10 ምልክታት ናይ ቅድመ-ሕማም ሽኮር (10 symptoms of pre-diabetes).

Пікірлер: 9

  • @hiwetleul4061
    @hiwetleul4061 Жыл бұрын

    ሰላም ዶክቶር ብታዕም ጽቡቅ ብዛዕባ ናይ ቆልዑ ኢባ ካልኣይቲ ቭዶ ስርሐልና ኣብ ሕብረተሰብና ኣፍልጦ የብልናን ኣዝዮም ብዝሓት ቆልዑ ሳኣን ኣፍልጦ ይጥቅዑ በጃካ ቭዶ ስርሐልና ብጣዕም ኣብ ሕብረተሰብካ ትገብሮ ዘልካ ኣበርክቶ ነመስግነካ ሙሉኢ ጥዕናን ነውሕ ዕድመን ያሃብካ ፈጣር::

  • @ht261
    @ht261 Жыл бұрын

    Thanks for the information

  • @merhawiyemane6552
    @merhawiyemane6552 Жыл бұрын

    thanks ,very usefull information

  • @4stargeneral542
    @4stargeneral542 Жыл бұрын

    Thanks so much

  • @godisgoodallthetime1124
    @godisgoodallthetime1124 Жыл бұрын

    Thank you God bless you more Dr Yemane

  • @wediselie994
    @wediselie994 Жыл бұрын

    Good program doctor thank you .we are more learning.

  • @ngusegebrihiwet8715
    @ngusegebrihiwet8715 Жыл бұрын

    I have those signal thanks bro dear

  • @zenawiamine4922
    @zenawiamine49225 ай бұрын

    Selam kemey Himam shekor yehaweyi do.

  • @triple-s9402
    @triple-s9402 Жыл бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻካና፡ ብጣዕሚ የመስግነካ በዚ ዓይነት ፍልጠት ድማ የድንቐካ ፡ ንጹር መረዳእታ ኢኻ ትህብና ዘለኻ። ሕቶ ኣላትኒ ብዛዕባ ሸበት (White Hair) ጠንቁን 1. ጠንቂ ጻዕዳ ጸጉሪ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ እንታይ እዩ? 2.ጸጉሪ ድሕሪ ጻዕዳ ወይ ግራጭ ናብ’ቲ መበቆላዊ ሕብሩ ክምለስ ዘይክእል ስለምንታይ’ዩ? 3. ንክምለስ ናበቲ ንብር ሕብሩ'ከ እንታይ ክንገብር ኣለና? 4. ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዛዕባ ጻዕዳ ጸጉሪ ናብ’ቲ መበቆላዊ ሕብሩ ክምለስ ዝተፈላለየ ምኽሪ ይህቡና እዚ ክሳብ ክንደይ ኣብ ሓቂ ’ ዩ ይምርኮስ። ኣስፍሕ ኣቢልካ ሓብሬታ እንተ ትህበና ጽብቕ ኔሩ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን፡ ሂቡ ብጸጋን በረኸትን የዕብካ ዶክተር የማነ። Again and again I appreciate you, about the knowledge your giving to us and God Bless you Thanks .

Келесі