ናብ ራኢ መደብ ጥዕና እንቓዕ ብደሓን መጻኹም:: እዚ መደብ ጥዕና ብ Dr #ተኽለ_ኣፈውርቂን ፡ ክኢላ መድሃኒትን ተማራማሪ ልብን ሰራወርደም (Cardiovascular Researcher Scientist, PhD) #ራሄል_መለስን: ክኢላ ጋዜጤኛን ማሕበራዊ መራኸቢታትን (MA Global Journalism) ብሜላ ምንባር ኣማኻሪትን (Life Coach) እንዳተዳለወ ዝቐርብ መደብ እዩ ::
'ራኢይ ኣሎኒ'
ህዝብና ኣብዝሃለወ ሃልዩ፤ ብዝዕባ ጥዕናን መደሃኒትን ምንቃሕን ብቀሊሉ ክርዳእ ብዝከኣል ምምሃርን ዘድልዮ፥ ሓበሬታ ብቐሊሉ ኪረክበሉ ዝኽእል መገደ ከዳሉ እጽዕር፥፥ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለመ ዝርከብ ህዝብና፤ ብዚተፈላላየ ምኽንያት ናይ ጥዕና ኣገልጉሎት ክረክብ ዝይከኣለ ኩሉ፤ ነዚ መብርሂ ከም መወከሲ ኪጥቐመሉ ይዕድም፥፥
ብተወሳኺ፥ ኣብ ዓውደ ሲነ ልቦና: ወልቃዊ ዕብያት: ሞራላዊ፣ ስነ ኣእምራዊ ዘተኮሩ ኣዚኦም ሓገዝቲ ዝኾኑ መጽሓፍት ክንዝቲን ኪኒማያየጥን፥ ሚክሪታት/ትምህርቲ ዝወሃበሉ ቻነል ኢዩ።
ኣገዳሲ ሓቤረታ (Disclaimer):
ኣብዚ ቻነል ራኢ መደብ ጥዕና ዘለዉ ትሕቶታት ንሐቤሪታ ጥራይ ዝተዳለወ እዩ። ንዝዀነ ናይ ሕክምናዊ ምርመራን ክንክንን ኣቀዲምካ ንሓኪም ተወከስ።
ኣብዚ ነቕርቦ ሓበሬታን መግለጽን ንምርመራን ክንክን ንሕውየት ኰነ ንምክልኻል ቅድሚ ምጥቓምካ ምስ በዓል ሞያ ሕክምና ተዘራረብ። ዝዀነ ኣብዚ ነቕርቦ ናይ ምዕዶ/ምኽሪ ትሕዝቶ፥ ናይ ሕክምና ብዓል ሞያን ምኽርንን ዝትክእ ኣይኰነን። ንዝዀነ ዝመጽእ ሕቶን ክስን ከኣ ተሓታት ኣይንወስድን።
Пікірлер
Lino is one of the few concerned citizens who has gone beyond his age for the betterment of his community. What he deserves is complements, for the valuable contributions not the kind of treatment he is getting. Please come out of the negative vibes and give him the moral support that he deserves. Otherwise, if we continue to to dissuade and demoralize our intellectuals like this, our fate as a community will be bleak. Lino keep it up whatever the consequences, your work will speak forever.
8
Beautiful couples was very interesting stay blessed
ኣዮዲን ዊሒድዋ እንተድኣ ሕበጥ ጌራ ጨው ክትወስድ ኣሎካ'ዶ
መዓር ከመይ እዩ ምስ ትብሎ ሽኮራዊ
Thank u Lino hawey❤
1
Slam kemy an heto aleni an nay kexli alerji alni b dokter mdhanit alni ez tetkemko sheger alew diyu
❤❤❤
መርሓባ ዶክተር ኣዝየ ካብቶም ዝድንቖም ኣለዉና ዝብሎም ሓደ ኢኻ፡ ሞያዊ ምኽርኻ ደልየ ኔረ፡ ብዛዕባ diabetes. ❤
I love the place
Vey interesting topic thank you guys God bless you.
You look so beautiful both of and I am glad to see Rahela she a very humble woman
Broccoli
Batamie xbuq Srah qexliwo Ftari ybarkum .
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ሃሎ ወደይ ዶክቶር ብቀዳምነት ሰላምታይ ንዓኻ ይኹን ንሙሉአት ስድራኻ አይረሳዕኩን፡ ብምቅጻል አነስ ክሰምዓካ፡ብጣዕሚ እየ ዝሃርፈካ ምኽንያቱ በቲ ብቀሊል ዘይግመት፡ ጥዕናዊ ትምህርትኻ ንኹሉ ዝሕግዝ ዝጥቅም ህክምናዊ ጥዕናዊ ተመሓላልፎ ኩቡር ግዜኻን ፍልጥትካን እናመስገንኩ እታ ሓንቲ ተጨንቀኒ ግን ዝበዝሕ (English )ስለ ትጥቀም ስለ ዘይርደአኒ ከም ልበይ ገረ አይሰምዖን እየ ምስ ይቅሬታ ከም ዝመስለኒ ከማን ብዙሓት አለዉ ከምዚ ናተይ፡ ንበዓልቲ ቤትካ ራሄል ጓለይ ከአ ብጣዕሚ ከየመስገንኩዋ፡ክሓልፍ አይደልን(አይትቅናእ😅) ተሓበን ኢዚ ወደይ ፡ምኽንያቱ ክብ ዓቅማ ንላዕሊ ትግሪኛ ትገልጽ ኔራ ብጣዕሚ አደኒቀያ እሞ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ አምላኽ ምሳኹም ይኹን ገዛኹምን ደቅኹምን ይባርኽ እዞም ደቀይ ከምኡውን አምላኽ መመሊሱ ይወስኽኩም ንዓኹም ኮንኩም ፡ንህዝብኹም ክትኮኑ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክምን ዘደንቀኩምን ቀጽልዎ❤❤❤❤❤❤❤
Sire zeytgebr aymhashen
Hello 👋 homey, how are you doing? It's nice to see you with your beautiful wife and good job.
Tigrina aytkiel dya Sebeytkaa
❤❤❤
አሕዋተይ አም አነስ አብ ስደት አየ ዘለኩ አብ ገዛይ አንታይ ከገብር አለኒ ናብ ሕክምና አዉን ከአቲ አይፍቀደለይን በጃኩም ተጨኒቀ አየ ዘለኩ ገለ በሉኒ
ሰላም ዶከተረይ ይለ ትህበና ት/ ቲ ካብ ልቢ ነመስግን ግን አነ ክሓተካ ደልየ ዘለኩ አብ ወሽጢ ሸለፍና ወይ አብዚ ከባቢ ማህፀንና ዘሉ ናይ ክልተ አግርና ከም ዕፍራር ዝወፅአ አንታይ ይባሃል ሳሒት አወን አለወ ብከመይ ከ ነጥፍኦ ምስ ይቅርታ ሕቶ አብዚሐ ነዘአ ተገዲስካ አብ ቦታ ኮምት መልሰለይ አብ ገዛ ኮይነ ብከመይ ይጠፍአ ንሕክምና ክአቱ ስለ ዘይክአል አየ
ኣነ ምስ መዓር እየ ዝጥቆሞ 3ፍረ ጊን ማራ ድካም ትህኪት ድቃስ የምፅኣልካ
ሰላም ኩብር ሓወይ ድካም ኣምፂኢለይ ኣነ ኣጠቃቅማ ንገረና ማለተይ በዝሒ መዓልትን
ሃይ ደ/ር ቅድሚ ሕጂ ኣይፋልጣን እየ ብሓደጋ ክሳደይ መስበርቲ ምስ ገጠመኒ ግን ድሒራ ጉሪንጉሪት ናይ ደገ መጺኣትኒ ምትእስሳር፥ዶ ይህልዎ ሕጂ እሞኽኣ ምውሓጥ ከሊኣትኒ
Thank you excellent and practical lesson
I will continue follow your ongoing education - keep it up #Rae
Excellent education. I am by profession a nurse practitioner in Canada - I also never remember any medical education that advise to treat illnesses only by advising changes in diet and correcting your gut wellness
Is hypotyroidism can cured?
❤🎉
👍
How can I contact you? I need to talk to you personally.Thank you
My number is on display
ሐንቲ ዓይነይ ሕርሕኽር ትብለኒ ካብ ምንታይ ይኸውን፤።
Ewe tsibuk zehawey wedi dibariwa hawuna hagizena ferefor alena ab zihatsere keteriena ktsibe ena
Ere deguter nateys kam kab sga ena may zmese endawetseni emo bmtay kdhn ykl eba melseley
ሰለም ንትግብሮ ብሩህ መጻኢ ዓወትካ እምነ ለምለም ካብ ሮማ ኢታሊ❤
5
ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹልካ ብመጽሐፍ ከተስፍሮ ተስፋ ይገብር ❤❤❤
Dr lino you are right how can we order vitamin D magnesium sink silinom
Sverige
Hej. Bror
🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷
🎉🎉🎉🎉😕🦁🦁👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾 Bravooo God blessed you keep Going !!
I will take care me for you , you will take care yourself for me.🦅🆒
ራኢ
ራኢ ራኢ ራኢ