Atv Asena live - Atv Asena Live - ብዛዕባ ወ/ሮ ማርታ /ምኽሪ ኣቶ ረዳእዝጊ ንሰብ ገንዘብን ሰበስልጣንን/ መጥፍኢት ደርፊ መምጽኢት ደርፊ

Atv Asena live - Atv Asena Live - መልእኽቲ ካብ ኣስመራ - ብዛዕባ ወ/ሮ ማርታ /ምኽሪ ኣቶ ረዳእዝጊ ንሰብ ገንዘብን ሰበስልጣንን/ መጥፍኢት ደርፊ መምጽኢት ደርፊ

Пікірлер: 42

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842Ай бұрын

    ሰላም ሰላም ኣሰና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yifdeatbaraki2051
    @yifdeatbaraki2051Ай бұрын

    ሓብተይ ናተይ! ጓል መምህር ወልደግዮርጊስ ጓል ቀሺ ተድላ ቁሸታይ! ዕረፍቲ ዘለኣለም ይሃብኪ!

  • @hiritiberhane7583
    @hiritiberhane7583Ай бұрын

    እዋይ ስማዕ ማርታ ሓፍተይ ሓዘነይ ወሰን ይቡሉን😂😂😂

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631Ай бұрын

    Dr redaezgee was the first exporter of frut produced in Tigray around Rama.Dr .Redazgee was the first who used modern agriculture from Israel and the product had been exported to middle East 3 times per week using cargo from Asmara airport in the 60s.Thanks to HGDEf we lost our investers and scientist

  • @davidmehari3631
    @davidmehari3631Ай бұрын

    By the way this gust is Dr.redaezgee G/Medhin.He is the son of older Woldeab Woldemariams sister,called Aster Woldemariam.

  • @habtezekarias6109

    @habtezekarias6109

    Ай бұрын

    His name is Dr.Redaizgi Gebremedhin.about his mother, you are right .adey Aster weldemaryam iyen.

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925Ай бұрын

    RIP sister

  • @donbosco3732
    @donbosco3732Ай бұрын

    ይዝክሮ ንኣማንኤል ሓው ውልቀመላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናይ ኣእምሮ ጸገም ገይሩ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ዘወን ክብል:: ናይቲ ግዜ እቲ ኣዝማሪኖታት ሓው ኢሰያስ እንዳበሉ በብዝሓለፎ ባራት ይጋብዝዎ ነይሮም::

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056Ай бұрын

    Kirekbka delye

  • @fthi3585
    @fthi3585Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233Ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbrahamYayeh
    @AbrahamYayehАй бұрын

    ኣቶ ረዳኢዝጊ ገብረመድህን ፍሉይ ሰብ'ዩ! ፍፁም ሰላማዊ፥ ለዋህ፥ ለጋስ፥ ፈላጥ፥ ኣፍራዪ፥ ወዘተ. ሰብ'ዩ። ኣቶ ረዳእዝጊ ወዲ ሓፍቱ ነቲ ውፉይ ሃርበኛ ነፍስሄር ወልደኣብ ወልደማርያም'ውንዩ። ዘለኣለማዊ ዕረፍቲ ንኣያና ወልደኣብ ወ/ማርያም፤ ሰላም፥ ጥዕናን ራህዋን ንክቡር ሓወይ ኣይተ ረዳእዝጊን መላእ ስድራቤቱን እትምነ። 🌺🙏🌺

  • @user-cm7oz6ko9h

    @user-cm7oz6ko9h

    Ай бұрын

    ኢማ አይትጠራጠር ፋሉጥዩ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    It is very true Xigereda was his second wife one time her husband found her sleeping with isayas in his own hohse and left them and ever come then marred another got two kids but from Xigereda had one girl child he is corenel I heard this from his close relative.

  • @wediadi6788

    @wediadi6788

    Ай бұрын

    እቲ ጋኔን ኢሳያስ ኣብ ሓደ እዋን፣ ኣብ መፋርቕ 2000 ኣብ ባጽዕ ዓስኪሩሉ ዝነበረ እዋን፣ ጽገሬዳ ውን ኣብ ባጽዕ ኣማሓዳሪት ዝነበረትሉ እዋን ኢዩ ዝኸውን።

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    Ema hawey entay diu meslekum nezom teleharo menieseyat kolut bigmtalu terediewom kulukum eritrawian yehwatey rudue eu tegedidom eyom mesakin temeharo tray srahna ayniresie neti nay haki eritrawunetna kinmelso hizbna tsibzh nigho ezom temeharo zesdemim haki nay wedi seb nabra (Life nay hizbom kizarebu eyom aytibeliwom yegedsena eu kulu soooo we know thé realy life of our people

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile4760Ай бұрын

    QUWAMNA BIHIWET KELEKA AYU KQOWM QUWAMNA AYMOTEN NSKA EKA KTMEWT

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6bАй бұрын

    እዛ ወይዘሮ ማርታ ሒዛታ ዝነበረት ቦታ ናይ ፋይናንስ ብርሃነ ኣብርሄ ዝነበረት ቦታ ድያ? ብዛዕባ ኣማኒኤል ሓው ኢሰያስ ብዶክቶር ሃይለ ምሕጹን ጌሩ ከምዝቀተሎ እየ ሰሚዔ ደቂ ኣሃዱየይ ደቂ ኣስመራ ከምዝነገሩኒ ባዕሉ እዩ መድሃኒት ምስ ሃብዎ ዓበድበድ ኢሉ ማይ ኣንበሳ ኣትዩ ከምዝሞተ እዬም ዝነገሩና።

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjnsАй бұрын

    Shabia mafia kentsalit wedeb !! Netom haki zeleleyu Ertrawian kab 1973 athiza enda ketelet zimetset wedeb eya .

  • @mussiegidey3348
    @mussiegidey3348Ай бұрын

    አነ ይዝክሮ እየ ነፃነት ነፃነት ትብላ አለኽን ኢሰያስ ናብ ዝኸፍአ ባርነት እዩ ከእትወክን እንዳበለ አብ ፅርግያ እንዳ ፀሓፈ እዩ ዝነብር ነይሩ ስጋብ ሕልፈተ ሂወቱ አብ ማይ አንበሳ እዩ ሞይቱ ተረኺቡ መን ቀቲልዎ ከምቲ ኢማ ዝበልካ አብ ሱዳን ዝደርበይዎ አብ ማይ አንበሳ ኽአ መን አጥሒልዎ ኽአ እግዝአብሄር ዋናኡ ኢሱ ግን ካብኡ ከርሕቆ ስለዝደሊ ዝነበረ ባዕሉ እውን አጥፊእዎ ዶ ይኸውን ?

  • @haile.785
    @haile.785Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙👏

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2jАй бұрын

    Well done ema

  • @Simba-karumba
    @Simba-karumbaАй бұрын

    ሓፍቲ ርእሲ ኣድጊ ምዃና እዩ፤

  • @fthi3585
    @fthi3585Ай бұрын

    ንኹሎም ወዲኡወም ሃንደበት ሞትእንዳበለ

  • @tsehayehaile4760
    @tsehayehaile4760Ай бұрын

    LKA MECHERESAU DOMO TOKOLIFNA ELU ANBER BAHRR ANFELGALEN AWE

  • @user-qu1lz5dw8f
    @user-qu1lz5dw8fАй бұрын

    Berged nehamedu 💙💙💙💙💙💙

  • @Guluhama
    @GuluhamaАй бұрын

    ምስኪነይቲ ማርታ ኣዝያ ንፍዕቲ ተማሃሪት ዩኒቨርሲቲ ዝነበረት ኣብ 1984 ብኣከውንቲንግ ተመሪቓ።ኣዝያ ተራር ስለ ዝነበረት ክሳብ ሕጂ ምስ ህግደፍ ምስራሓ ግን ከይገረመኒ ኣይተረፈን። መንግስተ ሰማያት የርዋርሳ ንሰብኣያን ደቓን ጽንዓት ይሃቦም።😂

  • @redae3365
    @redae3365Ай бұрын

    Hsawi weyto....merteo entelika chibti akrib ember bsim kab ertra zmexana elka natka mihzo hasot tekrib aloka anta mihmun

  • @nakfa8195
    @nakfa8195Ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197Ай бұрын

    ኣየ አርትራ ! ናብ ጋህሲ አርትራውያን ተለዊጥኪ !

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4blАй бұрын

    Eseyas nbaelu ketiluwa

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046Ай бұрын

    Rip🥲🥲🥲

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    Márta W/Giorgio is sister of Xigereda W/Giorgios iya Xigereda we be handed etc moytu tbhal. Redaezghi Ghebremedhin dema wedi habtu neboy Wodeab W.maryam iyu.

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4blАй бұрын

    Eseyas ebud kelbieyu

  • @wediadi6788
    @wediadi6788Ай бұрын

    ኢሳያስ ጋኔን ምስ ሞተ፣ ኣብ ኤርትራ ኣዝዩ ብዙሕ ጉድ ክስማዕ ኢዩ፣ ዓሰርተታት ሰባት መጺኦም ኢሳያስ ኢዩ ወሊዱኒ፣ ካልኦት ኣማኢት ኣንስቲ መጺአን ኢሳያስ ወሊዱለይ ወይ ተጋሲሱኒ ኢለን ክኸሳ ኢየን። ኣብ ናይ ኢሳያስ ኤርትራ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ነውሪ የለን።

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhinАй бұрын

    ነዚኦም ለባም ሰብአይ ክትእስሮም ኢኽ አማኑኤል

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387Ай бұрын

    ንዝተበደለ ተሰበሎ ንዝተሾመ ተኸተሎ ካብ ሓርበኛ ቢተወደድ ንዓሰብ ንጸላእተይ የሕሊፈ ኣይህብን ምባል ዝብል ሓቂ እንታይ ኣሎ ቃል ዓርበኛ ድሩዕ ሕሳብና ንግበር ዝበለ ቀልጢፍና ብሕግን ፍትሕን ብህዝቢ ዝተመርጸ መንግስቲ ንትከል ዝበለ ሓቅን ብኣንጻሩ ከኣ ቃል ሃጸይ ኢሰያስ ሕጊ ወይ ቅዋም ከምዝሞተን ኤርትራ ትበሃል ሃገር ከምዘይደልን ብኣንጻሩ ኢትዮጵያውያን ኤርትራን ክልተ ሃገራት ከሞዘይኮናን ኢትየጵያ ኖኸይትበታተን ዝሰርሕ ከዳዕ መራሒ ኢሰያስ ምኻኑ እዩ

  • @Guluhama
    @GuluhamaАй бұрын

    ኣማንኤል ጽሉል መሲሉ ድላዩ ዝዛረብ ሰብ ኢዩ። ኢሰይያስ ንኤርትራ ከማሓድር ኣይክእልን ኢዩ ዓው ኢሉ ዝዛረብ ሰብ ኢዩ ነይሩ። ብፋላይ ክኣ ኣብ ግዝየ ናጽነት ኤርትራ ካብ ዝበሎ ዝነበረ "ኢሰይያስ ኣናእሽቱ ኮሎና ዱዃኡ ዝትንክፋ ኣይነበረን። ኣዝዩ ህልኸኛ'ዩ ነይሩ። ሕጂ ክኣ ናብ ስልጣኑ እንተቐሪብኩም ከጥፋኣኩም ኢዩ" ይብል ነይረ ኣማውትኡ እውን ንጹር ኣይነበረን። ኣብ ባሕርያ ኣብ ባሕሪ ጠሊቑ ተረኺቡ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788Ай бұрын

    እንታይ እሞ ትርጉም ኣለዎ፣ ጊልያታት ኢሳያስ ምስ ሞቱ፣ ከም ሓለይቲ ህዝቢ ገይርካ ምቕራብ ጣጣ ዘለዎ ኣቀራርባ ኢዩ። ሸፈጥን ላግጽን ኣብ ልዕሊ እቲ ግዳይ ስርዓት ኢሳይስ ኮይኑ ዘሎ ህዝቢ ኢዩ። ሓቂ እንተለዎምን፣ ንህዝቢ ዝሓልዩ እንተኾይኖምን፣ ክፋእ ናይዚ ስርዓት ብሂይወቶም ከለዉ ከቃልዑን፣ ኣገልግሎቶም ነቲ ስርዓት ደው ከብሉን፣ ንቓልሲ ኣንጻር እዚ ስርዓት ክጽንበሩን ኢዩ ዝግባእ። ኣማኒኤል፣ ዓፍራ የርግጹኻ ከይህሉዉ፣ ጥንቅቕ ምባልን፣ ነቲ ዝመጽኣካ ሓበሬታታት ብነቐፌታዊ ዓይንን ክትርእዮ ዝግባእ ይመስለኒ።

Келесі