30. 6. 2024 ሰንበት መዝሙር ምርጫ

Музыка

ሰማዕትና ዕዙዝ ሰላምታና ብምቅዳም እቲ ወትሩ ሰንበት በዚ ሰዓት ነቕርበልኩም መደብና፡ “ናታትኩም ናይ ሰማዕቲ፡ ናይ መዝሙር ምርጫ ክፍለ ግዜ እዩ ዘሎና " በዚ ኣጋጣሚ ኩሉኹም ተኸታተልትና “ ንፈተውትኹምን: መቕርብኩምን: መዛሙር ክትመርጽሎም ከም ትኽእሉ እናሓበርና ኣብ ፌስ ቡክ: መሰንጀርናን ፡ ብኢመይል ኣድራሻናን " ምርጫኹም ክትልእኩልና ብሓጎስ ነበስር ተባረኹ።

Пікірлер: 3

  • @KeseteMebrauto
    @KeseteMebrauto27 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን🙏🏼

  • @tsigheamanuel3555
    @tsigheamanuel355527 күн бұрын

    Amen 🙏

  • @ZaidGhebremedhin
    @ZaidGhebremedhin27 күн бұрын

    Goyta ybarkum voice of selamna

Келесі