aronsamiel212
    @aronsamiel2128 ай бұрын

    Dr Nay bhaki ❤❤❤

  • @meramera1765
    @meramera17658 ай бұрын

    Nice with clear advice.❤❤❤❤

  • @user-do3gn7dp2j
    @user-do3gn7dp2j8 ай бұрын

    ❤ብጣዕሚ ክብረት ይሃበልና ❤

  • @erihalal3290
    @erihalal32908 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣቦይ ካብ ኩሉ ክፉእ ይሰውረና ይሰውርኪ ሓብተይ መዓረይ❤

  • @yoditfisha-ch9yn
    @yoditfisha-ch9yn8 ай бұрын

    ❤❤ከመይ ጋለይ ክብረት ይሃብኪ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ❤❤🎉ለባም ኢኪ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣልትኒ ክትምልስለይ ካ ብትሕትና ይላቦ ንሳ ካ ብዛዕባ ማዳ ዓይነት ኣፍዋውሳ ቅርቅር ኣቢልኪ ካብ ግዘኪ ❤

  • @user-ry2cf2uu8n
    @user-ry2cf2uu8n8 ай бұрын

    ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር

  • @iseyasabraham1676
    @iseyasabraham16768 ай бұрын

    God bless you dr

  • @user-cl1yy7jn9x
    @user-cl1yy7jn9x8 ай бұрын

    ኣቱም ኣሕዋት/ ኣሓት ን Dr. ዝገልጽ ቃል እባ ሓጉዙኒ ? ኣነስ ስኢነ 🙏🙏🙏 ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኩን!!!

  • @sofiaabagelan2805

    @sofiaabagelan2805

    8 ай бұрын

    Wehebet eliya alku!! Kab amelak zetewahabenaya!!!!!

  • @medhanietecle3603
    @medhanietecle36038 ай бұрын

    Betami bezuh eu an zeabeye resturang zeserahkulu gize aziu bezuh speiling neru 90 talet higi gin Abe Habesha gedidu allo Buzuhat giday yikona 😢. Thank u G B U saroney haftey ❤❤❤

  • @yemanegebreslasie7632
    @yemanegebreslasie76328 ай бұрын

    God bless you Dr.

  • @nebyatkeshiberaki9175
    @nebyatkeshiberaki91758 ай бұрын

    Amen Amen Amen zehaftey❤❤❤

  • @abbyha7518
    @abbyha75188 ай бұрын

    Tahnk you so much nai bhaki ab fetena ayitwena Amlak mar habtey Doctor Sharon edmen tinan yhabki Fetari 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💕🌷💕

  • @user-wq2zw8ie3b
    @user-wq2zw8ie3b8 ай бұрын

    ይሓልወና አምላኽ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት።

  • @tigsititekleab1554
    @tigsititekleab15548 ай бұрын

    Bhaqi Dr. Sharon haftey Egziabher yhalwena eu zibahal gzieu kefieu eu. Thank you for sharing 💕🙏💕👍👍👍👍

  • @yonasweldesemaeti3314
    @yonasweldesemaeti33148 ай бұрын

    You're right nice advice.

  • @edenkahasi2251
    @edenkahasi22518 ай бұрын

    Tanks dokter

  • @akidane7802
    @akidane78028 ай бұрын

    ኣምላኽ ይሓልወና ክብርትን ቁምነገረኛ ሓፍትና

  • @yordanosmehari6340
    @yordanosmehari63408 ай бұрын

    Kab gebari kfue yhalwena fetary G.b.u. Dr Sharon

  • @maryamey99
    @maryamey998 ай бұрын

    Kbri yhabelna kbrti seb

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael32368 ай бұрын

    ዶክቶር " በጃኺ እባ ፡ እዚ ኩሉ ኣገዳሲ ኣስተምህሮኺ ፡ ንደቅኺ ኣመሓላልፊዮ 🙏

  • @user-tx1ob1wu3x
    @user-tx1ob1wu3x8 ай бұрын

    Good lessons dr sharon

  • @user-xq6vq5ds5g
    @user-xq6vq5ds5g7 ай бұрын

    You are blessed through christ!!Keep awaring us !!

  • @rafis1966
    @rafis19668 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ ክብርቲ ዶክተር 💪🏾❤

  • @selamawitgoitom8455
    @selamawitgoitom84558 ай бұрын

    Amlak ybarkeki lEli Amlak yelen

  • @natsaberhe6226
    @natsaberhe62268 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ ደር ሻሮን እግዚ ይሐልወና ካብ ክፋእ

  • @bisratberhane4457
    @bisratberhane44578 ай бұрын

    Admen teanan yehabki tebarki

  • @sennaitwoldai8719
    @sennaitwoldai87198 ай бұрын

    ሻሮን እግዝኣብሄር ይባርኺ ❤🙏

  • @salamawitdaniel3006
    @salamawitdaniel30068 ай бұрын

    Doctor Sharon Haftey brkty xbqty Neaki WN kab kufuat Sebat yhallweki nkluna kab kufuat ydhnena slety klu thbna mkrin tmrtin. Kbrin msganan YGBEAKI Goyta ybarki doctor sharoney 🙏🙏🙏❤️❤️❤️.

  • @arcade2002
    @arcade20028 ай бұрын

    Egziabher yobarkki

  • @luger2764
    @luger27648 ай бұрын

    Ati sharoney mekrti anes kendi mentay kemzfetweks tfelti do. Amlaksi memelisu edmen teenan yhabki. Yeezizu ybarkeki ❤❤❤❤❤

  • @aronogbay72
    @aronogbay728 ай бұрын

    Spiking is also called MICKEY FINN in the USA

Келесі