"ኣብ ትግራይ ኣሃዱታት ሒዞም ነንባዕሎም ኲናት ጀሚሮም ኣለው ዝምልከቶ ኣካል ከስተብህሎ ይግባእ!" እዋናዊ መግለፂ ኣርባዕቲኤን ውድባት ፖለቲካ ትግራይ

Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZread Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ

Пікірлер: 107

  • @Zkassa
    @Zkassa27 күн бұрын

    ተጋደልቲ /ክፍለጦራት ነንባእሎም ተታኩሶም ፣ጀነራላት ኣብ ማእድናት ስርቂ ተሳተፍቲ እዮም ንዝበልኩሙዎ በሹማት ክጥቀስን ማእልቲን ወቅትን ብዝገለጸ ጭቡጥ መረዳእታ ይወሓበና

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround27 күн бұрын

    ሕጂ ዘለዋ ተወክልቲ ደቂ አንሰትዬ ትግራይ ካብ ሰልጣነን ይውረዳ እዚኤን ኩለን ደቂ አንሰትዬ እንትቕተላ ቢሒም ዘይብላ እንታይ ሰረሕንባ ? 🙄

  • @huraentertainment78

    @huraentertainment78

    27 күн бұрын

    ኣነ ተቃወምቲ ዉድባት ኩሎም ፀፅቡቅ ሓሳባት ኣለዎም ኢለ ንኽኣምን ኮይነ እየ ቡኡ ተፃራሪ ፀገም ኣለዎም እሞ ምእንቲ ቀፃሊ ፖለቲካዊ መትከል ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዉፉያት መስዋእቲ ክትኮኑ ወስኑ ተዘየለ ኣነ ናይ ፖለቲካ ቀመር ተወለደ ኣሪገሉ እየ ብጣዕሚ እየ ዝፅየፎ ብመን?

  • @yohahmichael1442
    @yohahmichael144227 күн бұрын

    ጆኖሳይድ ተፈጺሙ አብልዕሊ ትግራይ መን ዩ ፈጺምዎን ዝፍጽሞ ዘሎን እቲ ስርዐት ናይ ትግራይ ዩ ። ናይሽግርኩም ፈጠርቲ ባዕልኹም ተጋሩ ኢኹም ከምቲ ባህር በረኸት መንግስትአብ ዝበሎ " አበይ ድሕር ድሕር ጉሶምዎ ዋላውን ጠምጠም አብልዎ" ደቂ ማሌሊት አቤት ትግራይ ትዕወት ብኸመይ ብጆኖሳይ ?

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes59727 күн бұрын

    ሓቂ ከይተዛረብኩም ዝመጸ ይምጻእ ሓይሊ ይኹን ውድብ ካብ ሽግር ምውጻእ ዝከኣል ኣይኮነን። ስለምንታ'ዩ ኩናት ተወሊዑ ዝብል ሓቀኛ መልሲ ይደሊ ፍታሕ ድማ ይመጽእ፡

  • @wahs1235
    @wahs123527 күн бұрын

    ሕጊ ኣልቦነት ልዕሊ ዓቐን ኬዱ ኣብ ትግራይ፡ ጉቦ ዝቅበሉ ፖሊስን ምምሕዳራትን በዚሖም። ጸጣ ትግራይ ድኹም ዩ ብሓቂ

  • @tiebeghebru2649

    @tiebeghebru2649

    27 күн бұрын

    ዓገብ ዘለኩም ናጽነት ተጠቂም ሰለማዊ ሰልፊ ግበሩ

  • @huraentertainment78
    @huraentertainment7827 күн бұрын

    ይበሃል ኣሎ ሓቂ ንሓቀኛ ህዝቢ ትግራይ !!

  • @bini5364
    @bini536424 күн бұрын

    ወዮ አራዊት ሰራዊት አርትራ አሎ ድዩ ክሳአ ሕዚ መቸም ጉድጋድ ንኻአቲአ ክብሃል ሓቂ አዩ አዚ ኩሉ ፅለም አብ ልአሊ ሰራዊት አርትራ አንባር ተግበርቱ ደዉ አልኩም ትረይዎም አለኩም ተመስገን ፈጣሪ ናይ አዶም ዝሃብካዮም

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes59727 күн бұрын

    እቲ ልቢ ካብ ናይ መልክዕ ማዕጺድ ከይወጸ ማለት ልቢ ከይቀንዔት ሽግር፡ መከራ፥ ዓመጽ፥ ቅትለትን፥ ስርቅን ሓሶትን ካብ ትግራይ ተቐንጢጡ ማልት ዘበት።

  • @musiearegay765
    @musiearegay76527 күн бұрын

    ኣናብስ በርትዑ👏👏✌

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel736827 күн бұрын

    እቲ ንኡስ ዕድመ ወለዶ ስልጠና እንተይሃቡ ናብ ሓዊ ይጥጥቑዎ ከም ዝነበሩ እዞም ጀንራላት ዝበሃሉ ይፈልጡ ድዮም:: ምልሻ ዘይገብሮ ዝገብሩ ዝነበሩ ጀነራላት ሀዚ ስብሓት ነጋ እናመኸሮም ውድብ ዳርጋ ወሪሶምዋ እዮም:: ስብሓት ነጋ ዝመርፆም ማ/ኮሚቴ ኣባላትን እቶም ጀነራላትን ቅድሚ ኩናት ጀሚሩ ኣቋላሊፉዎም እዩ:: እቲ ስርቂ ምእምራር ኣፍቲ እዋን ኩናትውን መንእሰይ በብኣንፈቱ እናፈነዉ ይግፍጥጡ እዮም ኔሮም:: ንስርቅን ምእምራርን ውዒሎም እዮም ዝሓድሩላ:: ካሊእ ሞያ ከምዘይሎም እማ መንእሰይ ኣውዲኦም ሮማዕ ኢሎም ከም እንቁላሊሕ እንትስበሩ ትግራዋይ ኣይረኣየን ድዩ ወይስ ሓቂ ስለ እትፍራሕ እዩ? ምሰኦም ዝነበርኩም ፍትሒ ኢልኩም ንኡሽተይ ሰልፊ እንትትገብሩ ከመይ ድዮም ብጭካነ ዝወቕዑኹም? ንዘሰንከሉዎ ውጉእ ግልጋሎት እንተሓተቶም ከመይ ድዮም ዝቐጥቀጡዎ? ኣብ ኣፍ ኣዛብእ ኢኹም ዘለኹም:: ሚድያ ይኹን ዲያስፖራ ይኹን ተመዋሊ መንጋ ከውቀዐኩም እምበር ንፁህ ኣንፈት ሒዙ ዝሕግዘኩም ኣይመስለንን:: ህዝቢ ካብ ቀተልቱን መቕተልቱን ምልቓቅ ካብ ዝኣብዮ ፀኒሑ እዩ::

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes598728 күн бұрын

    ጉጅለ ኣናፁ🐀🐀🐀 ፀገም ህዝቢ ዝፈትሕ 'ምበር ኣብ መድረኽ ዝልፍልፍስ ኣይስኣናን።

  • @goesaroundcomesaround

    @goesaroundcomesaround

    27 күн бұрын

    መነዴኻ ኣታ ዕሱብ 😮

  • @zulanet8683

    @zulanet8683

    27 күн бұрын

    ዓገብ ግናይ ጽሑፍ

  • @yonasgebreyohannes8805

    @yonasgebreyohannes8805

    27 күн бұрын

    Sltan zhaze eu tsegem zfeth entay gberu tblom aloka

  • @user-ou2rd8oz1t

    @user-ou2rd8oz1t

    27 күн бұрын

    ዓገብ

  • @HsuveuBsgyi
    @HsuveuBsgyi28 күн бұрын

    ቧእ ኣቱም ሰባት እቲ ርኡይ ነገር ኢኹም ትዛረብለኹም ኣነ ዝፈልጦ ነገር ኣብ ቅድመይ መፂኹም ትደግሙለይ ኣይፈቅደልኹሙን ወይ ብተግባር ስርሕኹም ኣርኡየና ሃተፍቲ ✊

  • @user-dw2tf9bn2cሉል
    @user-dw2tf9bn2cሉል27 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround27 күн бұрын

    ሐቒ ❤

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et27 күн бұрын

    The report is shocking! I can not believe it. I appriatiate

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df27 күн бұрын

    What is the role of TPLF in this regard?

  • @malatmelaku7511
    @malatmelaku751127 күн бұрын

    Tsewaka des aybli ezi tekawmo nay gilikum ebye bhaki techenikum aykone… maybe lele baelkum zgebrkmwo kikewn alewo mengsti lemstielelae ,

  • @godislove6290
    @godislove629028 күн бұрын

    As usual mininnnnnnnnnnnn

  • @Brave-Is_Mine1
    @Brave-Is_Mine127 күн бұрын

    ትግራይ ብደቃ ትጸንት ኣላ😢

  • @seidedris3325
    @seidedris332527 күн бұрын

    ዓናዝር

  • @user-up1qo4fi7c
    @user-up1qo4fi7c26 күн бұрын

    Gilesiwom enimeneyom

  • @andomw-zl7vb
    @andomw-zl7vb27 күн бұрын

    ከም ህዝቢ አብ ዝተሐተ ፀፍሒ ከም ዘለና መጀመርያ ክንቅበል አለና

  • @user-hs5zn3ec6k
    @user-hs5zn3ec6k27 күн бұрын

    Hasawi

  • @semerechimar6365
    @semerechimar636527 күн бұрын

    እዎይ የሕዎተይ ኣብ መጅማሩ እንደኣልኩም ዘለኹም 20 ዓመት ደኣ ኣበይ ኣልዒልኩምሉ ዘይተጀመረ ዘሎ። የቕልሎ

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df27 күн бұрын

    How about the illigal land grabbing in Raya in the name of investment ? Does it mean you are not concer about the illigal and selfish land grabbing by greedy individuals in the name of investment ?

  • @Dahlakmassawa
    @Dahlakmassawa27 күн бұрын

    የአማራ እና የኦሮሞ የኢትዮጵያ ችግርግር ካልተፈታ የተጋሩ ችግር ይፈትል ብክሎ ማሰብ ህልም ነው

  • @FilimonTemesgen
    @FilimonTemesgen27 күн бұрын

    Ati terf ertrawuyan kemzi aynet eyu zemelkalki

  • @user-pt9jt1im4i
    @user-pt9jt1im4i27 күн бұрын

    Selam geberu

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay656227 күн бұрын

    እቲ ናይ ስፖርት ቆቢዕ ዝገበረ መንእሰይ ኣብ ቡዙሕ ቦታታት ኣብ ቅድሚ ፀላእቱ ንትግራውነቱን ንህዝቡን ኣትሪሩ ክቃለስ ንፈልጦ ኢና። He’s a good man.

  • @sabagebru6850
    @sabagebru685027 күн бұрын

    ፍትህ ለተጋሩ 💛❤️ ገዳዮች እርምጃ ይወስድባቸው የትግራይ ህዝብ ከመንግስት ምንም ነገር አትጠብቁ እራሳችሁን አደራጁ ተባብራችሁ ትግራይን አፅዱ በቃ የትግራይ ጠላቶች የትግራይ መታወቂያ ይዘው እውስጣቹ አሉ በየአካባቢያቹ ተደራጅኡ ሴቶች የ ፒፒ ተላላኪ ከትግራይ ተጠራርጎ መውጣት አለበት አብይ የትግራይ ህዝብ ጠላት ነው አብይ አይታመንም የትግራይመሬቶች በ አብይ ነው የተያዙት አብይን አትመኑት 👎🤑👺 ኢትዮጵያ ውስጥ ሕገ መንግስት አይስራም ፈርሳል

  • @brexhabesha
    @brexhabesha27 күн бұрын

    ezi Nay hwehat sera eyu mknayatu gizawi mmhdar tgray atselimka kab sltan melay zbl abyi agenda hizom eyom gonosayd zftsmu zelewu knestewelelom ygbae

  • @y7k31
    @y7k3127 күн бұрын

    ገበነኛታት ፍትሒ ክረኽቡ ኣይከኣሉን😮 ኣታ ኻመይ ኻመይ እዩ እዙይ ትግርኛኹም? ? ? ደቂ ዓደይ ምቁራት፡ በሉ ምሕረት ካብ ፈጣሪ ይምነየልኩም።

  • @AdhanomAdhanom-qc5ty
    @AdhanomAdhanom-qc5ty27 күн бұрын

    ሓደ ኾይንኹምዶ ትርጉም ዘሎዎ ስራሕ ስርሑ።

  • @zewideeshetu2124
    @zewideeshetu212427 күн бұрын

    ዓንድም ሃተውተው አይትበል ናይ ጥፍአት መልእክተኛ ኢካ ንሰካ ተሓባባሪ ጆኖሳይድ ዝነበርካ ሕዝ ኑፅህ መስልካ ነቶም ጀጋኑ ክትነቅፍ ሞራል የብልካን አብ ቡኩራ ተሓብእካ ፀንካ አብ ሚድያ ጅግና ክትኮን አይትክእልን።

  • @semerechimar6365
    @semerechimar636527 күн бұрын

  • @weddihager
    @weddihager27 күн бұрын

    ምንንንንnnnnnnnnnn

  • @user-up1qo4fi7c
    @user-up1qo4fi7c27 күн бұрын

    Atamerzam halayi aytimsel nikulu fiturzehizineyu sebena ayitibelu merzika tifayodea hizbiyehasibeyu

  • @user-up1qo4fi7c
    @user-up1qo4fi7c26 күн бұрын

    Mensia shigrat naytigray nisktkumekum tigebriwo merzamat kiskesakum mealtialewo kifuatekum Bihasot kea seb kidmi miwingalkum evdense areyu hizbizifeltoma yehazinalo tehabieu zikerinegeryrlen. Serihkum bileu akmikumfiletu Abeykonkumekm dea tiliflifualekum nisikum zelekuluadi endie yefrih Felatat ayitimselu midiwatat ekum

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen902927 күн бұрын

    ዓንዶም እቲ አብ አሓትና ደቂ አነስትዮ ዝበጽሕ ዘሎ ርኹስን፣ ንዉርን ገበን ኹሉ ትግራዋይ ብዘይ አፋላልይ ዓገብ ክብልን እዚ ግፍዒ ጠጠው ክብል አብ መንግስቲ ድፍኢት ክገብርን፣ ባዕሉውን ተወዲቡ ገበነኛታት ካብ ሕብረተሰብ ክፈልዮም ይግባእ። ኮይኑ ግን እቲ ብጽላእቲ አብ ትግራይ ዝበጽሔ ግፍዒ ጆኖሳይድ ምስዚ አብ ትግራያ ብተጋሩ ዝፍጸም ዘሎ ወንጀል ክተመዛዝኖ አይግብአን።

  • @user-kk5ip5to3u
    @user-kk5ip5to3u27 күн бұрын

    Stopd

  • @Merir4077
    @Merir407727 күн бұрын

    እዞም ስድታት ዑሱባት ባንዳን ደቂ ባንዳን ትማሊ ምስ ብልፅግና ኾይኖም ሰብ ከምዘየጨፍጨፍ ሕዚ ሓለይቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኖም ደማሙ

  • @user-mb2kx9ch8n
    @user-mb2kx9ch8n27 күн бұрын

    ትኽክል ሓሳብ ምእንተ ንግዝኣት ወይ ንምግዛእ ንኽጥዕመሎም መንእሰይ ሃገሩ ገዲፉ ክስደድ ሰበ ስልጣን ትግራይ ብስርዓት ፍትሒ ሲኢኑ ክስደድ ኮነ ኢሎም ይሰርሑ ኣለዉ ወያነን ደገፍቱን መርገም ህዝቢ ክም ዕሾኹ ክወግአኩም እዩ

  • @Bereket-vj1dg
    @Bereket-vj1dg27 күн бұрын

    🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪ሰይሰይ እንቋዕ እዚ አርኣየና መከራ ተማህሊልኩም ኣምጺኩማ እንቋእ ሓጎሰሶኩም ዓጋመ ረሰሓት

  • @nalemna
    @nalemna27 күн бұрын

    Ata eziom melehasen hasotin fekheran hedenenan zamelom meheferti

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra433827 күн бұрын

    ባዕሉ ቱ ሰብ ፓሊስ ተለይኾነ ፍትሒ አይመፅይ። ሆ ኢሉ እቱ ህዝቢ ሉቱ በደለኛ ጎጢጦም ምግራፍ እዩ። ስልጣን ህዝቢ ይረከቦ። ገገዛኻ ኾይንኻ ሰላም አይመፅይ። መንግስቲ ሃመለየለ ብተደጋጋሚ ተርእዩ እዩ።

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen902927 күн бұрын

    ዓንዶም "እቲ ስርዓት እልበኝነት ናብ ሕድሕድ ኺናት ክዓቢ ከምዝኽእል እቶም ዘለው ምልክታት አርሚ ምስ አርሚ ክሳብ ምውጋእ፣ ክፍለጦራት ክሳብ ምውጋእ ልበጽሔ ሓደጋ ስለለሎ።፡" ዝበልካዮ ጭቡጥ መረዳእታ ዘይብሉ ግን ንሕብረተሰብ ቅሳነት ዘስእን ኮይኑ እየ ረኺበዮ። ከም ተነሓናሕቲ ውድባት አብ ሕዝቢ ምንቃሕ ስራሕውቲ ክትሰርሑ አይትረአዩን ከማና ከም ውልቀሰባት ወጺኹም ጥርዓንን፣ ወቀሳን ጥራሕ ተስምዑሉ ንዓይ እይርድአንን፣፣ ናብ ሕዝቢ ወሪድኩም ትሰርሕዎ ስራሕ እርእዩና መንእሰይ አብ ምንቃሕ ብዙሕ ዘይሰራሕኹሞ አሎ እሞ አብ ስራሕ ንርአይኩም።

  • @abebakebede1270

    @abebakebede1270

    27 күн бұрын

    እዚኦም ተቃወምቲ ብልኻቶም ይፈለጥ እላሞኦም አይፍለጥ አቓም ዘይብሎም አብ ሓደ ፓርት ናተፃረፉ ለለ ክብሉ ዝውእሉ ናፀላእቲ አጀንዳ ዘንፀባርቁ እዮም ሓንቲት ማእልቲ ብዛት እቫ ተፈናቀልቲ ንብ ቦቶኦም ይመለሱ ከይኮነስ ተፈናቀልቲ ንብ ቦታና ምሎስና ኢሎም አብዘካየድዎ ሱልፊ ንምድንጋር ዝገበርዎ መግለፂ እዩ እይ ዝብልዎ ከአ ምንም ጭብጢ ዘይብሉ ሕጋዊ ከአ ትብሉ ህዝቢ ከይሓዝካ ዝመፅእ ነገር የለን ከም ተጋሩ ንትግራይ ተቃለሱ እንተዳ ዘየለ አገብ ።

  • @TesfayTekelehaymanot
    @TesfayTekelehaymanot27 күн бұрын

    Antumsebat meda wetseekum etzarbew kalat megemera hasobkum astewealkum mutsu weues eskatkumu sltsan nmehaz ekum hzbiy yrgef ayrgef aymlketensn ekum tub luzelekum

  • @aronke2801
    @aronke280127 күн бұрын

    ጀኖሳይድ ኣብ ትግራይ ትርጉማ ኣጥፊኣ ኣብ ትግራይ ባህርያዊ ዓጸቦ እንተኣጋጠመ እውን ጀኖሳይድ ክበሃል ድዩ ?

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin484927 күн бұрын

    አታ አብዚ ስዓት እዚ ብዛዕባ ምምላስ ግዝአት ትግራይ ምምላስ ዝ ዝሓ ግዜኹም ተዘራብሉ።ድሕሪ መሬትና ምምላስ መዓልታዊ ስራሕኹም እቲ ሕዚ ትገብርዎ ዘለኹም ክትገብሩ ሐዚ አጀንዳ አዐርዩ።

  • @WdasseTube
    @WdasseTube27 күн бұрын

    እንታይ'ዮም ዝብሉ ዘለው

  • @weddihager
    @weddihager27 күн бұрын

    ኢዛ ጆኖሳይድ ትባሃል ዘይትኣርግ ደርፊ ከተዳምቁ ጸሓይኩም ዐሪባ:: 1 - ዓቅምኹም እይትፈልጡን:: ንህዝቢ ትግራይ ኣብዘይወጾ ሽህርን መዓትንሸሚምሞ 2 - ቦለቲካን ሕሶትን ብሮባጋንዳን አትፈላሊዩን: ብዝሒ ናይ ሕሶት ንሐቂ ደፊኑዋ 3- ቀዳምነታ ትኩም ስሪዕኩም ዝካኣለኩም አይትገብን ህዝቡኹም ብጥምየት እንተሳቀየ ብዛዕባ ስርቂመዕድናት ልፍልፋ::

  • @user-qc8vd5vm8u
    @user-qc8vd5vm8u27 күн бұрын

    ኣብ ጆኖሳይደር ዝዋሳኣ ዘሎ መን እዩ ብመግለፂ ዝሓልፍ አይኮነን ዓቅሚ ዘለኩም ሓልውና

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey958227 күн бұрын

    ❤❤❤ነዚ ትማሊ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ ንምጽራር ወይድማ ንምትእጉጋል ዝተገብረ መግለጺ እዩ ሓቀይ??❤❤❤

  • @AlematAraya

    @AlematAraya

    27 күн бұрын

    ዓረነ እዮሞ እኮ እዚኣሞ

  • @yohannes9891
    @yohannes989127 күн бұрын

    እቲመንግስቲ ዝበሃል ገታቾው ዝመርሖ እንታይ ይገብር ኣሎ ናይግድን ውይግእ ሕድሕድ ክጅምር ኣልዎ ተዘይኮይኑ ሰላም ክራጋገጽ ኣይክእልን

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar552427 күн бұрын

    ብመሰረቱ ነቲ ሽግር ክትፈትሑ ዘይኮነስ ብዝግባእ ነቲ ውርደት ናይቲ ህዝቢ ውን ክትገልጽዎ ኣይካኣልኩምን ስለዝስ እዚ ህዝቢ ዋና ዘይብሉ መጻወቲ ጉጅለ ህዋሓት ኮይኑ ተሪፉ ዘህዝን ኢዩ😮😮

  • @titi1401
    @titi140127 күн бұрын

    Pretoria yelen malet eyu:: megemeria meret Tigray yemeles kabeu nabeti tsere hizibi sekone temeleseqa wageu tehebo::😊

  • @qaxaniyarde1380

    @qaxaniyarde1380

    27 күн бұрын

    ትም በል ዓጋመ ብሪቶርያ ክትብሉ ኣኪልኩም ክክክክክ

  • @yemdos7222
    @yemdos722227 күн бұрын

    ካብዛ መግለፂትኩም 2 ነጥብታት ሓቂ እየን ።መዓድንን ዓመፅ ደቂ ኣንስትዮ

  • @biniamgebrehiwet
    @biniamgebrehiwet27 күн бұрын

    ሰብሰባ ምግባር ማ ልኽልክለኩም የለን ። ድሕንነት ለ ዜሮ አረ ብስርኩም ጥፍኡ ።ኣጓልትና ተወዲኤን

  • @omerabdella8212
    @omerabdella821227 күн бұрын

    Lele lel lele lele

  • @RahaelYhdego
    @RahaelYhdego28 күн бұрын

    አቢ አይሰምእን እዬ አየ ተጋሩ ሩጉማት

  • @goesaroundcomesaround

    @goesaroundcomesaround

    27 күн бұрын

    ሰረቅቲ ጀሪካን ሸያጢ ኩሊት እህግደፍ መደፍ 🙄

  • @goesaroundcomesaround

    @goesaroundcomesaround

    27 күн бұрын

    ከማኹ ብሐደደ ሰብ አይንዝወርን ንነቅፍ ንዛረብ ንቃወም ንመግሰትና ከማኹም ብኢሳያሰ አይንዝወርን 😮

  • @ghideyb7269

    @ghideyb7269

    27 күн бұрын

    Higdef mendef kidu guhaf drbayat ni hizbkum kunu entayedekum alekum ab Tegaru.

  • @abono9160
    @abono916027 күн бұрын

    ኣብ ልዕሊ ስድኛታት ኤርትራውያን ዝተጀመረ ተንኮልን ክፍኣትን ዘረፋን ምዕፋንን ከም ባህሊ ስለ ዝተወስደ ሕጂ ተገምጢሉ ነንባዕሉኹም ዶ ገይርኩሞ ሕጂ ግርም.''ኢድ ጸናሒት ሸናሒት ''ዮም ዝብሉ።ንሶኹም ድማ ሱንኩሏን ፓርቲ ጩፉናት ፓርትታት ኢኺም።ንህዝቢ ትግራይ ካብ ተዋጊኢት ላም ኣይትድሕንዎን ጥራይ ደይ ነብስኹም ውን ተድሑኑ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩሙን ኣኸለ

  • @hailuwelay4633

    @hailuwelay4633

    27 күн бұрын

    ኤረበይዛኹም ጀነሳይድ ልብሃል ልክዑ ለትዛረቡ ሓባኢ ቁስሉስ ሓባኢ ፈውሱ ሀም ልብሃል እቶም ጆናሳይድ ልፈጸሙ አብ ማእከል ትግራይነሮም ሔዚውን ኣብትግራይ ብቀጻሊ እላተፈጸመ እቲ ምኽንያት እዙኹሉ ኣብልዔል ህቢ ኽፈታሓ ለይምኽአሉ ጀነሳይድ ባዕልትኹም እላፈጸሜኩሜ ጀኑሳይድ ኻብኻሊእ ኸባቢት ሃምልተፈጸመ አምሲሌካ ምትልል ዓርስኻ ኢኻ ትፍጽም ልነበርካ ሔዚውን ትቅጽሎእኔኻ ዓርስኻ ኻብ ጀነሳይድ ኽትድሕን ትኸዶ ዝኔኻ ኸይዲ ነግዜ ሕቶ እዩ ንስኻትኪም እማ ሓጋውያን ናህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ኢኻቱም።እበ

  • @yaredtsega6497

    @yaredtsega6497

    27 күн бұрын

    wedi tenkualit kabzi wtsae...

  • @abono9160

    @abono9160

    27 күн бұрын

    @@hailuwelay4633 ሓውና ጆኖሳይድ ጆኖሳይድ ዝብል ፈልም ብሕዋሓት ተጀሚሩ ብሕውሓት ዝተዛዘመ መድሃኒት ዘይብሉ ሕማም ዩ። ።ሕውሓት ማለት ቅንኢ ሓሶት ተንኮል መንቀኝኘት ምድንጋር ስርቂ ቱታ ዓቅሚ ዘይብላ ክንሳ ስለዚ ባዕላ ደራሲት ባዕላ ተወናይት ሕውሓትካ እያ።ንስኻ ድማ ውቁብ ፓፓጋሎ .ተደሚሩ ክንዲ ዝኸድኩሞ ርሕቀት ውጺኢቱ እዚ ዝራእኻዮ ይመስል።ተበራበር ረእሲ ምንቅናቅን ምፍካርን ንጠበቅን ንሕውሓትካን ኣይጠቀምን።ሒዙኩም ላቭ ጉድጎድ ሙሹጎጥ እምበይ

  • @kokebtarekegn1232
    @kokebtarekegn123227 күн бұрын

    What’s up w/ political leaders in Tigray? Lectures after lectures of the same pain and suffering TIgrayans going through but show no result/action. 🛑 wasting time just 2B on a news. Please find a way to be united for peaceful, prosperous Tigray

  • @ukbayc
    @ukbayc27 күн бұрын

    ጆኖሳይድ ? ? ? ክክክክክክክ ሕጂ ደኣ መን ናይ ደገ ሰራዊት ኣሉ እዩ ዝግፋዕ ዘሎ ህዝቢ ዓጋመ !!!!!

  • @user-ut3sw4hq8c
    @user-ut3sw4hq8c27 күн бұрын

    አረ ሕወሐት ዝባሀል ናይ ዓጃውዛት ስብስብ ካብሰሩ ተዘይ ተቦንቂሩ ትግራይ ትባሀል ክልል አይትሁሉን

  • @user-qc8vd5vm8u
    @user-qc8vd5vm8u27 күн бұрын

    ቁምነገር ዘይብሎም ዑሱባት ደለይቲ ሰልጣን ሓሶት መግለፂ ንህዝቢ ሓድነት ከምፅእ ዘይኽእል ይበል መግለፂ

  • @yohanneswoldu4658
    @yohanneswoldu465827 күн бұрын

    ይሄ መቀለ ውስጥ ሆናቹ መናገራቹ መንግሥትን ልታመሰግኑ ይገባል ያሉ ስህተቶች እንዳሉ ሆነው

  • @nakfa8862
    @nakfa886227 күн бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክ ገና ብሕጂ እዩ ሽግርኩም

  • @user-kk5ip5to3u
    @user-kk5ip5to3u27 күн бұрын

    አማራ ተቨ ቀርብህ ጆንሰይድ አድርገሀል

  • @ghirmaiyohannes597
    @ghirmaiyohannes59727 күн бұрын

    ሕማቕ ዘረባ ገዲፍኻ ኡቲ ዘምጽኣካ ጉዳይ ብትኽ ብትኽ ኣብልኻ እንተትዛረብ ከመይ መጸበቐልካ ተወሳኺ ዘረባ ገዲፍኻ ማለት'ዩ፡

  • @user-iy8mx4gh6r
    @user-iy8mx4gh6r27 күн бұрын

    አብትግራይ ኲናትሕድ ሕድአሎ ስለዚ ዝምልከቶ አካልይር አዮማለት እንታይ ኢኹምትብሉ?

  • @solomontesfai8308
    @solomontesfai830827 күн бұрын

    ሐደ ሰብአይ'ሲ እንዳ ስጋ አትዩ ልቢ እለኩም'ዶ ኢሉ ሐቲትዎም:: አቲ በዓል ስጋ ድማ ልቢ የብልናን መልሐስ ግን ብዙሕ አለና በለ ይብሃል::

  • @YosepheYehdego-cc8zw
    @YosepheYehdego-cc8zw27 күн бұрын

    Tigray politics and enemies of democracy and ETHIOPIA 🇪🇹. Let remember the first prime Minister Meles Zinaw government created a great future for tigray and ETHIOPIA 🇪🇹 👍. It was very successful to lead ETHIOPIA 🇪🇹 👏. Tigray was the success of security and motivation for the future of tigray. After first prime Minister Meles Zinaw past a way from this power 🔋. The wrong ideological leaders of weyane take a wrong action 🎬 to destroy ETHIOPIA 🇪🇹 and tigray until now. Tigray people freedom has been stolen by the wrong regime of weyane leaders . First enemy of tigray is the legendary corrupted government leaders of weyane leaders. Please stop saying tigray enemies. You are the enemy of tigray and ETHIOPIA 🇪🇹. I think you do not have enemies in ETHIOPIA . You just create enemies instead of political friends to work together for the future of ETHIOPIA and tigray. Get up stand 🧍‍♀️ to GETHER to be united with all ERITREAN. Fight for your right is nothing wrong in tigray. Stand with your own people 💯 right 💯. Thanks 🇪🇷 brother ERITREA USA 🇺🇸 👍 God help you to understand the importance amen

  • @brexhabesha
    @brexhabesha27 күн бұрын

    ንስካትኩከ ህዝብና ንምድሓን ዓርሰ ተአማንነት አለኩም ዶ? ወይስ ንስልጣን ኢኩም ትሰርሑ? መርህኩም እንታይ እዩ? ትግራይ ካባኩም እንታይ እያ ትጽበ?

  • @haileberhe3176
    @haileberhe317627 күн бұрын

    ንስኹም ሽግር ተጋድዱ እንበር መፍትሒ ኣይተምፁኡን እንድያው እዚ ኩሉ ግፍዒ ኣብትግራይ ንርኦን ንሰምዖን ዘለና ባኣኹምና ከማኹሙን ዝበሉን እዩ ዝፍፀም ዘሎ ኳሓሎ መሲለን መንቆሮ ከምዝባሃል ተሓለቕቲ መሲልኩም ንመንግስቲ ምንሻው ጥራሕ እንበር ካሊእ ረብሓ የብልኩሙን ሓቀኛታት እንተኮይኩም ምስመንግስቲ ክትታሓባበሩ ኣለኩም።

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h27 күн бұрын

    ሎሚ ንስካ ትልፍልፍ ምሸት ሰረቅትይ ትልእክ ፈሽፋሽ ኣምሰሉ 😂😂😂

  • @wewe5688
    @wewe568827 күн бұрын

    ህወሓት ንምእላይ ፌዴራር መንግስትን መንግስት ኤርትራን አብዝተበገሰሉ ንሕናውን ህወሓት ኢና ኢልኩም ህወሓትን ህዝብ ትግራይን ሓደ እዩ ኢልኩም ንህዝቢ ትግራይ አብ ሽግር ዘእቶኹም ንሱኹም ኢኹም እሞ ከአለዉ ህወሓት ናህና እዩ ኢልኩም 1000000 ህዝቢ ንኽጠፍእ ዝገበርኩም ተሓተቲ ንስኹም ኢኹም ሕጂ ጆኖሳይድ ገለመለ ኢልኩም ንህዝቢ አይተጋግይዎ፡ ተቛወምቲ ሕጂ እዚ ጉዳይ ንስልጣንኩም ኢኹም ትጥቀሙሉ ዘለኹም 4።

  • @user-nc5wn3ou7z
    @user-nc5wn3ou7z27 күн бұрын

    ኣታ ካልኦትዶካ ኣይምተዛረበን ካልኦትኩምስ እንተስ ኣሚንክምሉ እንተስ ነብስኹም ክተድሕኑ ሜዳ ወሪድኩም ምስብልፅግና ኮይኑ 127000 ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ብወረርቲ እንትዕመፃ እንትቕተላ ብባንዳነት ተሰሊፉ ዘፈፀመ ሎሚ ፖለቲካዊ መኽሰብ እንተረኸብና ኢሉ ክዛረብስ የግርም እንተ መድሂን ግን ናይብሓቂ መድሂን እያ ።

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie704327 күн бұрын

    ንስኻትኩም ዝሓሽኩም ነርኩም ግን ከኣ ኽትጠንቀቁ ኣለኩም። ናብነት ኣቢይ ንኣስመራ መገሻ ዝብል ኣርእስቲ ቅቡል ኣይኮነን ንመስሓቢ ሰባት ኢልኩም ዘቅረብኩሞዎ እዩ.። ን

  • @Teame-bn6bz
    @Teame-bn6bz27 күн бұрын

    ኣብ ኤረትራውያን ዝጀመርኩሞ ኢዩ አዚ ግፍዒ ወሪድኩም ዘሎ ጽቡቅ ሕሰቡ ጽቡቅ ክትረኽቡ በጃኹም

  • @yaredtsega6497

    @yaredtsega6497

    27 күн бұрын

    kid Atine / leba ...who call you ...

  • @Yah4918
    @Yah491827 күн бұрын

    ናይ ሓሰውቲ እኽብካብ ዝሓለፈ ፀላእቲ ዝወዱኡና ከይኣክልስ ነንባዕልና ትግራይ ክንዋጋእ ከዓ ትብሉ ኣለኹም ኣንቱም ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ናበይ ገፅ ኢኹም ትኸዱ ዘለኹም ሎምስ ኣብዚሕኹሞ😢

  • @user-cc5cq4jz1h
    @user-cc5cq4jz1h27 күн бұрын

    ትግራይ ዐድ ስእል ሰረቅትይ ህውሃታውያን ጆኖሳይድን ፈረቃን ፈጽምኩም ኣብ ህዝቡኩም ከይትሕተቱ ጸላእ ዳበልኩም ትሃድሙ ዘይ ቶም ማለሊት ሐለፍትይ ኢዮም ምስ ላክቶም ዝጭወያን ካራ ዝሕረዱን ደለዉ መናሰይ ሕማቅ ግብሪ ባህልኩም ኢዩ ሐሰውትይ

  • @Lemishe
    @Lemishe27 күн бұрын

    ፀረ ህዝብ ፀረ ትግራይ ፀረ ኢትዮጵያ ፀረ አማራ ፀረ ኤርትራ ፀረ እምነት ፀረ ታሪክ ፀረ ቅርስ ፀረ አካቢ ሆኖ ለዘመናት የቀጠለው የአድ የሺሬ የአክሱም የመቀሌ ባንዳ የባንዳ ልጆች ናቸው እነዚህ ከፊት ሆኖ መታገል ያለበት የትግራይ ህዝብ እደግመዋለሁ ታግሎ ማስወገድ ያለበት የትግይ ህዝብ ነው ይህ ሳይሆን ቀርቶ በዚያው ቀርቶ እንቀጥላለን ማለት ግን የቀረችዋን ጭላንጭል የትግራይ ህዝብን ህልውና መቅበር ይሆናል !

  • @solomontesfai8308

    @solomontesfai8308

    27 күн бұрын

    እንተ የትግራይ ሕዝብ አታቀውም ማለት ነው:: የትግራይ ሕዝብ እንደ ሐረግ የማይወለድበት ገጠር የለውም ለዚሁ ነው ትግራይ እንደኛ የቴምብር ሽያጭ በንጉሱ ግዜ የነበረው:: እና የትግራይ አንድ ህዝብ አንድ ልብ መሆኑን በጦርነቱ የተማርክ ይመስለኛል:: በህልምህ የጻፍከው ከአልጋ መባነን ይስፈልግሃል::

  • @user-bg5ck4mj9i
    @user-bg5ck4mj9i27 күн бұрын

    ማሕበር ደቂ ኣንእሰቲዮ ኣይቲበሉዎ ናይ ጉጀለ ማለሊት ናይ ሚንጀራኖ ምሰ ኾራኹራ እዩ ።ደቂ ኣንእስታዮ ትግራይ ብዚአን ናይ ታሪክ ሓተላታት ኣይንግለፃን።ቀፅሉሉ ❤

  • @yonifetan9119
    @yonifetan911927 күн бұрын

    ኣታ ኣበይ ዝቦቐልካ ኢኻ????

  • @HappyBeetle-oy1jy
    @HappyBeetle-oy1jy26 күн бұрын

    ሓሰውቲ ዲቃሉ

  • @ukbayc
    @ukbayc27 күн бұрын

    መራሒ ዓጋመ መለስ ዘናዊ ስርቂ ስራሕ እዩ እናበለ ዝመልመሎ ሕብረተሰብ ሕጂ ፍሪኡ ይዕጸድ ኣሎ እዛ ሽፍታ መራሒት ዓደዋ ፈጺምኩም ፎእ ኢልኩም ከይደርብኹማ ፍታሕ ፍጹም የብልኩምን !!!! እቶም ልዕሊ 10 ሽሕ ገበን ገይሮም ተኣሲሮም ዝነበሩ ክዳን ናይ ሰራዊት ኤርትራ ከዲኑ ኪዱ ብሽም ሰራዊት ኤርትራ ዝመቱ ዓምጹ ዘርፉ ተባሂሎም ከም ዝተሰዱ መድያታት ዓጋመ ገሊጾም ነይሮም መስጣ ሰራዊት ኤርትራ ሕጂ ትዓጽድዎ ኣለኹም እቲ ዘገርም እታ ስናዕ ፉሊም ሰሪሐ ግፍዒ ሰራዊት ኤርትራ ዝፈጸምዎ ዝበለት ሕጂ ኣብ መድያ ሰራዊት ኤርትራ ከም ዓቃብ ሰላም ኮይኑ ከድሕኖ ንህዝቢ ዓጋመ ኢላ ትልምን ከም ዘላ እዩ

  • @alain2000-v1b
    @alain2000-v1b27 күн бұрын

    Zero communication skill and below standard language.

  • @KK-iv9gt
    @KK-iv9gt27 күн бұрын

    መን መርዓት ምሰበለክን ዕዩ ትኾሐላ በቃ ንህዝቢ ትሐልዩ ትመሰሉ

Келесі