🔴7ይ ንጉስ ናይ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ምስ 7ይ ንጉስ እስራኤል ኣክኣብ እዋናዊ ጉዳይ guday betkrstiyan Eritrean orthodox church

©Mdre Canaan
Subscribe for more @Mdrecanaan

Пікірлер: 32

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu13593 ай бұрын

    Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. Egziabher.Kefared.Eyu.✝️☝️😢🙏🙏🙏❤️

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam124 ай бұрын

    ክቡር ሓወይ እኳዕ ብሰላም መፃኻ ብበዝሒ ሓጥያትና እዩ እዙ መራሒ እዙይ አውሪዱልና ዘሎ እዙ ኹሉ ማዓት እናሃለወ እውን ሰብ ልቡ ደንዲኒ ናብ አምላክ አይተመለሰን 😢😢😢😢😢

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus39294 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት ንዕኡ ዝፈርሁ መራሕቲ ይሃበና

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    4 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @tocaboca4654

    @tocaboca4654

    4 ай бұрын

    Amen Amen Amen

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief68074 ай бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna Egziabhier mhretu yewrdelna 🙏🙏🙏

  • @simretgebre1445
    @simretgebre14454 ай бұрын

    Amen Amen Amen 🙏

  • @haderakelati1160
    @haderakelati11604 ай бұрын

    ብሓቂ ንጉስ ኣክኣብ ካልኣይቲ ሱሙ ድማ:-((ንጉስ ማይ ይባሃል))ንጉስ ኮፒ ዊን ይባሃልዩ ።ስለ ዝሃብካና ቃል ግና ቃለ ሂወት የስማዓልና። ንቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ድማ መህረቱ ይኣዝዘሎም ንኩሎም ኣመንቲ ድማ ጸጋን ሓይልን ጥበብን ምስትውዓልን ሂብ ርግኣት የውርደሎም። ❤❤🍇🍃❤❤🍇🍃❤❤🍇🍃❤!!!

  • @Mdrecanaan

    @Mdrecanaan

    4 ай бұрын

    Amen 🙏

  • @user-ol4yw5sx6l
    @user-ol4yw5sx6l4 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብዝሓለፈ መከራ😢😢 ይኣኽሎኩም ኢሉ ምሕርቱ የውርደልና ንውፅዕ ህዝቢ ዘዳምፅ መንግስት የውርደልና ልዑል ፈጣሪ ቃል ሂወት የስመዕልና ኹቡር መምህርና ኦ ንጉስ ስማይን ምድሪን ጎይታ ስራዊት ንምድርካ ከም በዝሕ ምሕርትካ ጠምታ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @gezachnteklegeshu9158
    @gezachnteklegeshu91584 ай бұрын

    Amen Amen

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus63904 ай бұрын

    Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen

  • @dehabkifle3663
    @dehabkifle36634 ай бұрын

    Amen when amen eizguabehr selamu yeluakeluna

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam30974 ай бұрын

    Kale hwet ysmealna amennnn3

  • @user-mo6vd4sz9b
    @user-mo6vd4sz9b4 ай бұрын

    ብሓቅ ቃል ሂወት የስመዐልና🎉🎉

  • @alganeshteclai1797
    @alganeshteclai17974 ай бұрын

    Qale hiwet ysemalna 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @teweldeberhane7807
    @teweldeberhane78074 ай бұрын

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @rutamisginamisgina3489
    @rutamisginamisgina34894 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣቦና ♥️♥️♥️

  • @hiwotiasu9601
    @hiwotiasu96014 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @elsagebreselassie4705
    @elsagebreselassie47054 ай бұрын

    አሜንንንንንንንንንንንን

  • @fthawitdawit1373
    @fthawitdawit13734 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freweyenimehari5460
    @freweyenimehari54604 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉 amenAmen Amen

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray4 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-yy6cy1wd9q
    @user-yy6cy1wd9q4 ай бұрын

    ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @user-pm2ul5pg1r
    @user-pm2ul5pg1r4 ай бұрын

    ኩቡር ክትብሎ ብምንታይ እዩ ከ ከቢሩ መምህረይ ካብዚ የድሕኖ ንኣዳም ንሱ ካብ ዝመጽእ ሂወት ሰብ ረኪሱ ሜሬት ብደም ጨቅዩ 😢 ህዝብን መንግስትን ኩልና ብትዕቢት ተወጢርና ኢና ዋ ባዕሉ ጎይታ ምሕረት የውርደልና🙏

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket64004 ай бұрын

    ኩቡር ቀዳማይ ሚንስተር ምባልካ ግን ዘሕፍር እዩ! ብምንታይ እዩ ዝኸበረ እዚ በላዒ ሰብ😢😢😢

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane73014 ай бұрын

    ዶክቶር ኣብዮት ከመይ ኢሉ ቤተክርስትያን ከኽብር መስቀል ትሕቲ ጫሙኡ ረጊጹ እንዳኸደ እዝጋብሄር ኣምላኽ ነቶም ኢትዮጵያውያን ዝሓሸ ይምጻኣዮም ደኣ እምበር እቲ ቅትለት እሱ ኸሎስ ኣይዕርፍን እዩ ።

  • @samrigaltigray6853
    @samrigaltigray68534 ай бұрын

    እንታይ ኣሎ ድዩ

  • @burnlies
    @burnlies4 ай бұрын

    እዚ ብቀዳማይ ሚንስተር ኣሕመድ ኣብ ኢትዮፕያ ዝገዝእ ዘሎ መንግስቲ ናብ ስልጣን ምምጻኡ ዝተፈላለየ ፖለቲካውን ጸጥታውን ስልትታት ይጠቐም ብዘየገድስ ኢድ ውጥን መለኮታዊ ሓይሊ ከምዘለዎ ፍጹም ኣይንጠራጠርን. ኣብቲ ፈለማ እዋን ብስም ቃል ቅዱስ መጽሓፍ ዝተኣጀበ ንሰብ ብዘስድዕ ጠስሚ ዘረባታት ብዙሕ ህዝቢ ኢትዮፕያን ኤርትራን ዝማዕበለ ማሕበረሰብ ዓለምን መንግስታቶምን ከይተረፉ ኣእምሮኦም ክጨዊ ዝኸኣል ኮይኑ ዓለም ለኻዊ ናይ ሰላም ኖቬል ሽልማት ብቐሊሉ ከውህቦ 'ውን ኣኽኢልዎ 'ዩ. እዚ ማለት ከኣ መራሕቲ ህወሓት ዝኣክል ናይ መንግስታውን ጸጥታውን ተሞክሮ ይሃልዎም ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ጸጥታውን ሽርሕን ኣሰራርሓ ክምክት ዝኽእል ዓቕሚ የብሎምን ማለት 'ዩ. እዚ ፈጣሪ ኣብ መወዳእታ ዓለም ክፍጽሞም ንዝደልዮም መለኮታዊ ውጥናቱ ኢትዮፕያ ካብ እተን መጀመርያ ስራሕቱ ዘሳልጠለን ዞባታት ዓለም ሓንቲ ኣካል ምዃና ዘመልክት 'ዩ. # ኣስታት 90% ላዕለዎት ወትሃደራዊ መራሕቲ ፌደራል መንግስቲ ኢትዮፕያ ተጋሩ እንከለው, ምሉእ ምክልኻል ሃገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ጀነራላት ተጋሩ እንከሎ, መላእ ቁጠባን ስልጣን ፌደራል መንግስቲ ኢትዮፕያ ኣብ ትሕቲ ኢህወደግ እንከሎ ከምቲ ኣንበሳ ዝሃጀመን ኣድጊ በረኻ መራሕቲ ህወሓት ብዘይ ልቦም ንትግራይ ምህዳም ፈጣሪ ናይ ፍርሓት መንፈስ ልኢኽሎም ነይሩ ኢልካ ክትገልጾ ዝሓሸ ምኽንያት ንብል. # ሕጂ ብግብሪ ንሪኦ ከምዘለና ኹናት ትግራይ ንመላእ ቀርኒ ኣፍሪ ጸጥታውን ፖለቲካውን ኹነታት ነጥቢ መቐይሮ ምዃኑ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ. ሕጂ ከኣ ኢትዮፕያ መሰረታዊ ጸገማታ ንምፍታሕ ትግራይ ጎዝያ እትገብሮ ፈተነታት ግዜን ቁጠባን ሓይሊ ሰብን ካልኦት ኣገደስቲ ነገራትን ብኸንቱ ምህላኽ ተዘይኮይኑ እትመጽኦ ኣዎንታዊ ለውጢ ኣይክህሉን 'ዩ. ካብ ጸገማትካ ክትትስእ ፈለማ ዝወደቕኻሉ ሸነኽን ብጌጋ ተሃላሊኽካ ዘፍረስካዮ ሓጹርካን ክትጽግን ይግብኣካ.

  • @lewamtesfa7887
    @lewamtesfa78874 ай бұрын

    Nska loqmax eka n abi kbur elkayo nzey kbur tekbr .kale ytref nhaymanot but I bebalietu keyzarebn keybeasn nzserh kbur brezdent eseyas gn kbur elkayo aytfeltn amselu kbur meten nnebsu yekbreka nskawun nmeb ferihka kbur kem tbl teazibnaka bhaymanot ktzareb mejemerta lbka axri. Nhusur endakberka aykonen bsenki qalatka axarikana keman qnena zgodelo Sarah yu natka

  • @tocaboca4654

    @tocaboca4654

    4 ай бұрын

    B Araayaslase ztefetre kbur eyu maletu eu enber eti abbayta zelo haki yzrzro alo

  • @michaelissack9271
    @michaelissack92714 ай бұрын

    ❤❤❤

Келесі