Arkan - ፍቅሪ ክሳዕ መቃብር 1ይ ክፋል l New Eritrean Audiobook Fqri kesab Meqaber Part 1

Комедия

Arkan - ፍቅሪ ክሳዕ መቃብር 1ይ ክፋል l New Eritrean Audiobook Fqri kisab Meqabr Part 1
ትርጉም መም. ኣለም ዘርኣይ
ተራኪ ካልድ መሓመድብርሃን
ኣርካን ኢንተርተይመንት ሓደሽቲ ፊልምታት ፡ተኸታተልቲ ድራማታት ፡መዘናግዒ መደባትን ደርፍታትን ንምዕዛብ ቻነልና ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።
Support us by Subscribing our channel.
www.youtube/c/arkanentertainment
www/facebook/arkan_entertainment
Copyright © 2022 Arkan Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
#Arkanentertainment #EritreanFilm #Eritreanmusic #Eritreancomedy #EritreanSeiresFilm #Eritreanseiresmovie #Eritreandocumentary #Tigrignamusic #Tigrignacomedy #TigrignaSeiresFilm #TigrignaSeriesMovie #TigrignaFilm #2021 #NeweritreanFilm2021 #Mslishow #Fqrilomiqene #Arkanshow #badocheck #badocheque #ባዶ_ቸክ #ፊልምታት #ድራማታት #ደርፍታትን #ኮሜዲ #ትግርኛሙዚቃ # ትግርኛፊልም

Пікірлер: 19

  • @SM-bi6eq
    @SM-bi6eq2 жыл бұрын

    Khalid I am a fan of u ,,,remember u narrated geyashit lbi I love the way u narrate keep it up bro

  • @Teki1926
    @Teki1926 Жыл бұрын

    Wawww, thanks who to prepere this mazining story, God please you,kaild you have Golden voic please kep go on.

  • @user-pr5pb6st9k
    @user-pr5pb6st9k10 ай бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @eriiistars3089
    @eriiistars30892 жыл бұрын

    Thanks kuburat Hanti kabten kenbeben zedeli zeneberku Mexhaf ya

  • @samitahama7827
    @samitahama78272 жыл бұрын

    Woww bella bella terakay mara ika sahabi✌ hadera keytekarxwa

  • @asmaramedia5563
    @asmaramedia55632 жыл бұрын

    Khalid bulox terakay nice thank you...

  • @kisanetshmangus8229
    @kisanetshmangus8229 Жыл бұрын

    Wawwww betami xeboki

  • @YonasGoitomYoni-fj2cl
    @YonasGoitomYoni-fj2cl Жыл бұрын

    Wawwwwwww

  • @beeentertainment2407
    @beeentertainment24072 жыл бұрын

    Kalid meqlexi yebleyn

  • @beeentertainment2407
    @beeentertainment24072 жыл бұрын

    Maltawi amxulna

  • @beeentertainment2407
    @beeentertainment24072 жыл бұрын

    Please key' teqorxwa.❤️❤️

  • @samrawitkesete5973
    @samrawitkesete59732 жыл бұрын

    Ktsemoa memeliska baha zbl dmxi u part 2 bzeymodongayi

  • @mussietn1966
    @mussietn19662 жыл бұрын

    ሓደ እዋን ደርፊ ናይ "ቴዲ ኣፍሮ" ንሠምዓሉ ኣብ ዝነበርና ፡ 'ታ ደርፊ ካብታ "ፍቅር'ስከ መቃብር" እትብል መጽሓፍ ሰረት ገይሩ ከምዝደረፋ ሓደ ኢትዮጵያዊ ነጊርኒ ነይሩ ። ቅድሚ ገለ'ዋርሕ ድማ መምኅር መኮነን፡ ናብ ትግርኛ ተተጒርማ'ላ ክብል ምስሰማዕክዎ ብኸመይ ኮን'ረኽባ እናበልኩ'የ ሞ ፡ ካብ ጀመርኩማስ ሓደራ ከይተቋርፅዋ ።

  • @Silmat

    @Silmat

    2 жыл бұрын

    ሓቕካ Mussie ሐወይ አብ ናይ ቴዲ ደርፊ ኣላ. ቕልዓ እንከለኹ ይሕዋተይ የንብብአ ነይረን ብ አምሓርኛ አብዚ ተተርጉማ ምስረኣክዋ ንክሰምዓ ናይ ብሓቒ ተሃዊኸ. 😊

  • @user-wq5uk4nu6l
    @user-wq5uk4nu6l2 жыл бұрын

    ከም'ዚኣ መጽሓፍ ጌሩ ኣሰልቻዊ የለን ። ዝተጋነነ ስም ጥራሕ'ዩ ዘለዋ ናብ ትግርኛ ተቶርጊሙ ክብሉኻ እንከለው እቲ ሰብ ሰነፍ ስራሕ ዘይብሉ ከም ዝኾነ የርእየካ እንበር ብዙሕ መጽሓፍ ኣሎ ክትርጎምን ክንበብን ዘለዎ ።

  • @biniamhabtom7786

    @biniamhabtom7786

    2 жыл бұрын

    መቸም ከይኣንበብካያ መሰልቸዊት ምዃና ኣይምፈለጠካን ስለዚ ንስኻ ውን ካብቶም ሰነፋት ትብል ዘለኻ ኣባል ምዃንካ ንነብስኻ ባዕልኻ ኣላሊኻ ኣለኻ እንተክኢልካ ስማዕ ኣይክኣልካን ነቲ ካንሸሎ ኣፍካ ቁልፊ ግበረሉ ገልጣም! ኣድጊ ዘይብሉ በቅሊ ይንዕቅ ዝብሃል ሲ ባ ኣብዚ ለኻ

  • @yodit.5006

    @yodit.5006

    9 ай бұрын

    @@biniamhabtom7786 ናይ ብሀቂ 😂

Келесі