How you can change yourself in 21 Days.
1፡ምንባብ ን20 ደቂቅ 2፡ምምስጋን ን30 ደቂቅ 3፡ስፖርት ን30 ደቂቅ 4፡መናቃቅሒ ምስማዕ 5፡ብዛባ ሕልምካ ን20 ደቂቅ ምሕሳብ 6፡ንነብስካ ምድናቅ ሞራል ምሃብ 15 ደቂቅ ኣምላክ ይሓግዘና ከምዚ ከማይ ጀመርቲ 👏👏👏✝️
amen3💗
Amen amen amen
Amen amen amwn
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡ ንባብ ለሚደ ስፖርት ውን ለሚደ ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብ ንጉሆ ምትንሳዐ ስፖርቲ ምስራህ ንእግዛብሆር ምምዝጓን
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ 2 ስፖርት ምስራሕ 3 ምምስጋን
Tkiw
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
Nay bhaqi kubru ysfah
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ 1.ንግሆ ምትሳእን 2.ምምስጋንን 3.እስፖር ምስራሕን🥰
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
ንግሆን ምሸትን ምምስጋን ኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማን ኣብ ዕላማኻ ምንካስን
thanks so much for your ideas continue it
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ። 2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ 3 ኣንባቢ ኩን 4 መናቃቅሒ ስማዕ ኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን። ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒ ኣንጊህካ ምትሳእ ምምስጋን ኣካላዊ ምንቅስቓስ። I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
ደስ ዝብል ስሚኢ ክትግብሮ ድማ ዝግጁ ኢየ ካብአቶም ድማ ክትግብሮም ዝደሊ ብቀዳማይ አርስካ ምፌታይ ማይ ምስታይ ደጋጊመ ድማ ካልኦትን ብዙሀት እዪም ግን ተግቢረ ክነግረካ እየ ካብዝገርመካ ንንመጀመታ ጊዜ እየ ክልእክ ንአይ ሀደ ስጉምቲ እዪሞ ደስ ኢሉኒ ሀተታ ደአ አብዜሄ እምበር አርሳ ን ሰባን ፈታዊት ጀግና ጋል56አመት ሰብ እየ ካብ ሎሚ ኖይ ፅባህ ብርሀን ዝርኢ እየ የቀንየለይ
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
❤ምንባብ ንንጎሆ ምትንሳእ።
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ 1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ 2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት .. 3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey) እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ። 2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ። 3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ። 4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ 2,ንነብስካ ምድናቅ እዚኤን ከተግብረን እየ :: ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
Ttt
Kulen best mekry❤❤❤❤❤❤❤❤ thanks bro
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
Btaemi des zebl tmrti bruk mjmar yguberlna amen kemzkemay jemrti
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
ክቡር ሓዉና ብጠዕሚ ኣና ነመስግነካ❤ @1ንጎሆ ተሳካ ማይ ምስታይ @2ስፖርት ምስራሕ @3ናኣምላክ ምምስጋን
Selamtay ykdm emo btaimi tsbuk hasab fetari ms kulatna yhagzena kulu tsbuk
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን 1ስፖርት ምስራሕ 2 ምምስጋን 3 ንግሆ ምትሳኣ 4 ኣንባቢ ክከውን ይሓስብ ኣለኩ
ኣምላክ ይሓግዝካ
ይሓግዝካ /ኪ
የቀንየልና ዝሓወይ ናይ ብሓቂ ብርግጽ ለውጢ ኣሎ ዝገብሮ ግን ውሕድ ሰብ ዩ ተበጊሰ ኣሎኩ
Thank you kubur hawey
ቅቡል ፅቡቅ ትምህርት
❤Mmsgan ❤Mnbab ❤Bzaeba hlmka mexaikan gzie hibka mhsab
Thank you! I appreciate it 🙏
❤❤ ዋው ብጣዕሚ እያ መምሃሪት ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ ከስተግብረን ዘለኒ 1 ቅድሚ ሳዓት ምእካሉ ናብ ስራሕ ድዩ ናብ ካልእ ኣቀዲምካ ምትሳእ 2 ምምስጋን 3 ኣካላዊ ምንቅስቃስ
መምህር ምስ መሰራሕትኻ ክብረት ይሃበልና፡ ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ'ኻ ተቅርበልና።
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝሓወይ። ሓጊዝካኒ ኣለካ።
Amazing thank you for sharing brother God bless you.
Yekenyelna memhir Kulu kitgebir kem tkiel ninebska mieman
ሓቂ ደስ ክብል ትምርትካ የቀንየልና ኩቡር ሓዉና 1 ምምስጋን 2 ሰፖርት 3 ምንባብ 4 ንግሆ ምትንሳ ደስ ኢለናኒ
Thank you please 🙏 continue do not stop
Selam memhr mknen bezi thbna atbabi tmhrtka btami kmsgnka ydli Plan awxyen delku ka ንግሆ ምትሳእ መጽሓፍ ምንባብ ነብስካ ምንኣድ
ኣነ ማይ ምስታይ ኢየ ዘድንቃ ምኽንያቱ ኩሉ ድሕሪ ጥዕና ስለ ዝኮነ ማይ ማይ ማይ ምስታይ።
Thanks memhr
Thanks zarkey des zbl habereta amlak yhagzena
ዋውውው ዓቢ ሓገዝ እዩ የቀኔልና ኣነ ክገብሮ ዘለኒ ሕጂ 1፣ ክትስእን ክድቅስን ምስጋና ❤ 2፥ ኣብ ማዓልቲ 30 ደቂቅ እስፖርቲ ምስራሕ❤ 3፥ ማሃሪ ዝኮነ መደረ ዉን 30 ደቂቅ ❤❤❤❤
Thenkyou very much gzaika wefiki kemzi mkrabka 🙏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኣን ዝብል 1ምምስጋን 2ምንቅስቃስ 3ምንባብ
Tankes so much brother betami dese zebli temherti betami dese zebli temherti
ዋውው ደስ ባሃሊ ቀጹሎ ኣነ ዝብለን ምንባብ 'ምምስጋን ስፖርት ከኣ
ብርዕኻ ይሰስን ብሉጽ ሰብ So thanks!!!
ብጣዕሚ፡የመዝግን፡ዓቢ፡ትምህርቲ፡ዝሃብካና።
Wawwwww amazing I am so happy thank you so much bro
ብቀዳምነት ንሳካ ክትምስገን ይገባካ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን አካ ዳ ብጥርሑ ተባረክ ፡ ብምቅጻል ኣነ ዘዘውትሮ ምምስጋን sport tegedasnet absrah eyu eti kale ka ablbna yehdro knftno ena
ብጣዕሚ ክብረተይይ ናተይይ ብዙሕ ኣፍልጦኦ ሂንካኒ ኣለኻኣ thanka
Thank you teacher Mekonen. Kem wetru
Thanks you dear for sharing All of powerful points
Wow betami mehari eyu Thanks 😊
Excellent Person Memhr Mekonen. Thanks
waww thanks zehawey mexhaf menbab end awentawi mengar negezae nebska esport❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ የቀንየልና ክቡር ሓውና
የቀንየልና ኩቡር ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ
የቀንየልና።
Thanks, you made me believe in myself❤ keep it up!!!
Thanks hawena betami ena nmsgnka
Thank you so much!
Wonderful and inspiring
ናይ ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ አያ ሓዉና ኽብረት ይሃበልና ❤❤❤
ናይ ብሓቂ 🙏🙏🙏🙏
Amazing thank you brother
Kulu zedenq tmhrti eyu gn ገዛእ ርእስኻ ምድናቅ መሪጸያ ኣለኩ። የቀንየልና ክቡር መምህርና I appreciate you❤
Mejemeriya kemesgneka ydeli Kab srah ati niaka eye zisemia des zbelani kia 1) ngho mtisae 2) mnbab 3) Sport
ኣብ ህወት ኣድላዩ ዝኮነ ምክርዩ ሓደ ወዲ ሰብ ኣብ ህወቱ ምሉእ ንክከይዉንዘድልዩ ምክርታትት እዮም ❤❤ብታእሚ የ ፈተዮ
Thanks you memhri mekiye
ክብረት ይሃበልና ሲለ ኩሉ ነገር ምክርኩም ዘካፈልክሙና ኩሉ ጽቡቕ አዩ ኣነ ጊን 1&4
Kulu yedelyo gn zy gebro an Betame u zegerni ❤❤❤❤
Edmen tsenan yhabka fetari kubur hawey
That,s really good advice keep it up
የቀንየልና፡መምህር ሞኮነን፡ከምኡ ውን፡ ተርጓሚ፡ጽሑፍ፡ ብሓፈሻ፡ ሞዛይክ ባህሊ። ኣዝዩ መሃርን፡ኣዛናይን፡ መደብ ቀጽልዎ። ኣምላኽ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃብኲም። ደስ ዝበለትኒ ክኣ ምስጋና ኣመስግን
Thank you from the bottom of my heart I have been thinking about why I am coming out of this life and I thank you again for finding something of God
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ ቀጽሎ ንፍዕ ነመስግነካ
Xbuk Sarh ,kbret yhabelna
Thank you hawey❤
Btaemi des zbl ajokum berteu kemzi entekoyna knlwet ena thanks
Thanks for your wonderful points and kindness.
Wawww Betam xeboku Des Zebelu lebonawi temhrt thanks you❤❤❤ 1 & 9 &4
Thanks you❤❤❤🥰
I’m a programmer, and I decided to improve my knowledge each day, Helpful video
Betamie des zebel temhertei eyu egzabiher amelak edemen tenan yehabkum
E sport🏋🧗♂️ ni munibabni & mumsigani thanks ka
ደስ ዘብል ትምህርት❤❤❤❤❤
Shegara mest gedfoyo temesgen amlaki Kemizi natey yemaslkum Hiwetey betam teqeru alo 🙏
Hanatsi zkone nseme alena 🙏🇪🇷👋💖💖💖Ketslo zhawey
Nice thanx God blles you
Wawww btaemi des eluni thanks brather
ብጣዕሚ ደሱ ዝብል ኢዩ ቀጽሎ ኣነ ኩሉ ፈተዮ ግን ምስጋና ትራይ ናዓካ ይብጽሃካ
Пікірлер: 364

@ajibajib7989
11 ай бұрын
amen3💗
@galhaduch315
9 ай бұрын
Amen amen amen
@yoni8181
9 ай бұрын
Amen amen amen
@nahomteweldebrhan1200
26 күн бұрын
Amen amen amwn
ኣብ ሓሳብ ምቅያር ነብስካ ካብ ዝኣቱ ሓደ ዓመት ወሲድለይ ፡ ንባብ ለሚደ ስፖርት ውን ለሚደ ንግሆ ምትሳእ ግን እታ ዝዓበየት ኢያ " ጸላኢተይ ኢያ ዘላ ካብ ሰኑይ ንግሆ ክፍትን ኢየ ኣምላክ ይሓግዘኒ
ቃል ኣምላክ ኩሉ ግዜ ምንባብ ንጉሆ ምትንሳዐ ስፖርቲ ምስራህ ንእግዛብሆር ምምዝጓን
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ አነ ዝብለን 1ምንባብ 2 ስፖርት ምስራሕ 3 ምምስጋን
@AbrhaTGRE-th3ml
2 ай бұрын
Tkiw
ዝመሰጠትኒ ምምስጋን እዩ ኣብ ተመስገን ሰላም ቅሳኔት ራህዋ ኮታስ ኩሉ እዩ ዘሎ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ❤❤❤
@user-hi7zh1kr8q
20 күн бұрын
Nay bhaqi kubru ysfah
የቅንየልና መምህር መኮነን እንኮዕ ናትና ኮንካ ምሉእ ጥዕና ይህብካ ኣምላክ ብድሓን ትረፍ 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🥰🥰🥰😍💯💯🥰❤❤❤😍😍💯😍😍🥰🥰❤🥰😍😍
ብጣዕሚ ደስ ዝበላኒ 1.ንግሆ ምትሳእን 2.ምምስጋንን 3.እስፖር ምስራሕን🥰
በየናይ መንገዲ እንተ ተጋዓዝኩ እየ ነብሰይ ክቕየር ዝኽእል ኢለ እንዳ ሓሰብኩ መጺኹሙኒ ካብ ልቢ የመስግነኩም! ንግሆ ምትሳእ, ኣካላዊ ምንቕስቓስን ብዛዕባ ዕላማይን ሕልመይን ምስ ነብሰይ ዝርርብ ክገብር ከም ዘለኒ ውሽጠይ ኣሚኑ ኣሎ! ካብ ሎሚ 21 ምዓልቲ ነብሰይ ክቕይር ኣምላኽ ይሓግዘኒ::🙏
@sielehabtom1524
Жыл бұрын
Ngho mtisae tejemrika kulu kikewin eu
@sabaamanuel8501
11 ай бұрын
በሕቂ ጽቡቅ ምኽሪ
@user-en7kc4qx6j
3 ай бұрын
ንግሆን ምሸትን ምምስጋን ኩሉ ከምትኽእል ንነብስኻ ምእማን ኣብ ዕላማኻ ምንካስን
@user-en7kc4qx6j
3 ай бұрын
thanks so much for your ideas continue it
1 ኣንጊህካ ምትሳእ ኣመስግን በቲ ተመስግኖ ስለ ትረክብ። 2 ስፖርት ኣካላዊ ምንቅስቃስ ናይ 30 ደቂቕ 3 ኣንባቢ ኩን 4 መናቃቅሒ ስማዕ ኩሉ ግዜ ምድግጋም ናይ ዕቤት ስለ ዝኮነ።
ኒዓይ ኢታ ዚመሰትውኒ ኒግሆ ተስካ ኣፖርቲ ምስራሕ ።ሚንብብ 45 ደቂቅ መንፈሳዊ ኪትሰሚዕ ኣለካ ቢጣዕሚ ደስ፡ዘቢል ቀጺሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ለባም ሓዉና አዚና ኢና ነመሰግን ❤❤❤❤🙏
Wawww thankyou❤❤ nay bhaki mehari zkone hasab nebska zlwt ❤❤
ፅቡቕ ስነልቦናዊ ትምህርቲ ከነተግብሮ አና ክብረት ይሃበልና
ክብረት ይሃበልና ኣንገሶም ከምኡ'ውን መምህር መኮነን። ኣነ ደስ ካብ ዝበላኒ ኣንጊህካ ምትሳእ ምምስጋን ኣካላዊ ምንቅስቓስ። I will star to set may ⏰️ early in the morning 🌄 thank you so much 🙏 😊
ደስ ዝብል ስሚኢ ክትግብሮ ድማ ዝግጁ ኢየ ካብአቶም ድማ ክትግብሮም ዝደሊ ብቀዳማይ አርስካ ምፌታይ ማይ ምስታይ ደጋጊመ ድማ ካልኦትን ብዙሀት እዪም ግን ተግቢረ ክነግረካ እየ ካብዝገርመካ ንንመጀመታ ጊዜ እየ ክልእክ ንአይ ሀደ ስጉምቲ እዪሞ ደስ ኢሉኒ ሀተታ ደአ አብዜሄ እምበር አርሳ ን ሰባን ፈታዊት ጀግና ጋል56አመት ሰብ እየ ካብ ሎሚ ኖይ ፅባህ ብርሀን ዝርኢ እየ የቀንየለይ
ክብረት ዪሃበልና ኩቡር ሓው
❤ምንባብ ንንጎሆ ምትንሳእ።
ዋዉ ብጣዕሚ መሰረት ሂወት ዝክነ ትሞህርቲ 1.ምስጋና ኣብ ትገብሮ ጉዕዞ ዕዌትት ክትክውን ይሕግዘካ 2.ስፓርት የናቃቅሐካ ርእሰትማንነት .. 3.ምባብ ናትካ ፍሪኮንሲ(frequncey) እዳኣመስገና ኢና ብርዑኩም ትሰስን::
መምህር ብሉጽ ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ደስ ዝብል ምኽሪ: የቀንየልና መም. ሞኮነን ተስፋይ
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል የቀንየልና እዝሐወይ እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Des zebel temhrti thankes kebret yehbelna burk hawena
1)ንግሆ ካብቲ ደዘውትሮ ዝፍትዎን ምትሳእ እዩ። 2) ንግሆ ውን ብራሽ ግብእር ኣቢለ ማይ ኩሉ ግዜ እየ ድሰቲ ። 3) ምንባብ ስሕት ኢለ መጽሓፍ ቁዱስ ይንብብ እየ ፡ግን ካብ ሕጂ ኩሉ ግዜ ከንብብ ክፍትን እየ። 4 ስቦርትን ናይ ጾሎት መደብን ግን ካብቲ ኣዚኡ ጥዕና ድበካ እዩ ግን ኣምላኽ ሓይሉ ይሃበኒ ነዚአን ክገብር ካኣ ተስፋ ይገብር።
1,ናይ ,ምንባብ ልምዲ 2,ንነብስካ ምድናቅ እዚኤን ከተግብረን እየ :: ስለ ምኽርኻን ሓሳብካን ክብረት ይሃበልና ::
@stanlyvandaele106
Жыл бұрын
Ttt
Kulen best mekry❤❤❤❤❤❤❤❤ thanks bro
መምህር ባዓል ስፊሕ ኣእምሮ ❤❤❤ ከማካ ይብዝሑ❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና መምህር ሞኬ
Btaemi des zebl tmrti bruk mjmar yguberlna amen kemzkemay jemrti
ፅብቅ ስነ ልቦናዊ ትምህርቲ ቀፅለሉ
ክቡር ሓዉና ብጠዕሚ ኣና ነመስግነካ❤ @1ንጎሆ ተሳካ ማይ ምስታይ @2ስፖርት ምስራሕ @3ናኣምላክ ምምስጋን
Selamtay ykdm emo btaimi tsbuk hasab fetari ms kulatna yhagzena kulu tsbuk
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ኣነ ዝፈትወን 1ስፖርት ምስራሕ 2 ምምስጋን 3 ንግሆ ምትሳኣ 4 ኣንባቢ ክከውን ይሓስብ ኣለኩ
@nawnaw569
Жыл бұрын
ኣምላክ ይሓግዝካ
@user-ph2zm1xs8u