Atv Asena Live -ዘተ ብዛዕባ ኤውሮጳዊ ዋዕላ ግሎባል ይኣክል 2024 ምስ ኣቶ ዳኒኤል ቦኽረ / ኣቶ ኣብርሃም ተኪኤ

Atv Asena Live -ዘተ ብዛዕባ ኤውሮጳዊ ዋዕላ ግሎባል ይኣክል 2024 ምስ ኣቶ ዳኒኤል ቦኽረ / ኣቶ ኣብርሃም ተኪኤ

Пікірлер: 10

  • @arefainealem9233
    @arefainealem923311 күн бұрын

    💙💙💙💙

  • @teklehaile4908
    @teklehaile490811 күн бұрын

    ጽቡቕ ሕቶ ኣማኑኤል ብሪጌድ ንሓመዱ ክጉሰ የብሉን ። ንሱ እዩ መስዋእቲ ዝኸፍል ዘሎ ። ብሪጌድ ንሓመዱ ክልተ ዓመት ዝገበረ ማዕበል ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ ከመይ ይርእዮ ይኣክል ?

  • @gatogato2852
    @gatogato285210 күн бұрын

    የቐንየልና ንዓናውን።

  • @Ae91scd
    @Ae91scd10 күн бұрын

    እቲ ዝዝረብ ዘሎ ዳርጋ ንመነግስተ ሰማያት ዘእቱ እዩ ዝመስል ! ይአክል አብ ባይታኸ እንታይ ይስራሕ አሎ ? ዝብል ግን መልሲ ክረክብ ዘለዎ ዓቢ ሕቶ እዩ። ሐቅን ቅንዕናን ዘይብሉ ቃልሲ ከቶ ክዕወት አይክእልን።

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru953411 күн бұрын

    ልቢ ይሃብኩም ስምረት ይፍጠረልኩም ስቓና ይወድኣዮ ፈጣሪ።

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtson11 күн бұрын

    Alem. Mehtson ሰላም ሰላም ብጸት ጀጋኑ አጀኩም ክን ዕወትእና 🙏🙏🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @pridetransitllc2197
    @pridetransitllc219710 күн бұрын

    Thanks Assenna

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick826011 күн бұрын

    ብዙሕ ውልቀ ዓቕምታት ከምዘሎ ርኡይ እዩ:: ግን እግርን ርእስን ዘለዎ ስራሕ ክትሰርሕ እግርን ርእስን ዘለዎ ኣወዳድባ ክህልወካ ኣለዎ:: ካልእ እታ ዝጀመርኩዋ ስራሕሲ ኣበይ ኣብጻሕክዋ ዝብሃል ኣምር ክሰርጽ ኣለዎ እንተዘይኮይኑ ሓሓድሽ ኣርእስቲ ምልዓል ፍረ የብሉን::

  • @user-oz1zp7jh3p
    @user-oz1zp7jh3p11 күн бұрын

    ብልክዕ እዚ እዩ እቲ ጉድለት ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ ተላዕሉ ዘሎ፣ጉድለትካ ፈሊጥካ ንዝገደለን ዝተረፈን ምምላእን ተገዲስካን ዓቲብካን ምስራሕ እዩ ዘድሊ።

  • @natsenat6087
    @natsenat608710 күн бұрын

    ኣቶ ኣብረሃም መምህር ተመስገን ናይ ኩላትና ሕቶ እዩ ሓቲቱ ስለምንታይ ክንድዚ ምቁጣዕ 😂

Келесі