ኣብ ኢትዮጵያ መፈንቅለ መንግስቲ እንተተፈጺሙ ንትግራይን ኤርትራን እንታይ ረብሓ ኣለዎ?

Ойын-сауық

ኣብ ኢትዮጵያ መፈንቅለ መንግስቲ እንተተፈጺሙ ንትግራይን ኤርትራን እንታይ ረብሓ ኣለዎ?

Пікірлер: 19

  • @alganeshhagos5391
    @alganeshhagos539113 күн бұрын

    God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha75611 күн бұрын

    ብትክክል ብሬ ፍልልይ ዘይብሉ ሓዳ ኣካል ሓደ ኣምሳል ኣብ ዓልም ካሊእ ንዕኡ ዝመስል ዘይርከቦ ህዝቢ እዩ።

  • @DileteAwet
    @DileteAwet12 күн бұрын

    Thank you so much!❤❤❤❤❤😊😊😊😊

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay304413 күн бұрын

    ብርሃነ, ኣይትጋገ:: ኣብ ኢት ንመፈንቅለ መንግስቲ ካብ እኹል ንላዕሊ ምኽንያታት ኣለዉ:: ብጉቦን ድለላን መ/መ ክተወግድ ኣይትኽእልን::

  • @BirhaneGebre-g1s
    @BirhaneGebre-g1s13 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @atsedemulubrhan8770
    @atsedemulubrhan877012 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @TemesgenTeklay-ll6pf
    @TemesgenTeklay-ll6pf13 күн бұрын

    አብዚ አሎ ሰብይ ብዙሕ ሰብ ዘይፈለጦ ሊቕ ተነታናይ

  • @birhanebezabihambaye6636
    @birhanebezabihambaye663612 күн бұрын

    Bravio Girmai Hagerawe

  • @user-di4it4xi1o
    @user-di4it4xi1o13 күн бұрын

    ብርሂን

  • @chdy8227
    @chdy822713 күн бұрын

    ብሪህን ጀግና ወክል ትግራይ ቲግሪኛ የማን ፀጋም ከይበለ ዝቃለስ ዘሎ ጀግና

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare50913 күн бұрын

    Thanks Berhane for your great analysis Abiy regime. America Is with Abiy. Biniam is hero of Eritrea and Africa.Huwahat cares for their party not to Tigrai people.

  • @tesfaldettesfazgitesfazgi9848
    @tesfaldettesfazgitesfazgi984813 күн бұрын

    Ata nefat afafe entadeka gedisuka nay eritrea baelna alenayo nay tegrayeka zeytgeber wedi herkam wedi shermuta belae mentsefu 😂

  • @frehiwet7809
    @frehiwet780913 күн бұрын

    ብርሂን ብደንቢ ክትርዶኦ ዘለካ ስግአት ክህልወካ ዘይግበአካ ነገር እንተሃለወ እቶም ትኽኽለኛ ዝበሃሉ ናይ ህዝቢ ህልውናን ጥቕሚን ህዝቢ ትግራይ ዘቕድሙ መራሕቲ ሕወሓት ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምምላስ ሓሳብ የብሎምን እታ ኢትዮጵያ እትበሃል ዝበስነዓት ዓዲ እውን ከምዘይትቕበሎም ኮታስ ከምእተጥፍኦም አንዳዕዲዖም ብደንቢ ይፈልጡ እዮም ክትርደኦ ዝግበአካ ግን አብ ውሽጢ ሕወሓት ሕወሓት መሲሎም ከም እሊት አምሓሩ እግሪ ግዝያዊ ስልጣን ዘሃቦም ጎይቶኦም እናላሓሱ ክነብሩ ዝደልዩ ኩሎም እንከይኮኑ ውሕዳት ነቲ ትኽኽለኛ ሕወሓት አብ ማእኸል ሕወሓት ዕንክሊል የብልዎ አለው እቲ ስብሰባ ምክያዶም ድማ ወሳኒ ምዃኑ ክትርዳእ አለኻ ምኽንያቱ ድማ እቶም እግሪ ጎይቶም እናለሓሱ ክነብሩ ዝደልዩ ሕወሓት ዝመስሉ ግን ድማ ሕወሓት ዘይኾኑ ብጉሕለትን ብሕማቕ ገበንን ዝጨቀዩ ብጉባኤ ክፅረጉ አለዎም ብድሕሪኡ እዩ እቲ ትኽኽለኛ ንህዝቢ ዝጠቕም ውሳነ ክመፅእ ዝኽእል መጀመርያ እትውድብ እንተድሒኑ እዩ ህዝቢ ክድሕን ዝኽእል አብ ከብዲ እግርኻ ዕሾኽ እንተሃልዩ ግና ከምልብኻ ክትስድር አይትኽእልን 99.9% ናይ ሕወሓት መራሕቲ እንተሓቲትካዮም ናብ አራት ኪሎ ናይ ምምላስ ሓሳብ የብሎምን ኩሎም ዝብሉዃ ደጊም ነቲ ሰይጣን ሰብአይ እንተስ ብዕርቂ እነተስ ብሓይሊ አወጊድኻ ንኢሳይያስ ማለቶም እዩ ገፅካ መሊስኻ ምስ ሓው ህዝቢ ኤርትራ ሓቢርካ ምንባር እንኮ መማረፂ ዘይብላ እዚአ እያ እዮም ዝብሉኻ ።እዚኣ ድማ እያ እታ ሓቂ ።ስለ ዝኾነ ብዘይ ምርዳእ ህዝቢ እናተሳቐየ ንሳቶም ንስልጣን ክብሉ ነኒ ባዕሎም ይባልዑ አለዉ ዝበሃል ዘሎ ብወገነይ ተቐባልነት የብሉን ኩሉ ክኸውን ዝኽእል እቲ ትኽለለኛ ንህዝቢ ዘቕድም ሕወሓት ህዝቡ አብ ጎኑ አሰሊፉ ንቶም ፅግዕተኛ ሓሳኹ ሕወሓት መሰል ከውግዶም አለዎ ።ብድሕሪኡ እቲ ትኽኽለኛ ወዲ ህዝቢ ዝኾነ ሕወሓት ቅድሚ ኺናት ይኹን ድሕሪ ኹናት ዘጥፎኦም ጥፍአታት ንህዝቡ ይቅርታ ብምሕታት ንህዝቡ ክኽሕስ አለዎ።

  • @kirosguesh

    @kirosguesh

    12 күн бұрын

    Haw frehiwet amet muleea Eko sbseba geyrom meaz eyom kserhu

  • @emanuelhadgu2533
    @emanuelhadgu253312 күн бұрын

    Wedo geba eyu weldo geba aykonen kubur haw

  • @awetabadi6548
    @awetabadi654812 күн бұрын

    ታይ ኮይኑ ሰላም ዘይመፅእ ጠንካራ መንግስቲ እንተሎ ህዝቢ ምንም ሽግር የብሉን ፖሎቲከኛ እዩ ፀገም ዘምፅእ ዘሎ

  • @mica9414
    @mica941413 күн бұрын

    Bejaka lenka isi Tigrai sebahal abmakorka wetifo

  • @amelworkdesta4601
    @amelworkdesta460112 күн бұрын

    no like your stayl

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq13 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤