Atv Asena Live - ማእሰርቲ እሙን ኣገልጋሊ ኢሳያስ ወዲ ምሕጹን / ብ No Reply ህግደፍ ዝሰክሑ ኩባንያታት መርበብ ኢንተርነት

Atv Asena Live - ማእሰርቲ እሙን ኣገልጋሊ ኢሳያስ ወዲ ምሕጹን / ብ No Reply ህግደፍ ዝሰክሑ ኩባንያታት መርበብ ኢንተርነት

Пікірлер: 56

  • @GeberhiwetZegse-qr5qi
    @GeberhiwetZegse-qr5qiАй бұрын

    ናይ ጸልማት ስርዓት ፡ ብብርሃን ክሰርሑ ኣይሕሰብን ሃገር ምጽልማት መጻኢ ወለዶ ኣጸልሚቶም እዩ ።

  • @GeberhiwetZegse-qr5qi
    @GeberhiwetZegse-qr5qiАй бұрын

    ካብ መዓስ መንግስቲ ይመርሑ ኣላ። እዛ ጉጅለ በጋሚ ዶ (ማፍያ ) መዓስ ንረብሓ ሃገር ሓሲቦም ይፈልጡ ። ብጃኻ ኣሉታ ኣውንታ ሓሲቦም ኣይፈልጦን ፓራኖያ ኢሰያስ 😂😂😂😂 የንብዕ ዕድል ህዝብና !!!!

  • @semeresibhatu8691
    @semeresibhatu8691Ай бұрын

    “ኣሰና” ወዲ መሬት!!! ዘንጊ ፍትሒኻ ደው ትበል!!!

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kzАй бұрын

    የቕንየልና ሓው ኣማን ነቲ ሓቀኛን እዋናውንሓበሬታኻ

  • @russomghebremicael1760
    @russomghebremicael1760Ай бұрын

    ዝዓወረ አእምሮ ብዓይኒ ክርኢ አይክእልን እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልና

  • @tsegaynegash9454
    @tsegaynegash9454Ай бұрын

    ይበል አሰና

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178Ай бұрын

    ቢትወደድ የሚባለው የመጀመሪያው ጀግና ሰው!!!

  • @thomasabraha3274
    @thomasabraha3274Ай бұрын

    Ema jigna, please Edit the typo error "No-replay" with "No-reply".

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903Ай бұрын

    💝🌷

  • @LuelGirmay-zn5sw
    @LuelGirmay-zn5swАй бұрын

    bravo👍

  • @danielfekadu3507
    @danielfekadu3507Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @VipWe-yw9yv
    @VipWe-yw9yvАй бұрын

    ሕመቅና ናህና እዩ

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332Ай бұрын

    ቅዱስ መጽሓፍ , እንዳረኣዩ ዓይኖም ዝዓወሩ ዝበሎም ከም ደገፍቲ ህግደፍ ዓይነት"ዮም።

  • @temesgenmehari6367
    @temesgenmehari6367Ай бұрын

    Emma, it is impossible

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404Ай бұрын

    ህምምም! በለ ጣፍ ዝሃንኮተ

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165Ай бұрын

    HAILE MHTSUN - He deserve it. DeQi 16 AmeT AwaLd AmiTsu Eyu 1993-1996. Ezi Be'ALege Seb HaiLe.

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723Ай бұрын

    ምርዳእ ኢና ስኢናዮ እንበር ናብ እንስሳ ስለ ዝተቀየርኩም ምስ የሕዋትኩም ናይ በረካ እንስሳታት ብሓደ ክኾነልና ብምሕሳብ እዩ ሌታዉ ኢንተርነት ዝተፈቀደልና!!

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWeldeАй бұрын

    Kedemti wlke melaki ybleayom Namen msgedefe kgedfom

  • @VipWe-yw9yv
    @VipWe-yw9yvАй бұрын

    ዝቢ ንመሰሉ ዶዜይተቓሊሱ ድኣ ምውትውን ኽመር ሓና እዩ

  • @user-ou5rq5mf4e
    @user-ou5rq5mf4eАй бұрын

    Ema besal❤❤❤❤❤

  • @TahayaboTahayabo
    @TahayaboTahayaboАй бұрын

    ሳክተዮም

  • @TahayaboTahayabo
    @TahayaboTahayaboАй бұрын

    🎉መንግሰቲ አይኮንኑን

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404Ай бұрын

    Freakonomics

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731Ай бұрын

    ኢሳያስ አሪትራ ክትምዕብል ወይ ክትጥቀም ኣይደልንዩ አትሪትራ ፍሒርካ ትቅበር አንተትኸውን ምቀበራ

  • @LollyPop-mm2uu

    @LollyPop-mm2uu

    Ай бұрын

    100%

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehayАй бұрын

    He dosisd not the can tuition he alair and sadist pearson

  • @AlemMehtson
    @AlemMehtsonАй бұрын

    Alem. Mehtson 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @user-yf4zx5jj7g
    @user-yf4zx5jj7gАй бұрын

    Be hakiy. Kunu zaraba

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi9 күн бұрын

    ካርቶም ቢሌል ።

  • @Higuain1995
    @Higuain1995Ай бұрын

    ገና ንኹለን ክበለዕን እዩ ጠላማት ህዝቦም ከብዶም ዘግፍሑ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5weАй бұрын

    ኢሰያስ እተን ንዑኡ ዘድልይኦ ኣዋርቕ ሔዚወን ኣሎ ንዕኡ ካልእ ኣይድልዮም እዪ።ኣብዚ ዘለናዮ ዓለም ኣብዚ ሕጂ በጺሓቶ ዘላ ካብ ማይ ኢንተርነት ይሓስር ኣብዚ ንነብረሉ ሃገር ጽቡቕ ኡቱት እንድሕር ዘይብልካ እቲ መንግስቲ ይበካ ብጥራዩ ኣብ ናይ ገዛኻ ተለቪዥን ዋላ ኣብ ናይ ኢትካ ቴሌፎን ብነጻ።

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509Ай бұрын

    Thanks Asena for your information. Esayas is known for destroying Eritrea but also those fighter's also didn't help to get rid Esayas.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi9 күн бұрын

    ኢዛባኒዴራ ኢታ ናይ ኢቲዮጲያ ኢያ አቢ ባሕርና ዓሊባ ቀያሒ ብጫ ሓሚላይ ሰማያዊት ኒባሒርና ሚሲ ኒቢረቲም መሊሰሊኩም አይከሰሪናን ሒጂ ተኮሊፍና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @astermenghstab5837
    @astermenghstab5837Ай бұрын

    Aman, you think Isayas want every one to to use internet? No at the moment he is paranoid and not trusting anyone . Afraid and fearful of his own life

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi9 күн бұрын

    ባሪያ ናይዚ ወዲተንቤን ኪቲኺዊን ኒኺቲሒሱ ከጋጊዩኻ ይሰሩሑ ።ወዲ ሓወቦይ አቢ መቀሪካነዩሩ ኒሱዳን ኺኽይድ ኒዓይ ካብ አስመራ መጺኻ ኒገረና ፊሽኺ ሒራይ ኢለዮ መራሒ ውሃዮና ሰንበት ደቂሺሓይ በጹሔ አሲቂጠ ንአሲመራ።2006አምላኺ አውጢኢካ ኢሉኒ ይፈሊጢ 1984===2011አቢሱዳን ጪውያ ኢሞ ሃይለሚሒጹን ሓቂኻ ኢቲሚሲጡር ኪጠፍኢ ከጢፊኦዩ ፈሊጠ ፈቲሒዎ ።ሳላ ሪፈረኒዶም ሃገር እላ ሓቂካ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138Ай бұрын

    ኢስያስ ኣሲሩዎ ኢልካ ኣፍካ መሊእካ ዶ ትዛረብ ኢኻ? እሱራት ሰለይቲ እናገበረ፡ ክንደይ ህዝቢ ኣጥፊኡ ኣሎ ኣሕዋት!! ኣነ ንኣብነት ነዚ ናይ ወድ-ምሕጹን ማሕዮ፡ ተኣሲሩ ኢለ ኣይግረምን። ዘይቀደሙ ኣብ በረኻ ምቕታል ምእሳር ዝለመዱ ኣብ ዓዲ ኣትዮም ኲናት፣ ምስዋር፣ ምእሳር፣ ምቕታል ምስማም ኣመሎም እንዲዩ፡፡

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966Ай бұрын

    ደቀባት እንተዚኾኑ ከምኡ ኣምገበሩን

  • @berha1989
    @berha1989Ай бұрын

    እቲ ናይ መሐሪ ኢሉ ዝአተወስ ድምፁ ናይ ሐደ ዩቱበር ትመስል

  • @tandemichael2572
    @tandemichael2572Ай бұрын

    Gexka trhak wrna

  • @user-ls7kd6fg4b
    @user-ls7kd6fg4bАй бұрын

    1500 ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ናቅፋ ካበይ ከምጽዎ ንኢንቴርነት ዝከውን፡ ህዝብና ዝበልዖ ዘይብሉ ሲ፡ድማ ከኣ ኢንቴርነት! ወይ ጉድ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi9 күн бұрын

    ዶር አቢ ቲመሪሓና ኪልል ኢትዮጵያ ኮይና ኤርትራ ተኾሊፍና ።ባሕሪ ኢንፊልጋለን ናይመን ።

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740Ай бұрын

    ሃይለ ሙሕጹን ስዲ እዩ ጋሓፋ ብሰንኩ ክንደይ ሰብ ቡቃዓት ኢኩም ዳበለ ሰብ ወዲእዋ እዩ

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178Ай бұрын

    ከእሱ በኋላ ኤርትራ የምትባል ሐገር እንደማትኖር ነው ሸአቢያ ወይም ኢሳያስ የሚሰራው ምዕብልናውንና ብልጽግናውን የማይፈልግ ከሆነ ካልተረዳችሁ ጥፋታችሁን ስትጠብቁ ኑሩ።

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974Ай бұрын

    ሰበ ስልጣን ህግደፍ ትብልሲ: ህግደፍ ሰበስልጣናት ኣለዎ ድዩ። ብሳጓ ሚኒስተር: ጀነራልን ወ.ዘ.ተ. ዝጽውዑ ባራዩ ኢሳያስ ከምዘለው ኩላህና ኢና ንፈልጥ። ኣማንኤል ግን ነዛ ንእሽተይ ጉጅለን ሓለቓኣን ከይሓፈረ ስርዓት'ዮም ይብለና'ሎ።

  • @kidaneoqubagebreal6518
    @kidaneoqubagebreal6518Ай бұрын

    ata agamy

  • @wadiasmera3420

    @wadiasmera3420

    Ай бұрын

    አታ ደንብያ ርእሲ ድንሽ ዓሻ ከልቢ ኢሳያስ 😂😂

  • @tesfayhagos5762
    @tesfayhagos5762Ай бұрын

    ትአርግ ከለኻ መስለኒ አብ መእተዊ ሸር ላይክ ግበርዎ ኢልካ ከተብቅዕ አብ መንጎ ዜናድማ ትብል ከለኻ

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918Ай бұрын

    ኣንታ ኤማ ንሕና ኣብዚ ኣፍሪቃ ኢና ንርከብ ኣብቲ ዕጽዋን ክባን ናይ ትግራይ ድማ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ድምጽና ኣብ ምስማዕ ኮነ ጉቡእና ካብ ምሕጋዝ ስቅ ኣይበልናን ሕጂ ግን ጸገም ረኪብና እዚ ድማ እዞም ቆልዑ ካብ እቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ሃዲሞም ነብሶም ከዕቁቡ ናብትግራይ ኣትዮም እንተኮነ ግን ኣብትግራይ ሐሒዞም 4000 ዶላር ተዘይ ከፈልኩም እናበሉ የሳቅይዎም ኣለው ስለዚ ብመንገድኩም እባ ድምጺ ኩኑዎም ምክንያቱ ኣርባዕተ ኣወዳት ክልተ ኣዋልድን ረዳኢ ዘይብሎም ይሳቀዩ ኣለው ስለዚ ብመንገድኩም እባ ገለ ግበሩ ብሊስ።

  • @MosesKhamisHilal

    @MosesKhamisHilal

    Ай бұрын

    Kid butuke kdae gohaf

  • @solomontadese7918

    @solomontadese7918

    Ай бұрын

    @@MosesKhamisHilal terewaei

  • @SabrinaAmanuel
    @SabrinaAmanuelАй бұрын

    Qomal agame nay tigray gberi😂😂😂

  • @natsenat6087

    @natsenat6087

    Ай бұрын

    ቁማልን ባርነትን ኣብ ኤርትራ እዩ ዘሎ።

  • @soughttozair
    @soughttozairАй бұрын

    ከሀተካ? አነ ኒውትራል እዬ ሀቂ እየ ዝዛረብ ትብል? ንህሊና እይ ዝነብር ትብል? ኦኬ ብዛእባ ትግራይ ፍትህሂ ክትዛረብ ምፕሰልካ እዬ።ግንአብኤርትራውያን ብወያኔ ዝበጸህ ግፍኢ ቁርብ ክትዛረብ ዘይምድላይካ ንህሊናይ እየ ዝነብር ክትብል ይካአል።ስለህግደፍ ዘይኮነስ ንህዝቢ።እንድህር ኤርትራዊ ኮይንካ ንህግደግፍ እንዳተቃወምካ ንህዝብካ ጠጠው ዘይምባልካ ብሀቂ ኤርትራዊ ዲካ? አብ ጦርነት ህዝብካ እንዳተቀተለ ንቀታሉኦም ትህግዝ? ኦኬ ሌጂክ ድዬ?ወይ ትግራዋይ ኢካ / ነይአእምሮ ሽግር አለካ ። ንኤርትራ ን ኤርትራዊነት ምክሀድ ጥራህ ዝይኮነስ አብኤርትራዊ ዝፍጸም ቅጥለት ደጋፋይ ስለዝኬንካ።ፎርኤቨር ን ኤርትራን ህዝባን አይትርእያን ኢካ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi9 күн бұрын

    ካርቶም ቢሌል ።

Келесі