" ዓዲ ብፖለቲካ ኣይትቕየርን " ምስ ኳልኩሌተር ኣራኽበኒ.........
Ойын-сауық
Unique Show is a KZread channel that features interviews with unique people from all walks of life. The channel's host, Semere Birhane and his team, interviews people who have overcome challenges, achieved great things, or are simply living an interesting life. The channel's goal is to inspire and entertain viewers, and to show that anything is possible if you set your mind to it.
Semere's interviews are informative and engaging, and his always gets the best out of his guests. He has interviewed people from all walks of life, including entrepreneurs, athletes, artists, and everyday people who have done something extraordinary.
If you're looking for inspiration and motivation, or if you're just curious about the world around you, then Unique Show is the channel for you. Subscribe today and start watching interviews with unique people from all over the world.
✅ ንሓበሬታ ይደውሉ / Contact us:
📶 +251921588398
09 56 40 5903
Email: hanielsami.d@gmail.com
✅ብጣዕሚ ገረምቲ ቪድዮታት Unique show /ዩኒክ ሾው
ልበ ብርሃን ተአምራዊት ህፃን▶ • " ልበ ብርሃን ተኣምራዊት ህፃን ...
ናይ ትግራይ ሕቡእ ካሜራ ማን ▶ • ⭕️ ናይ ትግራይ ምስጢራዊ ካሜራ ማ...
ብዘይ ኢድን እግርን መኪና ዝዝውር ሰብ ▶ • ብዘይ ኢድ_መኪና ዝዝዉር መስተንክር...
✅ Our Other Social Media Profiles
KZread:shorturl.at/krFUX
Facebook: rb.gy/i2xwqu
===========================================================================
Subscribe Now Here 👉▶ / @uniqueshow.
===========================================================================
#unique Show
*Unique show
#ዩኒክ ሾው
##uniqueshow
#news
today#lokesh kanagaraj interview#eritrean movie#dw news#xrp news today
#eritrean music#israel news today live tv#today's news#fox news today#fox news today
#fox news today breaking news#ebsethiopian movie#ethio forum#eritrean film 2023#msnbc news today#new eritrean movie 2023#ethiopia#mezmur orthodox eritrea#mezmur protestant#eritrean movie 2023 new today#gere emun#eritrean music 2023#tigray tv#abel birhanu#eritrea
eritrean film 2023 new today
tigray media network
joseph stalin
dw flame
death of stalin
tmh tigray media house
mcdonald's fries
mcdonald's drive thru
zara tigray
the death of stalin
isreal war live#tolosa ethiopia#mahlet gebregiorgis#dimtsi weyane#dw tv tigray
#kidase ethiopian orthodox church#gmn tv ethiopia#fano amhara
#solomon yikunoamlak#fano music#getachew reda#donkey tube comedian eshetu#tigray media house#fano amhara today news#amhara fano#enda thsh#tigray tv news today#tigray media#tigray news today#dimtsi weyane tv#best ethiopian music collection
new ethiopian music collection
#best amharic music collection#new ethiopian music collection#Fano#zemene kase
#dokey tube #ethiopian music new collection #new ethiopian music 2024 this week
#new ethiopian music 2024 this week#Abel Birhanu#dink lijoch#ድንቃ ድንቅ ልጆች
#DV 2026 #Hazen #Tigray TV #Unique Show#new Idea#መርድእ#ብሔራዊ ሓዘን
#Dimtsi Weyane News #DV Amhara Region#Eritrean new music
#Amhara Region#israiel War#Selomon Tesfay #2024#ዝኽሪ ተጋደልቲ#ሓዘን ትግራይ
#Fano#Today news#israel war#Hamas war#israel video #መርድእ ትግራይ#የትግራይ መርዶ
#gazal #እስራኤል#ኢስራኤል#Ethiopian War#Today News#
#Donkey tube#New Eritrean Music#new ethiopian movie
#music festival Topic#Music#New Ethiopian Music#new Isreal
#New Ethipipian Tiktok#news#اثيوبيا#New Ethiopian Music2016
#New Ethiopian Movie#Embassy of Ethiopia#lousiana #New Music
#New Funny Video#New motivational video#new Ethiopia news
#New EthiopianMovie #2024 ##2024#New Video#New RElaxing Video
#Amhara Region #Amhara War#Amhara Region#Amhara Force
#Tigrigna new music#New Ethiopian News#Ethio 360#ድንቅ ልጆች#How to make
KZread ፋኖ #comedian Eshetu#donkey tube #new Ethiopin orthodox mezmur
new Ethiopia Orthodox tewahdo mezmur#All in one mezmur All in On music
#መዝሙር መዝሙር#tigrigna mezmur#ትግሪኛ መዝሙር#ኣባ ገብረ ኪዳን ግርማ
Fews menfesawi#Aba gebre kidan girma#Aba gebre kidan #new eritrean movie#ብሄራዊ ሓዘን ትግራይ#ዕላዊ መርድእ ጀጋኑ#መርድእ ጀጋኑ ሰራዊት ትግራይ#ትግራይ ሚድያ ሁውስ#Zara media network
ሀ ሁ ሂ ሃ ሄ ሂ ሆ ለ ሉ ሊ ላ ሌ ል ሎ ሐ ሑ ሒ ሓ ሔ ሕ ሖ ረ ሩ ሪ ራ ሬ ር ሮ ሰ ሱ ሲ ሳ ሴ ስ ሶ መ ሙ ሚ ማ ሜ ም ሞ
#eritrean movie#ethiopian music#eritrean music#ebs#eritrean film 2023
#mezmur orthodox ethiopian#eritrean comedy#mezmur protestant#mezmur orthodox eritrea
tigray music#tigray interview#new eritrean interview#tigrigna interview#tigray culture
tigray culture#tigray culture#funny ethiopian interview#Ethiopian#interview show
#reality show today#new reality show##reality show today#new reality show#interview eritrean artist#trending reality shows#eritrean talk show#Unique Show
dawit eyob comedy
eritrean comedy 2024
shima leyti eritrean movie
enda zmam
mahlet gebregiorgis
tigray music 2024
Пікірлер: 281
ብራቮ ጅግና ደጊምካ በርትዕ❤ 😂ብጣዕምየ ሕጉስ ብኣካ I am so happy !!!
ተጋሩ ወርቅ ልቦም ዝገርም ርእስ❤❤❤❤❤❤❤
@medhaniemahari4265
3 ай бұрын
ተጋሩ ኣኹልኩም ርእሲ ዓካት ኮይንኩም ኢኹም ተሪፍኩም? ሓደ ካብ ሓደ ዝሓይሽ ዘይብልኩም።
ቤተ ክርስትያን ናይ ጥበብ ማእከል እያ ዋውውውውውው......
አብዚ ግዜ ከምዚኦም ዓይነት ወለዶ 'ዮም ዘድልዩና ዘለው ካብ ዘረኝነት ይኹን ገለ ወጺኦም አብ ናይ ባዕሎም ዓለምን ሕልምን ዝነብሩ።ዲያቆን ዳኒኤል አብ ልዕሌኻ ዘለኒ አድናቆት ወሰን የብሉን እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ❤😊
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹🌹
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እግዝኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኹሉ መሊኡ ዝሃቦ🙏❤❤❤
እንታይ ዓይነት ተውሕቦ እዩ ብኹሉ ዝተዕደለ ህፃን እግዚ አብሔር ጥበብቡ ይወስኸልኻ Unique ሾው ብሓቂ ትፍለዩ እኩም የቐንየልና።
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹
ውውው እስካ ኢካ እቲ ናይ ብሓቂ ውርሻ ኣኩሱማውያን።ንፉዕ ናይ ብሓቂ ጅግና። ቀጸለ ውሑዳት ሪኢቶ ክህበካ እየ። (1) እዚ ክእለትካ ኣብ ቤትክህነት ጥራሕ ከይሕጸረ ትምህርቲ ክትመሃር ኣለካ ዝተፋላለዩ መጻሕፍቲ ከተንብብ ኣለካ ብፍላይ ቃንቃ እንግሊሽ ትክእል ተኮንካ ክሕግዝካ ዝክእሉ መጻሕፍቲ ክትረክብ ትክእል ኢካ። (2) እዚ ዘለካ ታለንት ወይ ብቅዓት ክምዕብልን ለውጥጣት ኣብ ሕብረተሰብ ከተምጽእን ኢተኮንካ ምስ ሰባት ከማካ ዘኣመሰሉ ሰባት ማሕበር ኣቁምኩም ክትሰርሑ ይግባእ ።ምክንያቱ ውልቃዊ ብቅዓት ዋላ ይሃልካ እቲ ትሓስቦን ትምህዞን ክትዕወተሉ እተደሊካ ሰባት መሳርሕቲ ሓሳባት መለዋውጢ ክህልዉካ ይግባእ። (3) ንነገራት ኣይትፍራህ ንዝኣመንካሉ ነገር ስርሓሉ ምክንያቱ ከይ ወደቅካ ዓወት ስለ ዘየለ። (4) ሰባት ብፍልይ መንሰያት ቆልዑ እቲ ንስካ ትፈልጦ ክፈልጡ ክትገብር ኣለካ ምክንያቱ ፍልጠት እተዘውሪስካዮ ትርጉም የብሉን ሒዝካዮ ኢካ ትቅበር። ብዝተረፈ በርትዕ ኣብ ጎድንካ ኣለና
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ዕደመይ ይሃብኹም ፈጣር ጀማር ዘይኮነስ ፈፃም ይግበረኻ እግዚኣብሄር ዝሓዉና 👏
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ዝያድይ ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹
@user-xc4sf1pd1c
3 ай бұрын
@@MgbeyMgbey እሽ 👏
ዋውው ዝገርም ጥበብ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ፈጣሪ ❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿🌹🌹
ሊቅ ዳኒኤል ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ንናይ ፅባሕ ትግራይ ወሳኒ ዜጋ ኢኻ
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿
ጀግና ዝወደይ እድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሞጎስ ብፀጋ ይሓልካ
አር ብትክክል አፅናዓዮ 🌍 ዘይትዘውር ተዝክውን ንፋሰ አይማሃለየን ዓለም ትምህዞም ኩሎም ካብተፈጥሮ እያ ትፍጥሮም እና ብጣዕሚ ሙቀት ዘኮኑ ቦታታት ከም ኤሲ ውይ መርዋሓ (ክጀምር ብዙሕ ፅንዓት አይድልዮን ብምቆት ምተወዳእና ነይርና ዓለም ተይትዘውር ክቡር ሓውና❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
ዘይምፍልጥካ ምፍላጥ ፀጋ እዩ። ብዙሕ ንክትመሃርን ተስፋ ንኸይትቆርፅን ይሕግዝ። እዚ ሓውና ኣዝዩ ዝንኣድ ዓለማውን ሃይማኖታውን ግንዛበ ኣለዎ። ኣብታ ሳይንስን ምህዞን ግን ገና 11 ሞስ ምዃኑ ብዙሕ ጌጋ ግንዘበ ተዓዚበ። ህፃውንቲ ምስ ምዃኖም ሳይንስ ክመሃሩ ክኽእሉ ኣለዎም። ፊዝክስ ፣ ሒሳብ
ያቀንየልና ካምዚኦም ልበሉ ማርያም ፂዮን ታቢዚሓልና ያቀንየልናካምዚኦምልበሉማርያምፂዮንታቢዚሓልናአሜን ❤❤❤❤❤❤
Ebey , ebay, amlak yehagzka kulu kemaka selam entezsebek kulena mehashena neru 🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
ዝገርም ምድላው...❤unique show ትፍለ ኢኻ❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌹🌹🌹🌹
ተጋሩ ወርቂ ልቦም
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌹🌹🌹🌿🌿🌹
ፈጣሪ ይሓግዝኻ ዳኒ ድርኡኸ ካብ ቤተክርስቲያን ድወፅእዶ ሕማቕ አሎ ኮይኑ
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ዝገርም ጥበብ እዩ ዲያቆን ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ world star ኮንካ ክንሪኣካ ተስፋ ኣለና ❤
@medhaniemahari4265
3 ай бұрын
ተጋሩ ኣኹልኩም ርእሲ ዓካት ኮይንኩም ኢኹም ተሪፍኩም? ሓደ ካብ ሓደ ዝሓይሽ ዘይብልኩም።
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ክብርት አሕዋተይ🌿🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
@@medhaniemahari4265😤😤😤🤑🤑🤑
ሰመረየይ ኩሉ ግዜ ኣብ መንፈሳዊ ዝነጥፍ የሕዋት ኣምጸአልና ጸጉኡ የብዝሕ" ድያቆነይ
_ጥበቡ የብዘሐልኻ ድያቆን ሓውና❤❤❤_
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌹🌹🌹🌹
❤❤❤❤❤❤ትግራይና መፍረይት ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤ፈጣሪ ጸጉኡ የብዛሓልካ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏
ኣሰይይይይይይይ እግዚኣብሔር ኣምላክ መልሱ ጥበቡ ይግለጸልካ ዳቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቅኔካ ይባረኪ ኩሉ ምስጥሩ ይግለጸልካ ኩናት እወ በላዒ ንድሕሪት መልስና ኣጆካ በርትዕ ጸዓዱ ደኣ መጽሓፍ ቅዱስና ሰርቆም እዮም ኣብኡ በጽሖም ዘለው ከማካ ከኣ የብዝሓልና 🙏🙏🙏
ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅሕኻ ዲያቆነይ❤💛
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን ያህብካ ሓወይ ✝️2
እግዚአብሔር ካብ ክፍእ ዝበለ ነገር ያሓልኻ አብ እምነትኻ ያፅንዒኻ🙏💗
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏👏
Diyakon danil kibret yhabelna❤ from akele guza hadish adi may ayni eritrea
ብጣዕ ዝገሪም እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኽ ❤
Egziabhier xegau yebzihalka kbur hawna nsu eyu eti haqi💖💖💖💯
ኣታ ዝቆልዓ ናይ ጦብያ መንፈስ ዘሓደሮ እዩ ዝመስል።ሓቢርካ ምንባር ዝፀልእ ትግራዋይ የለን ። ጎራባብቱ ግን መሬትካን ታሪካን ናትና እዩ ምስበሉዎ እዩ ትግራዋይ ኣብ ኩናት ዝነብር ህዝብና።
ሰመረ ብርህነ ሽምካን መደብካን ወርቂ
Well done, very good. Job❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹👏👏
ሌላው የኒክ ሾው አዘጋጅ የምታቀርባቸው ጥሩ ስራ አየሰራህ ነው በርታ አድናቂህ ነኝ… …… ግን ደግሞ አንድ አሰተያየት ልስጥህ 1ኛ ስትጠይቅ ጥያቄህ አጭር ግልፅ እና ተጠያቄዎችን የሚመጥን የበሰለ ጥያቄ ጠይቅ 2ስለ እንግዶችን አስቀድመህ መረጃ ለመሰብሰብ ሞክር በጥልቀት መረጃ ይዘህ በጥያቄ አወጣጣቸው ……………… ሌላ ይቀርታ አይደብርህም አደለ በርታ ዮኒ ሾው በርታ ብረታ አክብርሀለው ጀግና ሰው ነህ
ዝገርም ርእሲ
ሃመኻ ኹሎም እዞም ክእላታት ብሓባር ዝሰርሕሉ ኣድያ ንፍጠር ንትግራይ ንጥቐማ ❤ብዙሕ ክሰርሑ እዮም ጋዜጠኛ እውን ተሓባበረና በጃኻ
ሓሳባቱ ደስ በሃሊ እዩ ጎበዝ ቆልዓ፣መሬት ፀፊሒ እያ(flat) እያ እምበይ ክቢ ኣይኾነትይ ኢሉ ሕራይ ፀገም የለን ነቲ ሓሳባቱ ነገር ግን ኽቢ ማለትሲ ኸመይ እዩ visualize ገይሩዎ ንኣብነት እተን ኻልኦት ፕላኔታት ኸ ኸመይ ይርኦ 2.ኻልእ ድማ ኣብ ናይ መሬት ኽፋላት ማለት እውን ክረስት፣ማንትልና ኮር ዝበሃሉ ብኸመይ ይርእዮ፣
@selemunfisha234
3 ай бұрын
እተን ካልኦት ፕላኔታት እውን ከምኡ ፍፀፋሕቲ
ዝሓውና ንክትፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ወነን ሓቦን ክንእደካ ይፈቱ።ምኽንያቱ ፍልጠት መወዳእታ የብሉን ናይ ሕድ ሕድ ሰብ ፍልጠት ግን ውሱን እዩ(Knowledge is infinite but each person's knowledge is finite ).ቀንዲ ተግባር ሳይንስ ውን እግዚኣብሔር ዝፈጠሮም ፍጥረታት ዘፅንዕ ፣ዝመራመር እንትኸውን ካብቲ ናይ እግዚኣብሄር ተፈጥሮ ተጠቒሙ ድማ ናይ ባዕሉ ምህዞ ዝምህዝ ማለት እዩ።ኣነ ነዚ ሓውና ብኣካል ተትረኽቦ ወይ ስልኪ ቑፅሩ እንተትረክብ መሬት ክቢ ምዃናን ከምትዘውርን ብሳይንስን መጽሓፍ ቅዱስን ዝተደገፈ መረዳእታ መሃብክዎ ኔረ።ነተን ተልዕልዎን ዘለኹም ሕቶታት ብዘዓባ መሬት ቀሊል መልሲ ኣለኒ።
ከምዚ ሓወይ ዝሓስቦ ዘሎ ሓሳብ ኩላትና እንተንሓስብ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ምሃለና. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ, ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ. ንፉዕ መንእሰይ
ብጣዕሚ ዝገርም ተውህቦ የቐንየልና❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏👏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹👏👏
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኽ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን እት ዘበልኻዩ ኩሉ ሐቅ እዩ ኻይኖ ግን ስላም እንተሃልዩ እዩ ኹሉ ዘላ ስለም ንክይንረክብ ግን ዘልእለማዌያን ፀላእት እለውና ተጋሮ ኹሉ ጌዜ ንስላም እዴና ምስዝረጋሕና እኔ ኻይኖ ግን እብት ዛሃብኻዩ ርእይቶ እንሕና ተጋሮ ስላም ዝነፅግና ወይ ደማ ስላም ዝይንደልይ እምስሌኻ ምዝራብ እፍት ናይ በተክርስትያን እውን ዘይኻኖ ርእይቶ ማሃብ ካባኻ እይንፀበን እም እት እብ ሜዴ ንብላ እስተውዕሌና ንዛረብ
ዕድመን ጥዕናንይሃብኺ ሊቀ ቤተክርስትያ❤❤
The Earth rotating around the Sun read Isaiah chapter 40: 22.Job 26:7 8. From Canada 🇨🇦 wedi Hamasien.
@semharkahsay1946
3 ай бұрын
ሙሽሙሽ ወዲ ትግርኛ በል።ሓማሴን ብዘይ ሰራየን ኣከለጉዛይን ውሕስነት የብላን።ኩለን ህላውአን ኣብ ነንሕድሕደን ዝተመርኮሰ ኢዩ።
@natinaeldaniel1962
3 ай бұрын
It’s say circular form not round like egg. Read it in Context! Earth is flat
እግዚአብሔር ብጥበቡ ይሓልውካ እዝሓወይ❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ👏🌹🌹👏
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓወይ❤❤❤
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የድረሰካ
ዝገርም ብቅዓት እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ድያቆን ❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏
ድያቆን ምስዛ ረሳሕ ኢጦብያ እንታይ ,ዩ ዘለካ? ብጣዕሚ ተሕዝን ሎሚ ውን ኣይንገድፋን ትብል ዘለኻ፡ ረስዕዋ እንዶ ዛ ሓተላ ዓዲ ኣይትናፍቕዋ፡ ፎ በልዋ! እቲ ዝሃለቐ ንጹህ ህዝብና ከነይ ይርሳዕ? ካሊእ ነገርካ ግን ጽቡቕ።
@user-bg4pm1fz2t
3 ай бұрын
Natka Didibna Mejemeria Astewil kidmi Natu Hasab miwkaska.
@imissmama3978
3 ай бұрын
@@user-bg4pm1fz2t ኣስተውዒለ ,የ ተዛሪበዮ ሓወይ።
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌹🌹🌹
@Aaa-kx1kb
3 ай бұрын
@@MgbeyMgbey 😍
❤❤❤❤ የቐንየልና ዩኒክ ሾው ብጣዕሚ ፉሉይ ስራሕ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ዝሐስቦ ተሳኺዑ ድጋሚ ክትጋብዞ ንፅበ
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌹🌹🌹👏👏👏
ደቂ ሓደ ኣዳምና Wawwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝገርም ልቢ
Nay bhaki unique seb pls dgemelna eka💙☀️🙌
ብጣዕሚ ደስበሃሊ ቀፅለሉ🙏
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹👏👏
AJOKHUME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤
Wowww you have bright mind keep it up hero
እኳዕተጋሩኮና
ጥበቡ የብዝሐልካ ሓወይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ፅቡቅ ተበግሶ እዩ❤❤❤
please ንኳልኩሌተር ኣራኽቦ
ናይ ብሓቂ ዝገርም መደብ እዩ❤❤❤❤ ሰብ ዝበለ ይበል ኣጆኮ ምርምርካን ምህዞኻን ቀፅሎ ዋላ ምስ ኤርትራ ይኩን ዋላ ምስ ኢትዮጵያ እና ሰላም ንዓኻ
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏👏🌹🌹🌹
ንግዜኡ 2ይ መጋቤ ሃዲስ ደ/ር ሮዳስ ታደሰ (አንድሮሜድ) ኢለካ ኣለኹ ግን ከም እትበልፅ ድማ ምንም ጥርጥር የብለይን፡፡ ዕድመን ጥዕናን እምነየልኻ !!!
ጽቡቅ ዘለካ ብልሒ ተፈጥረኣዊ ተውህቦ ዝድነቅ'ዩ ቀጽለሉ :: እንተ እቲ ጸቢብነት'ዶ ገለ ትብሎ ዘለካ ውዱቅ'ዩ . ምክንያቱ ቅድሚ ሕጂ ብዝተወሰነ መልክዑ ኣብ ትግራይ ፋብሪካታት ትሕተ ቅርጺ ህንፃታት ተሰሪሖም ውሑድ ዘይበሃል ዓቅሚ ምሁር መንእሰይ ውን ፈርዩ ኔሩ ሕጂ ኣበይ ኣሎ ኩሉ. ኩሉ ዓንዩ መንእሰያት ውን ዋጋ ከፊሎም ስለምናታይ? ምክንያቱ ከምቲ ቅዱስ መጽሓፍ ዝብሎ መንገዲ ጽድቅን ሂወትን ኣቀድሙ ዝብል! ኣብዚ ውን ውሕስቲ ዝኾነት ትግራይ ድሕንነት ትግራይን ትግራውነትን ከነቀድም ግድነት ይኸውን::ተዘይ ኮይኑ መዘዙ ካብዚ ዘጋጠመ ዝገደደ ክመጽእ'ዩ. መዓስ ብከመይ ኣይፍለጥን ጦብያ ኣሚንካ ትጎዓዝ ተለካ መጽያ ክትበልዓካ'ያ. ምስራሕ ግን ምስ ኩሉ ዓለም ተሰራህና ጸገም የብሉን . ትግራውነት ይዓምብብ!!ኣምላክ ኣቦታት ተጋሩ ይመስገን ትንሳኤና ግድን'ዩ!!!
@semharkahsay1946
3 ай бұрын
በጃኹም ረኺብኩም መዓድዎ ሽዋ ከይዱ ክሽመም ኢዩ።
ኣምላክ ይባረክኩም🙏💐
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ🌿🌿🌿🌹🌹🌹
ስለ ዓለም ምዛር ዝበሎ ሓሳብ ብደምቢ ዝድግፎ ሓሳብ እዩ. ፈረንጂ እቶም ዓበይቲ ዝብሃሉ ሚስጥራት ካሊእ ዓለም ክፈልጦ ስለዘይደልዩ ኣብ ናቶም ነበረያ-ነበረ ዕንክሊል ከንብሩና እዩ ዝደልዩ ንሳቶም ብዝበሉና ብቻ ናብ ዝደለይዎ ቦታ ክወስዱ እዮም ዝደልዩ..❤❤❤
ኣዚዩ ዝገርም ተውሕቦ እዩ ናይ ባሓቂ እቱ ሓቀኛ ጥበብ ኣብ መፅሓፍ ቁዱስ እዩ ዝርከብ እቶም ዳኛታት ይኹኑ መራሕቲ ሃገር ንመፅሓፍ ቁዱስ ተደሪኾም እንተ ዝኸዱ ዓለምና ይኹ ብዝያዳ ድማ ሃገርና ተረባሕቲ ምኾና ብዝኾነ ሰናይ ይምነየልካ ክቡር ውደይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣምላክ❤️❤️💚🏝🏝💚💚 ብጣዕሚ ጅግና ቀፅለሉ ኢካ❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹👏👏👏
እግዚኣብሔር የክብርካ ኣኹርዕካና ቀፅለሉ ❤❤❤
Zkeberka hawey amlak zhabeka xega abi eyu entekone gn abzi nay tibitn rukus menfesn gzie sle zelena ab thti fetari hayal tinqaqen xelotn mgbar ab thti fetari aytewhd eka zyada nab amlakka mqrab ntbebka wn hayli eyu mo amlak msaka ykun ❤
ብጣዕሚ ናይ ብሓቂ ድ/ን ሓውና
Kbret yhabkum unique shaw
❤❤❤❤❤❤❤❤ ጎበዝ በርትዕ🎉🎉🎉🎉🎉
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹🌹
ጅግና❤❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
3 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌹🌹
Interesting show ❤❤❤❤❤
Daniel ሓወይ አነ ውን ርእየዮ ነይረ እየ እቲ ቤተ ክርስትያን እትብሎ ነገር ግን ተተንቀቅ ከይትወድቅ ካባይ ተምሃር ጉም እልካ አይትማጎት
egziabher tbebb nselomn zhabe nakawn Abzihu yhabka dyakoneyy
Great man
Waw btaemi ds ybl ❤❤unikue show kestllu
God bless
thanks diyakun danile
motivation 100%% yekenikum ahwat....
ቀፅለሉ❤❤❤❤
desbahali medeb !! abrhot tigray zkone media!! hadush atehasasba zelewom sebat dma kkerb!!
Good jop semu
Wowwwwww👌👌👌👌
ን ባዕሉ ከምዘይ ዘውር እውን አይፈልጥን። ህዝብና ብኾፎም የታልልዎ አለው
ትክክል ኢከ ዲያቆን ዳኒኤል ፍቅሪ ሓይሊ እዩ
ቀፅለሉ ወንድም
ብሓቂ ዝገርም ፍልጠትን ክእለትን ዘሀዎ ዘመናዊ ኮነ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ዘማልእ ዘሎ ጎበዝ እዩ።ግን ዲያቆን እንድሕር ኮይኑ ንምንታይ ናይ ቀሺ ጥምጣም ጌሩ ንሓታቲ ትምልከት ሕቶ እያ።
ፈጣሪ ይታሃወሶ ቀፅለሉ ፡፡
እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናንንን ይሃበኻ ፈጣሪ ኣምላኽ❤❤❤❤❤❤❤ ቡሩህ ኣእሙሮ ዝኮነ🤴✍️😘🥰🥰🥰
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Ahwatey. Lllllllll. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
❤❤❤❤❤❤
God help tigray.
ብሩህ ኣእምሮ ሓው የኔታ ዳንኤል
የቐንየልና ዩኒክ ሾው❤ ብጣዕሚ ፅቡቕ ገይርኹም ኣሕዋት❤
ብኣካል ረኺበ መሬት ከመይ round ምዃና ተዘረደአካ ደስ መበለኒ። መሬት ኣይትዘርን ንዝበልካዮ ከዓ: መሬት ተዘይትዘር servive ኣይምገበረትን። easyway መረዳእኩኻ ግና ብኣካል ረኺበ።
ዋውውው ፀጉኡ የብዘሐልካ❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤
ኣዝዩ ንፉዕተስፉ ዘለዎ መንእሰይ። ቀፅለሉ ጠቢብ ክትከዉን ትክእል ኢካ ከም ቁዱስ ያሬድ። ንዝሃብኩም እዝጊ ይሃብኩም። ኣነ ክሓቶ ዝደለኩ ግና መጠምጠምያ ገይሩ ዘሎ ተመሪዒዉ ድዩ ማለት? ዕድሚኡ ንኡስ ይመስል ኢለ እየ(ቀሺ ድዩ)። መፅሓፍ ቁዱስና ኣርማ ጥበብን ፍቅርን እዩ፡ መፅሓፍ ቁዱስ እንተንቢብካ ኣዚካ ንፉዕ ክትከዉን ኢካ ቀፅሎ።
መሬት ማግኒቱድ ኢያ እዮም ኢሎምናታ፣ ብላዕሊ ይኹን ብላዕሊ በቲ ማግኔታዊ ዝባሃል ሓይሊ እያ ኣቖማትና ዘላ😊 ካልኣይ ከዓ ካብ ዓድና ናብ ኣሜርካ ብእግርና ዘይክርደአና ይኽእል እዩ ብኣውሮፕላን ግን ንኤመሪካ ክትኸድ ዓቐብ ናብ ዓድና ክትመፅእ ግን ቁልቁለት እዮም🎉