ኣወዳት ንዑ ጉድኩም ስምዑ 😂 ፉሉይ ዕላል ምስ ተዋሰእቲ

ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
#Tigrgna interview
ኣብዚ ቪዲዮ ኣጓላት ከፍቅራ ከላ ከመይ ከምዝብላ ወይ ከመን ከምዝኾና ዝገልፃሉ ኣወዳት ውን ዝፈትዎን ዝፀልእዎን ነገር ዝገልፅሉ እዩ::
ከምኡውን ዝተፈላለዩ ትእዛታት ኣካቲቱ ብዘዘናግዕ መገዲ ዝቀረበ እዩ ::
#tigray
#eritrea
#New tigrgna music
#New eritrean music
#comedy tigrgna
#prank video
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 238

  • @user-zq3lm9ro3f
    @user-zq3lm9ro3f11 ай бұрын

    ግን ማርያምን ናዓና ንከዛናግዕ ዘይገብሮ የብልን ልምንታይ እሞ ሳብስካራያብ ዘይንገብረሉ ዋይ ያላ ግበርሉ 😂😂😂

  • @lemlem7065
    @lemlem706511 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ዋዛምሰ ቁም ነገረ ወስኒ እና ዓባይ ት/ት እዩና ደቂ ዓባይ ሃገረ ትግራይ ኣጀኹም በሪቱዑ❤❤❤

  • @teklayteklay9712
    @teklayteklay971211 ай бұрын

    አነ ግን አብዛ best friend ትብል አብ ፍቅሪ (ሓዳር) እንተአቲካ ክከውን አይክእልን እየ ዝብል። ምክንያቱ አብ ግዘ ጭቅጭቅ ይኩን ካልኦት ነገራት ናፍቲ መሓዛካ ሒዝካ ስለ ትከይድ ኡስለ ሓፂር ግዜ ስለ ምስኡ ተሕልፍ ደስ ዝብል ግዜ ስለ ዝህልወካ ካብቲ ፍቅረኛካ ክተንሳሕብ ዓብዪ ግደ እዩ ዝጫወት ።

  • @user-id6zw3vc5e
    @user-id6zw3vc5e11 ай бұрын

    ፍቕሪ ኢኩም እኮ ብስሩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayatnagashi9583
    @hayatnagashi958311 ай бұрын

    ብሉፃት ደቂ ዓባይ ትግራይ❤❤❤

  • @ttn-yd8mc
    @ttn-yd8mc11 ай бұрын

    ኣነስ ንሓደ ወዲ ኣፍቂረዮስ ክፈርሖ መዓት የ ኣብ መንገዲ ተረኺበዮ ከምዛ ገለ ዝሰረቅኩሉ እየ ምሉእ ነብሰይ ለንቀጥቅጥ ዋላ ተደዊልለይ ናንቀጥቀጥኩ የ ዘልዕሎ

  • @iopo6877

    @iopo6877

    11 ай бұрын

    ካማይ ሓፍትኪ ሓቂ ተናጊሪ ከይገላገልስ ብውስጠይ ተጎዲኣ😢

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe621611 ай бұрын

    _ድስስስ ክትብሉ ስነጥበበኛታት ድቅ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በቃ ፍቕሪ ምስ ጀመረን ከምኡ ክገብርየ ወይለከ ፅዋ ሓውካ ብድውካ_

  • @user-vy2fq6xb4c
    @user-vy2fq6xb4c11 ай бұрын

    ደሰ ዝብል መዛናግዕን መሃርን ነይሩ ግን ኣብ ፍቅራዊ ሂወት አሞ ኸኣ ወዲ best frend no more ኽኸውን ኣይኽአልንዩ ኣሸካይወድሰ ጋልካ ጋዶ ብዝሕጂ ምጥልላምን ምባኣሰን ምትላልን ዝበዘሖ ግዜ ብሓጺሩ ኣብፍቅራዊ ሂወት best frend ወዲ ኣይኸውንንዩ ወዲ ኻብወዲኡ ኣይሓልፍን ዩ ሕጊ ተፈጥሮ ንባዕሉ ኽትሰሓሓት የገድደካ ምናልባት ናሰጋቀረባ ቤቴሰብ ብሓንሳአ ብጉርብትና ዝባጻሕኻ መሓዝት ኾይንኻ best frend ኽኸውን ይኽአል ንሱውን ቤቴሰብ ተኾይኑ ብቻ ናተይ ሓሳብዩ😊😊ብዝተረፈ ቀጽሉሉ good job

  • @sooqusaabya3831

    @sooqusaabya3831

    11 ай бұрын

    ፁቡቅ ኣለኪ ዛጋልነይ ❤

  • @yeshimebetbtniniu6942
    @yeshimebetbtniniu694211 ай бұрын

    ደስ ክትብሉ ደቅ ትግራይ❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya383111 ай бұрын

    ፁቡቅ ኣለኪ ጋለይ ጋል ምስ ወደይ ፈፂማ ኣዕርክቲ ክኮኑ ኣይኩኡልን ጋልን ወድን እውን ኣዕርክቲ ክኮኑ ይክእሉ እዮም ብምባልእዩ ዝሙት በዚሑ ዞሎ ሓውን ማይን ፈፂሞም ክስማዕምዑ ኣይኩኡልን እዮም ።

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6r11 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ያዳ ሓወይ ምንጪ ሳሓቐይ ኮመንት ቐዳመይ ባዕለይ❤

  • @romanabrha5998
    @romanabrha599811 ай бұрын

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ይሞችኩም ❤🎉ያዳ ሽኮር ቀፅለሉ

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti11 ай бұрын

    ሰላምኩም ይብዛሕ😊ደቂ ሃገረ ትግራይ❤💛

  • @SelamTesfay-qu3pb
    @SelamTesfay-qu3pb11 ай бұрын

    አሰይ ተጋሩዋይ ፅርያት ደሰ ክትብሉ❤❤❤ያድየ ሸኮር

  • @user-rg6vy5tb8d
    @user-rg6vy5tb8d11 ай бұрын

    ተጋሩ ፅረያት❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSa-ym8ju
    @SalamSa-ym8ju11 ай бұрын

    ኣነ ከማን ክኾኑ ኣይኽእሉይ ምኽንያቱ ናይ ሓዳሪኻ ፀገም ምስ ባዓል ሓዳሪኻ እኻ ትፈትሖ እምበር ናይ ደገ ክወፅእ ፅቡቕ የኾነይ ✝️

  • @Hetaw1619
    @Hetaw161911 ай бұрын

    ይመቸኩም❤❤❤

  • @rahealraheal1881
    @rahealraheal188111 ай бұрын

    ኩለኩም ዝፈትወኩም ኢኩም ተሰባሲብኩም❤❤❤❤

  • @amam5408
    @amam540811 ай бұрын

    ደሰ ክብል መዘናግዒ ቀፅልዎ❤🎉

  • @user-lh5xm9ct2t
    @user-lh5xm9ct2t11 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ኩሉ ጊዜ ከምኡ ኩኑለይ ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @tdfgyrfy7390
    @tdfgyrfy739011 ай бұрын

    ተጋሩዋይ♥️

  • @fyyfcyyc8462
    @fyyfcyyc846211 ай бұрын

    ደስ ባሀልት ተጋሩ ፅሩያት❤❤

  • @RShaN-kiki
    @RShaN-kiki11 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ሰላምኩም ይብዛሕ ፍትውውው እየ ዘብለኩም ያዳዬ ንዓኻውን አድናቂትኻ እየ 🎉❤❤❤❤❤

  • @TeeTee-ru8ih
    @TeeTee-ru8ih11 ай бұрын

    ኣነ ንዓወት ኣፍቂረዮ ኣለኩ ገለ በልለይ❤❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf322911 ай бұрын

    😊😂😂😂😂 ዋዛ ምስ ቁም ነገር ይመችኩም ❤❤❤❤❤

  • @salamsalam6988
    @salamsalam698811 ай бұрын

    ዊ መይተ ሳሓቅ ሎሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤

  • @Hayah-kq2vw
    @Hayah-kq2vw11 ай бұрын

    ደስስስ ባህልት ብዘይ ሳሕቅን ጨዋታን ካልእ ዘይፈልጡ ተጋርዋይ ይመችኩም

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q11 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤

  • @sheweshewe7766
    @sheweshewe776611 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ያዳ ቀጽሎ

  • @adak3185
    @adak31858 ай бұрын

    ሰሓቅኩም ይብዚሓለይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ከም ወርቂ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdnbFbcb-dm4ho
    @EdnbFbcb-dm4ho11 ай бұрын

    ኣዘናገኣዮ

  • @SalamSalam-se9hj
    @SalamSalam-se9hj11 ай бұрын

    ደስ ባሀልቲ ደቅ ሪመይ❤❤❤❤

  • @letslasehayle5044
    @letslasehayle504411 ай бұрын

    ዋውውውውው ደስ ክትብሉ ሽኮራት👌❤❤

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir341311 ай бұрын

    ደስ ክትብሉ ❤❤ ሳሓቅ ቀቲልኩምና😂😂

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo146011 ай бұрын

    My ተጋሩ💟😘

  • @user-qt1sp2hh4j
    @user-qt1sp2hh4j11 ай бұрын

    ደስ በሃልቲ ደቂ ዓዲ❤❤❤❤

  • @yiitui5517
    @yiitui551711 ай бұрын

    ተጋሩ ማዓረይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @kefalieri3967
    @kefalieri396711 ай бұрын

    Best prankerman in East Africa 😮

  • @sy2g299
    @sy2g29911 ай бұрын

    ዓያሹ ኢና😂😂😂❤

  • @user-yd7er8fu7o
    @user-yd7er8fu7o11 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂በሉ ሰሓቕ ሞይተይ❤

  • @user-ov5nk9mz4g
    @user-ov5nk9mz4g11 ай бұрын

    ብጣዕሚ መዘናግዒ ጭዋታ እዩ ቀፅለሉ

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4l11 ай бұрын

    Shikorat ahiwatey des kitibulu ❤ mezengie kamera eyu zibahal meareywa ❤ yadayey ❤😊

  • @sadf1238
    @sadf123811 ай бұрын

    Aseyyy tegaru mukratey ❤️💋💋💊💊💊

  • @Fryat691
    @Fryat69111 ай бұрын

    ብዝተረፈ ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ

  • @ndgsr2892
    @ndgsr289211 ай бұрын

    _ኮሜንት ምፅሓፍ ገዲፈዮን ድየ ነይረ ክስሕቅ ግን ፅሒፈ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😁😁😁😁ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤ ያዳ ብኣይ ኣዘንጊዐዮ ተዝከውን ይሓይሽ ❤❤❤❤❤❤❤🌹🍃_

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y11 ай бұрын

    ተጋሩዋኒ ጹሩያት ሰላምኩም ይብዝሓለይ ደቂ ሓላል መሬት❤️💛❤️💛💖💖💖

  • @afgcg5271
    @afgcg52719 ай бұрын

    ሞይተ ሳሓቅ😂😂😂

  • @selam9178
    @selam917811 ай бұрын

    ተጋሩዋይ😂😂😂❤❤❤❤

  • @svvsvs9678
    @svvsvs967811 ай бұрын

    Azegieyo

  • @Geti-bz3ci
    @Geti-bz3ci11 ай бұрын

    ክፈትወኩም❤

  • @user-el9ch2ew2i
    @user-el9ch2ew2i11 ай бұрын

    Selam tegaruway my love tigray ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤🤝❤🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @TsegayWeditigray
    @TsegayWeditigray11 ай бұрын

    ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ❤❤❤❤

  • @user-bx4hm8jq2r
    @user-bx4hm8jq2r11 ай бұрын

    ፕራንክሓሪፍ

  • @user-nr3sy9yy3m
    @user-nr3sy9yy3m11 ай бұрын

    አዘግዐዮ 😂😂😂

  • @hxjd4533
    @hxjd453311 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣይትስኣኑ ስሓቅ ቆሲሉ😂😂😂

  • @user-wh8sc2lq8x
    @user-wh8sc2lq8x4 ай бұрын

    ሰሓቅኩም ይብዚሓለይ ተጋሩዋይ 😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @samriguggalmekele1270
    @samriguggalmekele127011 ай бұрын

    መርሓባ yada 😘😘ረሲዕዎ ዋይ 🤣🤣🤣🤣ቆስለ ይሞቺኹም ደቂ ሪመይ 🥰🥰🥰🥰

  • @hduhdh6263
    @hduhdh626311 ай бұрын

    መዘንግዕ ካሚራ

  • @ekidonasnappy3704
    @ekidonasnappy370411 ай бұрын

    😂😂 harif medeb

  • @user-ds1bt1of4g
    @user-ds1bt1of4g11 ай бұрын

    ደቂ ሪመይ ሓላላት ኣብሊፀ እየ ዝፈትየኩም ❤️❤️

  • @tamenganamleki6088
    @tamenganamleki608811 ай бұрын

    ናማኑ ዩ ኣጓላት ከም ሓወን ክቃርብኦም ከለዎ ከም ዘፍቀረቶ ይሙስሎም እንብር ዓያሹ እዮም

  • @kedantaher1847

    @kedantaher1847

    11 ай бұрын

    😢

  • @aaaall7364
    @aaaall736411 ай бұрын

    😍😍😍😍😍😍😍

  • @lilitylility4864
    @lilitylility486411 ай бұрын

    Part 2ትደገም. ይመቹኩም. ስጋነይ❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk11 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ኣይትሰአኑ😂❤

  • @vhyu3237
    @vhyu323711 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @rttr1478
    @rttr147811 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @rttr1478
    @rttr147811 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti-11 ай бұрын

    ይመችኹም ደቂ ሪመይ❤💛

  • @user-uw8uk4km4y
    @user-uw8uk4km4y11 ай бұрын

    ❤ታድዩሲ ከፍ😊😊ኢደንስ😮 ይውሕደና አዩ😂😂😢😮😮

  • @user-qe5cl5tu9v
    @user-qe5cl5tu9v11 ай бұрын

    Mezenge kamera elka srah

  • @alemberihu5297
    @alemberihu529711 ай бұрын

    አታ መቅረቢ ብጣዕሚ ፎትየካ አለኹ ብጣዕሚ ጎበዝ ከማኻ ዝበለ ሰብ አብ ትግራይ ብምርአየይ ደስስ ኢሉኒይ ቀፅለሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ይቅፅል ቀፅለሉ

  • @freTigray-fk7qn
    @freTigray-fk7qn11 ай бұрын

    ኣነ ሐዚ ማራየ ኾራይት ቐልጢፈ🥹😔

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-121411 ай бұрын

    ያዳዋይ ብሉፅ ኩሉ ትኽእሎ ንበርሉና ሙቁራተይ🥰😀😀

  • @yoniboy24
    @yoniboy2411 ай бұрын

    ኣፋጢጥካዬም😂😂

  • @berhegeremar9205
    @berhegeremar920511 ай бұрын

    14:09

  • @Hetaw1619
    @Hetaw161911 ай бұрын

    ይኮኑ እዮም

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr11 ай бұрын

    ፕራንክ ማለት ምዝንጋዕያ

  • @SalamSalam-se9hj
    @SalamSalam-se9hj11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh3 ай бұрын

    ቀፅለሉ ፕራክ ሕደጎ

  • @user-ic4qs9rm8w
    @user-ic4qs9rm8w10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-zp4il4xc3f
    @user-zp4il4xc3f11 ай бұрын

    ደስስስስስስ ክትብሎ ደቅ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b11 ай бұрын

    ከምዚ ዓይነት መደብ ቀፅልዎ 😊

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef11 ай бұрын

    ❤❤❤አሰይ ተጋርዋይ❤❤

  • @MohamedMohamed-on5jw
    @MohamedMohamed-on5jw4 ай бұрын

    ዕደመን ጥዕናን ፍቅርን ሰላምን ይሃብኩም ኩቡራት ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom324211 ай бұрын

    I like this show than prank

  • @letslats9259
    @letslats925911 ай бұрын

    ብሉፃት ደቂ ትግራይ ሽኮራት😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤

  • @user-ve2dn2zz4r
    @user-ve2dn2zz4r11 ай бұрын

    ኣዳሊና ዘለና እስከ በል ንምንታይ ኣምሓርኛ ምስ ትግርኛ ሓዋዊስኩም ትዛረቡ

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @slamslam6022
    @slamslam60228 ай бұрын

    😂😂😂😂❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh522211 ай бұрын

    ደቂ ዓደይ😘❤️💛

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment385511 ай бұрын

    😂😂😂😂😍❤

  • @user-ww8yn9cd4h
    @user-ww8yn9cd4h4 ай бұрын

    😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @diniyassin2238
    @diniyassin223811 ай бұрын

    R.i.p😂😂😂😂😂😂

  • @danitekeste7277
    @danitekeste727711 ай бұрын

    ዋይ ሰበይተይስ ምስ ቤስት ፍሬንድዋ ሓዲራ ክትመፅእ ይሓንቃለኩ

  • @KhanKhan-ex9fi
    @KhanKhan-ex9fi11 ай бұрын

    ❤❤

  • @meyramokhean8723
    @meyramokhean872311 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @MiriMiri-fb8fx
    @MiriMiri-fb8fx11 ай бұрын

    ❤❤❤❤😂😂

  • @Hetaw1619
    @Hetaw161911 ай бұрын

    ያዳ ከይትቀትለናባ😂😂😂😂😂😂😂

  • @mdranaeden8036
    @mdranaeden803611 ай бұрын

    😍🤣🤣🤣🤣🤣💯👈

  • @Hareg675
    @Hareg67511 ай бұрын

    ደስስ ትብሉ ኣሕዋት ነዛ ፕራክ ግን መዘንግ ካሜራ ተትኸውን ዶ መሐሸ ፉሉይ ስምባደ

Келесі