Awarded Drama Turuf Gra Gerewo part 1 # ድራማ ቱሩፍ ግራ ገረዎ ቀዳማይ ክፋል # May 2020
1996 ዓ.ም
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሚድያን መዘናግዕን ፋዱማ፤ ድራማ ቱሩፍ ግራ ገረዎ ኣቕርቡልና ብምባል ብተደጋጋሚ እናሓተትኩምና ምንባርኩም ይፍለጥ፡፡ ስለዚ ካብ ፈተውቲ ዓዶምን ባህሎምን ዝተልኣኸልና ቀዳማይ ክፋል ድራማ ቱሩፍ ግራ ገረዎ ናብ ኢድና በፂሒ ስለዘሎ እንሆ ተኽታተሉ፡፡
Пікірлер: 210
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ነተባብዓዮም እሰከ
@user-to1ul6cd4v
4 жыл бұрын
አብ ናትና ሰነፋት እንዲና እምበር እዚ ዘይተባባዕና ዳአ ካብዚ ዝበልፅ እንታይ አሎ ፊልም ዳአ ይበል
@raya_Rayuma323
4 жыл бұрын
እንሀና ኣብ ጎኑኹም
@cddhgf3014
2 жыл бұрын
ኣለና ኣብጎንኩም ተጋርዋ
@user-fx5ii5gt1h
Жыл бұрын
ኣለና ተጋሩ ማዓረይ💘💘💘💘💘💘
ድራማ ማለት ካብዚ አይሕለፍ ምስ ጥዑም ላዝኡ ገጠር ምውላደይ ብጣዕሚ እዩ ዘኹረዐኒ ደቂ ትግራይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ወጀራቶት ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ብላዕ ስተ ትቓበልቲ ገሻ ❤❤
ክንደይ ዘመን ዝደልዮ ዝነበርኩ ድራማ etv ክምሓላለፍ ከሎ ቀደም ብሃንቀውታ ዝፅበዮ ድራማ
እሰይይይ ጥዐማተይ እንካዕ ብሰላም መፅእኹምልና ደቂ ወጀራት ዒስራ ዓዲ
ድራማ፣ማለት፣ከምዙይ፣ዝበለእዩ፣ኣብየት፣ክፈትወኩ፣ከምዙይ፣ኣብገጠራት፣ከይድካዝስራሕ፣ድርስማ፣ዝምስጠኩም፣ለይክ፣ደቂዓደይ፣ድራማናይድሮእዩ፣ዝበለ፣ዝስራሕ፣ነይሩ፣ማለት፣እዩ፣ኣዝዩ፣ዝምስጥ፣ስራሕ፣ሰስኑ፣ደቂ፣ፅሪቲ፣ትግራይ፣ሰሰናዪ፣ነዓኩም።
እሰይይይ ደቂ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ,well come
እንካዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ገለ ዓይነት ስራሕ ቀጽሉሉ 👌
አስይይይ ደስ በጣዕም ፅብቅት ድራማ አያ ቀፅልሉ አሕዋትይ ነይ ዓድና ባህልና ደስ አዩ ዝብል
ዋውውው እንኴዕ ብሰላም መፃእኹም እውይ እረ ትዝ ውሉን ሃገሬ ውይ ስደት ሕሱም ወጀራት ውስጤ ነው
እስይይይይ መፂኩምለይ ዶ ለለ
ማለፍያ ብለና ኣሕዋት ብኡብኹም ዛንታ ፡ ጅግንነት ፡ መላ ኣተኣላልያ ጎንፂ ፣ ስራዓት ምሕደራ ( ስርዓት ቓንጪ ) ዕስራ-ዓዲ ሃምታቕርቡልና ኣይንጠራጠርይ
Enkae ብሰላም መጻኹም ደቅ ትግራይ ማዓረይ 💖💖💖💖💝💗💗💝💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳💗💝💝💖💖💖
ደቂ ዓደይ ካብ ስደት ምስ ተመለስኹ ድራማ ክሰሪሕ ያሓስብለኹ ከመይ ይመስለኩም ?
@nevergiveup3251
4 жыл бұрын
ትክእሊ ኢኪ መዓረይ
@okookokmaradespahali3535
3 жыл бұрын
👍
ደቅ ወጀራት ዓደ ኣታ ጣዕሚ ላዛ ወጀራት ኮ ቶኡ❤💊🙏
እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ይብዛሕ እታ ዝፈትዋን ደልየ ዝስአንክዋን ለቂቅክሙልና የቀንየልና ❤️❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖ሙቁራተይ
ወው ምጣዕሚ ደስ ብሃሊዩ ምቁራት
ይበል ትሩፍ ግራ ገረቦ ድራማ ብላዛ ውጅርኛ ብጣዕሚ ደስ ውሃሉኡ 2ይ ክፋል ብተስፋ እናተፀበና ግን ሓንቲ ንኡሽተይ ሕቶ ፀንሓትን እዞም ትዋሰእት ደኣይ ደረጃ ሃም ድንኣዉ ዝነበሮም ሕራነ ብሃንደበቶም ሓፅር ቃለ መሕተት ካድ ግበሮም ሃመይ ደስ ክብለና ፀንሑ #ግልገል ዕስራ ዓድ ዎአዋ #ን2ይ ክፋል ብሰላም ያራኽበና።
ድራማስ ለካ ቀደም እዩ ነይሩ
@user-fp3fo4lb2s
4 жыл бұрын
ብሓቂ
እንኳዕ ዳሓን ማፂእኹም ሽኮሪናታት😍😍
እኑኮዓ ዳሕን ምፃእኹም ሺኮረናታት..
ወጀራት ዓደይ ወለላ
Love from 🇪🇷 so beautiful 😍
አየ ግዜ ቆላሕርኻ በልዕኻ ፉፁም ገብረ ሸባቆ ጉዝምዝም ታብሎሎ ሰብ ደይሰመዐ አየ ወጀራት ዓድና እስቲ like like like ንዎሎም
@user-ec5zs3sf5o
4 жыл бұрын
ዉይይይይይ ዓደ ትርኡይን አፍፍፍፍፍፍፍፍ አይኻአልኹይ ናፍቆት 😭😭😭😭😭😭😭😭
@aristotleknowledge1132
4 жыл бұрын
እንታይ ኣይነቱ ትግርኛ ኢዩ? ዝገርም ትግርኛ ኢዩ እንታይ ኢዩ ትርጉሙ ዝጻፍኪዮ? ትግራይስ ተገርም ኣዲ ኢያ ብብማኣልቲ ሓዲሽ ነገር ተስማኣኻ ኣነስ ትግረ ናይ ኤርትሪያ ዝዛረቡ መሲሉኒ ኔሩ ።
አሰይይይይይ ወጀራት ዓደይ ዓድ በርሀ ጉማ ዓድ ጀጋኑ ተጋሩ
አሰይ ቱባህልናስ ክንደይ ይጥዕም 😍😍😍💝💝💝💝
እንካን ብሰላም መፃእኩም ደቂ ትግራይና ፅሩያት ሶ ቁፅሉል😍😍😍
ብ ፋዱማ ቱዪብ ዝቀርብ ድራማስ ፉሉይ እዪ ኮ ናይ ገጠር ምኳኑስ ፉሉይ ይገብሮ😘😘😘😍
የዕስ ወጀረቶት እንኳዕ ብሰላም መፃእኹሙ ደቅ ሓላላት ፋድማ ውን ያቐንየልና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ጥዑማት ላዛ ደቅታ ሓላል መሬት 💖💖
You brought me so many memories from my childhood when I used to go to this beautiful village to visit my grandparents ! I am proud to be part of this humble, innocent, generous people! ቅድመኹም ይስጠሓኒ! ወጀራት 20 ዓዲ❤❤❤❤
ኣብዚ ኣለኻ ድራማስ ግን ደቃይቅ ወስኩሉ ሓፂሩ ብጣዕሚ ብዝተረፈ ፅቡቅ ቀፅልሉ
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት እያ ኣይትደንጉይና👍🙏
እንዳሓጸረ እንበር ስራሕ ደኣ ሪእካ ዘይምኖ ባህሊ ራያ እዩ ኣጆኩም ቀጽልዎ በርትዑ። ኣነ ድማ ስለ ዝፈትወኩም ሓንቲ ጽብቅቲን ምጭውትን ጋል ራያ ኣፍቅረ ኣለኩ።
አይዋይ ደቂዓደይ ማዓረይ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ናፍቆት በርቲዕኒ በሰደት ንሮ አብሰደት ዘለኩም ሰደትና የሕፅሮ ፈጣሪ
ዒስራ ዓዲ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ጥዕማት ላዛ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ካብ ግዛዊ ሕማም ይሰውርኩም ይሰውረና ልዑል ፈጣሪ
ጎበዛት ቀፅልሉ ደቂ ራያ ራዩማ ፀባ ፀገባት ደቂ ትግራይ ማዓረይ😍😘
ውይ እድገቴ ኣስታወስኩኝ በጣም እወዳቹሃሉሁ ቀጥሉበት
አናኩ እንኳዕ ካራያይ ወጀራትይ ትወለድኹ❤💛🎉🎉
አየ ወጀራት ዓድና ባህልና ምጥዓሙ 😘😘😘😘😘😘😘😘
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
ዋይ ዋይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ሓራም ወደ ደስ ክብል ብናሃገረሰብ ድራማ ክጥዕም። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🙏❤
አዋይ ዳአም ያጎይታ እዛ ድራማ ትወፅእላማ ቆልዓ ነብረ ዓድማትና ሰንበት መፅት ብልና ንርእይ ማይ ሕፃብ ዳደፋአልና ነብረን አየ ግዘ
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሽኮሪናታት ደቂ ዓደይ
Tegaru bmukankum dtaemi tehagise tehabine❤ketllu ❤❤❤
ጥዑም ግዜ ዓደይ ትግራየ ሰላምኪ ይብዛሕ ለለናዩ ❤💛🙏🙏🙏😭
እሰይ ደስ ክብል ከምዚ ባህላዊ ድራማታት ኣቅሩብልና
እንዃዕ ዳሓን መፃኣኩሙ ደቂ ዓባይ ትግራይ 💓💓💓
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ፡ ማሾ ድራማ ለ ተኽኢልኹም ኣሕልፍሉና ኢኹም።
እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን የትግራይ ልጆች
ሰላም ንዓኩም ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኩላትና ይኩን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘክብረኩምን
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም
ራያ ዓደይ ፀባ ፅገቢ
Yekenylina faduma🙏🙏🙏
አሰይ እትባህልና ጡዑም ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ
ኣይኣነ ደስ ምባሉ ዋይ ድራማ ማለት ሓራም ብናማን ኩኦዩ ድመስል እሰይ እቲ ኣፋቶም ኹሉ ምጥዓሙ ያጎይታ ። ስሙዑታባ ፋዱማ ዩቱብ ፍርሳ እትብል ድራማ ቦኽ ኣብልኹሙልና ነይርኹምስ ታእዩ ህልም ኢላ በሉታድኣም ስደዱልና ደቂ ዓደይ ወለላታት
Nice drama! Tnx a lot!
WOW WOW WOW........Proud of you wejerat 20 adi tigray adey at whole
ያዕስ ድራማ ብኻማ ሕትም💕👌👌👌
ብጣዕሚ ደሰ ይብል ቀፅልሉ
Thank you faduma tube
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ጡዑማት ላዛ😘
በጣም እምወዳት ድራማ ናት ከ15 አመት በፊት ነው እማውቃት ህፃን እይለሁ ራይ ራዩማ ቀጥሉ በት
@Tube-uz1xf
Жыл бұрын
ወጀረቶት❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ
ወጀራት ዓደይ ዓድ ጀጋኑ በርቱዑ
ደስስብሃል ቀፁሉሉ ❤❤❤❤
እንዳ ፍዱማ ኣይትደንጉዩና
አሰይይይይይይይይይይ ደስ ብሃልት ድራማ ቀፅልሉ ሓለላተይ💞💞💞💞❤❤❤❤
ወጀራት💕💕💕😢😢😢😢🥰🥰🥰🥰🥰
Truf gragro btami des bhali drama eyu
እሰይይይይይ ደቂ ዘሓላል መሬት ❣️❣️❣️❣️
ቃንቃ ደ ስ ክብል ስጋ ኣርባ ዓሳ ገንት ❤
ደስ ዝብል ስራሕ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ዓበይቲ
የዕስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት
የዕሳባ ብጣዕም ምፅበያ ድራማ
ደቅ ወጀራት ጡዑማት ባህል ኣጀኹሙ ❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😁
ሁቡቡቡ ያዕስ ምጣዓሙ ድራማ አይዛኻትኸም ጡለላተዩዳአም
ዋውውውው ደስ ባሃሊ ድራማ
Esey deki halal meret ❤❤❤
ያዕስስስስ ባህልና ደስስስ ክብል
የቐንየለይ
Deki Adey desbhalti jeganu dekiabeyti
ኣየ ግዜ አረ ሰለመ አዉረደልና ገቴየ
Xbuk neyru gn haxiru
አቶ ሃምዛውደአማ ያዕስስስስ ሸገ ዓይነት♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
እንካዕ ዳሕና መፃኹም ያዕስስስስስ
Bselam muxna nice one
እንካዕ በሠላም መፀአኹም ደቂ ራዮቶት
Enka bselam matsakum eskiy like habliey
❤❤❤❤❤ኣሰይ ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤
👍👍
ያዒስ ያዒስ አታ እዚግዚየ አይምለሲይዶ
ኣነስ ከምዚ ዝበለ ድራማ ክፍተወኒ
@gfftggt6311
4 жыл бұрын
አነለ ከዕብደኒ እዩ ዝደሊ
@gfftggt6311
4 жыл бұрын
አነለ ከዕብደኒ እዩ ዝደሊ
ኣስይይይ ደቃ ዓዲይ ምዓርይ ክንደይ ደስስ ክብል
asayyy das bhaleti adwani trayteni 😥😥😥
Asey atum jeganu mershlu