Adulis Natna -ምዕራፍ - ብ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ - MiEraf -by Girmadawit Haileslasie -New Tigrigna Music 2024
Ойын-сауық
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: ADULIS NATNA. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2024. All Rights Reserved.
#AdulisNatna #eritreamusic #EritreaComedy #eritreamovie
Пікірлер: 129
ወለዲ ምእንቲ ደቆም ዝሓልፍዎ መከራን መግደራን ዝመልኦ ምስቅልቅል ህይወት፡ ብቓላት ኣይግለጽ፡ብዝኾነ ይኹን ውዕለት'ውን ዝምለስ ውዕለት ኣይኮነን።ወለዲ'ውን ክምለሰሎም ዝኸፍልዎ ውዕለት ኣይኮነን። ደቆም ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ህይወት በጺሖም ክርእይዎም ግን፡ ሃረርታኦምን ጻማ ኩሉ ዝኸፍልዎ መስዋእቲ ንምዕባይ ደቆምን ኢዩ። ዝደኸመ እንግድዓ ግን ከኣ መብረ ከይሓተተ፡ ዓቕሚ ኣዳም ንዝኣኸሉ ደቁ'ውን ከርቲቱ ኣብ ምንባር ዘንግስ ወለዲ ኢዮም ወሊዶም ኣዕዮምና። ንሕና'ውን ግቡእና ጥራይ ዘይኮነ፡ ከምቲ ዝኾኑልና ጥራይ ዘይኮነ፡ እቲ ንሶም ዝሰኣንዎ ጸጋ ዕድላት ህይወት ጨቢጥና፡ ክንድቲ ግቡኦምን ሓላፍነቶምን ዝተዋጽኡልና ብምዃን፡ ከይተበረየት ንዝኸርተተት ምድራዊት ምንባሮምን፡ ብመንፍዓትና፡ ብዕብየትና፡ ኪኖ ዝኾኑልና ብምዃን ነብርዮም። ነዕርፎም፡ ነንብሮም፡ነኽብሮም። ነዚ ዓይነይ ሞራላዊ ርድኢት እትገልጽ ጆባእ ትብለኩም ኣላ Adulis Natna ምስ ድምጻዊ ግርማዳዊት ሃይለስላሴ ብምዃን። 💙🌹💙 ምዕራፍ ምንባርን ናብራን እናጸንከረ፣ ኢድካ ዘይትህብ ነብስኻ ረሲዕካ ንዓና ትዝክር ናባና ተድህብ፣ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝደመቕካ ብርሃን ኣብ ዘይድሓን ኣሪግካ፣ ክተንብረና ኣብ ደሓን። ስደትን ምረቱን ዕድሜኻ እናበልዖ ጽምዋን ናፍቖትን ልብኻ እናበስዖ፣ ኣብ መብረ ዘይብሉ፣ ምእንታና ባሪኻ ምንጻፍ ንግስነትና ጌርካዮ ዕድሜኻ። ምእንታና ምኽርታት ከም በረኸት ትሓስቦ ሕልፊ ጥርዚ ዝና ኢኻ፣ መዳርግቲ ኣልቦ፣ ትሕቲ ሰብ ሓዲርካ፣ ርእሲ ሰብ ክንከውን መኣዝን ህይወት ኢኻ፣ ኣቦየ ረዚን ሚዛን፣ ምንባርና ክትሕንኒ፣ ዘይተሓነንኪ መርዓት ልክዕ ዕድሜኺ ዝሓለፍኪ ብኸርተት፣ መንጎ ስጋን ዓለምን፣ ዘይተቐርቀርኪ ነብሲ ንፍቕርን ኪዳንን መኒንኪ፣ ጽቡቕኪ ተውርሲ። ኪዳነ ምህረተይ’ልኪ፣ ዝመረረ እዋን ትሓልፊ ጸጋ ዕድሜኺ ስሌና፣ ከም ምንጻፍ ንጉስ ተንጽፊ፣ ትመርሒ መንገዲ የማን፣ መንገዲ ገድሊ ቅዱሳት ምስ ገበታ ናፍቖትን ፍቕርን፣ ኣሕሊፍክዮ ከርተት ከም ቃልኪ ከም ኪዳንኪ፣ እዝጊ ከም ዝፈትዎ ነቢርኪ ስሌና ከምኣቦይ፣ ልብኺ እናጸመዎ። ድርብ ኣቦይ----------- ኣደይ----------- መብረ ዘይረኸበት ነብሲ፣ክትረክብ መብረ ውዕለትኩም ክንክሕስ፣ ሕጂ’ዩ ናትና እብረ። ብኽብሪ ክትከብሩ ጎድንኹም ከዕርፍ እዋን ምርኻብኩም’ዩ፣ እዋን ምትሕቑቛፍ ንሓዋሩ ይትዓጾ ናይ ከርተትኩም ምዕራፍ። ምንባርና ክትሕንኒ፣ ዘይተሓነንኪ መርዓት ልክዕ ዕድሜኺ ኣደየ ፣ዝሓለፍኪ ብኸርተት፣ ኣንጊህካ ዝወጻእካ ኣቦየ ፣ካብ ቤትና ከይንወጽእ ኣብ ህላወና ዝጎደሎ ሰፊርካ፣ ዘድልየና ክትምልእ፣ መብረ ዘይረኸበት ነብሲ፣ክትረክብ መብረ ውዕለትኩም ክንክሕስ፣ ሕጂ’ዩ ናትና እብረ። ብኽብሪ ክትከብሩ ጎድንኹም ከዕርፍ እዋን ምርኻብኩም’ዩ፣ እዋን ምትሕቑቛፍ ንሓዋሩ ይትዓጾ ናይ ከርተትኩም ምዕራፍ። ግጥሚ - ገሬ ሃብቶም ( Wedi Eri South ) ዜማ - ግርማዳዊት ሃይለስላሴ
ኣንቱም ሰባት ንዑ እንዶ ስለ እዛ ፍቅሪ ላይክ ሃቡና ህኮት ! ጽቡቅ ስራሕ ግርማ ዓዲ❤🎉🎉
ብሱል ስራሕ! ልኡም ግጥሚ፣ ዓሚቕ መልእኽቲ፣ ልቢ ዝወቅዕ ቃናን ቅላፀን፣ ቅቡል ምስሊ፡፡ በርትዕ ናይ ብሓቂ ስነ-ጥበባዊ ግርማዳዊት!
Thanks so much gerye kemeu kea grma dawit Nbzuh zemenat ab wushtna znebere smeit bkemzi aynet srah keteqrbwo zkealkum kablbi eina nemesgn kbret yhabkum thanks gerye hawey ❤❤❤❤❤❤❤
☆.Family comes first no matter what and that's non-negotiable ... ☆.Family where life begins and love never ends ... ☆.Family are like branches on a tree ,we grow in different directions yet our roots remain as one ... G,DAWIT the legend himself LOVE ❤️ & PEACE ✌️ GOD BLESS.
Oh emotional song thanks 🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ስራሕ ጥበብ ዝዓረፎ እዩ ግርምሽ❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Wow god job germeshey
እንኮዕ ብሰላም መጻኻ ❤❤❤🎉🎉🎉
ፅቡቕ ስራሕ ❤
Ybele teami zema 👏🏾👏🏾
Wawwww nic job bro❤❤❤
ግርምሸይ ምዑት ከያኒ ዝገርም ደርፊ❤❤❤❤❤❤🎤🎤🎤🎤
ሰሚዐያ። ብጣዕሚ ምቅርትን ፅቡቕ መልአኽትን ዘለዋ።
My beautiful family ❤❤❤
True story my lovely family long life ❤❤❤❤
Love Germadawit❤❤❤
ስድራና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🎉🎉🎉🎉🎉
Z gerami dawit❤ Zgerem serah eyu❤❤❤ የዕቢኻ💥❤
Keep goning girmsh wedi abeyti gerami srah..
You are the true definition of a singer for me.
ደስ ዝብል ህዱእ ደርፊ የቕነየልና ግርማዳዊት ሓወይ 🙏❤❤
ጽቡቕን ብሉጽን ስራሕ ሓዎም!
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፅቡቅ ስራሕ ግርምሽ
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ግርማዳዊት ጥዑም ቃሉ
@GEB301
11 күн бұрын
ረዚን መልእኽቲ ከም ወትሩ ክቡር ሓዎ🙏👏🙏
ጽቡቕ ስራሕ ግርምሸይ❤❤❤
ይመቸኻ ወዲ "ሉዕላይ"፣ ጎበዝ ቀፅለሉ ፅቡቅ ቃና ኣለካ
Good job!👏 Girma dawit...Girma #ዓዲ! kexilelu bro
So nic music, gobez darfay❤
I like these you channel New Tigrinya music qexilulu
gerami dimitsi gobez zeyami eka niber eske
Girmadawit the best singer all time keep it up brother
Wow Gele aynet Grmadawit Hawey ❤Qexlo
👍👍👍👍👍❤❤
ግርምሸይ you touched my soul ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
btaemi harif srah wow
ቡዙሕ ጹቡቅ ስራሐት ሰሪሑ ዘይ ተነገረሉ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ግርማዳዊት ከምኡ ውን ገሬ ወዲ ኤሪሳውዝ ❤❤❤❤❤❤
ብጣዓሚ ፅብቅቲ ስራሕ❤❤
ባሓቂ ንገዛና ኢካ ደሪፍካያ 🙏🙏🙏😢
እዋን ምርካብኩም እዩ ናይ ከርተት ምዕራፍ❤❤❤❤my familiy❤❤❤❤
Great job 👏 👍 👌
Wow❤❤❤
Wow
Xbuk srah bro kexlo❤❤❤❤
ጥበብ ጥበብ ዝጨኑ ስራሕ ከምዚ እዩ እምበር ኽብረት ይሃበልና ግርማዳዊት ሓወይ 🙏❤
ፅቡቅ ስራሕ ግርማዳዊት ሓወይ
Grmishey❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 forsa
ብሉፅ ስራሕ 🎉
ግርማ ግርማና❤
🥰🥰እንካዓ ብሰላም መፃካ
ግርማ ጥበብ!🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏😍😍😍
ደስ ዝብል ዋሕዚ ዜማን ምውህሃድን ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ keep it grma,,,
ዝገርም ስራሕ ❤❤❤❤ ብዙሓት ንብዚ ሕዚ ድማ ብሃንቀውታ ንፅበ
ግርምሽ ብሉፅ ስራሕ 🎉❤❤❤
Good job
Betami xubq serah ❤❤❤❤
መግለፂ ኣልቦ ግርሙሸይ❤
ዝገርም ስራሕ ❤❤
ርጉዕ B.ዓሚ ርጉዕ ደራፊ ❤❤❤❤❤
Wooow !!! Amazing work BRO❤❤❤
ምዕራፍ 👏👍 i like it tegaru abey alekum please abzi alo derfi ኣተባብዕዎ grmadawit the one and only blux hawna ..❤
Well done❤❤❤
❤❤nice🎉
ግርሚሶ ሹኮር አሰይ ❤❤❤❤❤ ደስ በሃሊ
Enda baba grmay enqae hagosekum ❤❤❤
Anbesa ❤
ግርሜሶ ዓርከይ ይበል ዘብል ስራሕ
Grmeso it's Amazing music ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ግርማዳዊት ሃይለስላሴ - ምዕራፍ ❤💛
❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤
ግርምሸይ❤❤❤❤❤
ግርማ ጅግና ጽቡቕ ስራሕ
ብሉፅ
Good job❤
❤❤❤❤❤❤🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤💛😘
❤❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚💚
Nice work bro ❤❤❤
ግርማዳዊት❤
grmsh💛❤💛
Btemi des tbl srahhh 💯💯💯
❤❤❤wow
ግርርማ ዳዊት ግርማ ስነ ጥበብ😘
Wow ❤❤ Girmshey jigna zigerm srah
👑👑👑zifetwo derafay girmadawit 👌😍😍🥰🥰
tsbuk srah grmish thank you
Good job guys ❤❤❤
Blux srah hawey🎉❤❤❤
ግርማዳዊት ቡሉፅ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Mukurat sidra ❤ xbuk sirah girmadawit