Eritrea ጽባሕ

Eritrea ጽባሕ

ጽማቅ ዘበን

10-07-2024

10-07-2024

04 july 2024

04 july 2024

ደም ትማሊ ኸ ?

ደም ትማሊ ኸ ?

ቀይሕ ባሕሪ

ቀይሕ ባሕሪ

Пікірлер

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay31288 ай бұрын

    Ertaway aswey eyu amhuru eyum kedat amhuru and deky amhuru... E Ezyom amhuru kedat amhuru feke and amhuru fo...yelet ertaway, Eritrea and...fo ertaway....ertaway tigrane,tigranes tigray zeketely tigray, ertaway aswey wekray,.. I'm ertaway werasay TDF 🇪🇷 🤪.

  • @nuraomer2261
    @nuraomer22619 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay31289 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉,enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..awet nafash..abedey,I'm ertaway werasay TDF I'm ageme and I'm ertaway werasay TDF I'm 🇪🇷 ❤️..awet nafash,,I'm weyeen TDF werasay, weyeen TDF, AWET NAFASH I'm ageme years older and,,adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️..I'm TDF,...TDF, adey TDF tigranes and,,I'm not Eritrea, amharay,,,..I'm TDF, tigranes, tigray, tegre, Eritrea enka tigray tawet 10,10..

  • @desbelearaya7062
    @desbelearaya70629 ай бұрын

    መቅጻዕቲ በትሪ ኤርትራዉያን ኣይጸገብዎን መስለኒ።

  • @teklayghirmay9404
    @teklayghirmay940410 ай бұрын

    ፍትሒ ድብሃል ናይ ሃገርካ ሕማቅ ጎኑ ኣሊኻ ታሪኽ ሃገርካን ባሃል ሕብረተሰብካ ኣኽቢርካ ድከይድ እዩ ፍትሒ ሃገርካ ሸትካ ፍትሒ ድብሃል ዮሎን ከምዚ ናትካ ትምህርቲ የድልዮም እዩ

  • @yohannestesfay3128
    @yohannestesfay312811 ай бұрын

    1 sebeb yakele, and,,adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️

  • @desbelearaya7062
    @desbelearaya7062 Жыл бұрын

    ልክዕ ኣለኻ ሰብ ኣንቢቡ ጥራሕዩ ጌጋን ቅኑዕን ኢሉ ዘድልዮ ክወስድ ዘለዎ።

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын

    ኣረጋይ ብ ሓዃሪ ኣድጉ ንግሆን ምሸትን ክጽረፍ እንከሎ ደኣ ዘይ ትምልሰሎም? ከምታ ኣስቅጥ ኣቢልካ ትሰሙዖም ዝነበርካ ሕጂ ዉን ኣስቅጥ ኣብል ብዛዕባ ኣረጋይ ኣይ ምልከተካን ኢዩ። ካልእ ሞያ ቀይር፣

  • @extrainfoonline
    @extrainfoonline Жыл бұрын

    ንስኻ ደስ ዝበለካ እንዳበልካ ንሰብ ኣስቅጥ ኣብል ብዛዕባ ኣረጋይ ኣይ ምልከተካን ኢዩ። ምባል ካብ ነብስኻ ጀምር ። ቅድም ንስኻ ኣስቅጥ ንዑኡ ድማ ባዕሉ እቲ ዋና ኣስቅጥ ይበሎ ።

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын

    ን ሃገርና ማዕረ ኣረጋይ ዘይ ሰራሕካላ። ክትፍለጥ ፌመስ ዉሩይ ክትመስል ደሊኻ ስም ኣረጋይ ተልዕል ዱሁል ስቕ በል ድቃላ🇻🇳🐒 ዓድዋ😁🇻🇳 ጁንታ!🇻🇳🐍🇻🇳🐒🇻🇳🐒🤪🐒🤪😂😂😂😂

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e Жыл бұрын

    Wwwwwwooo Eritrea🦁ወትሩ💪ሃገረይ!🇪🇷🕌🇪🇷💒🇪🇷👍👍👍

  • @tkentertainment6307
    @tkentertainment6307 Жыл бұрын

    anta berhe bejaka eske teseter alem zmeskero nabey nabey eyka teblo nezi zereba.

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    Tk ኣነ ምስ ሕልናይ ክባኣስ ኣይደልን ብልክዕ ተረዳኣኒ ንህዝቢ ትግራይ ዘጋጠሞ ማንም ሰብ ክኽሕዶ ኣይክእልን ኢዩ ንዓይ ውን ከቢድ ቃንዛ ኢዩ ዝስማዓኒ ፈጸምቱ ኢና ንዛረብ ዘለና ንገበናት ካኣ ብጭብጢ እንተ ኢልና ሰራዊት ኢትዮጵያ ንተጋሩ ኣብ ሓዊ ከሕርርዎም ክርሽኑ ብገደል ከጽድፉ ሪኢና ኢና እዚ እኹል ጭብጢ ኢዩ። ብተጋሩ ኤርትራውያን ክርሸኑ ዝረኣናዮ ጭብጢ ኣሎ። ብሰራዊት ኤርትራ ግን ወላ ሓንቲ ቪዶ ጭብጢ ሲኢና ኣሎ ትብል እንተ ኮንካ ኣቅርበለይ።ብተባህለ ግን በብቅሩብ ዝርሳዕ ዘረባ ኢዩ እቲ ዝተረኸበ ጭብጥታት ግን ዘይሃስስ ታሪኽ ኢዩ።

  • @salvato7665
    @salvato7665 Жыл бұрын

    ሰይጣን ሰበይቲ በምዑት ደቃ ትጻወት እምበር ለባም ሰበይቲ ኣራኣናን ኣይክንርእን ውን ምክኒያቱ ተፎጥሮኤን እዩ ንሳ ያ ዓቅመን

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ኣንስቲ ኩለን ሰጣውን ክንብል እንተ ኪኢልና ትክክል ኣይመስለንን ክንደይ ለባማት ኣለዋ ኣይንለክመን ትቅተል ዘላ ጋል ኣንስተይቲ ኢያ ስለዚ ደቂ ተባዕትዮ ተኣራራሪምና ምኻድ ይሓይሽ።ኣቦታትና ሰበይቲ እንተ ከደት ሰበይቲ ትመጽእ ይብሉ እምበር ዘገጠመ ኣጋጢሙ ሰበይቶም ኣይቀትሉን።

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 Жыл бұрын

    ነቶ አውራጃ ሕማም ዘለዎም ምስ ትግራይ አለና ክብሉ ዝጸንሑ ዝፈሸሉ አረድአዮም ።

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    Ftsum ኣብ ዝሃለዉ ይሃልዉ ምእራም ኢዩ ዘድሊ።

  • @user-ns8ty2ml3f
    @user-ns8ty2ml3f Жыл бұрын

    ኣበይ ኣለዉ ድኣ እቶም ጀጋኑ ትብሎም ዘለኻ ኣብ ኤርትራ ጅግና ዝባሃል የለን ንሓደ ሰብኣይ ዘይኮኑ ድኣ ከመይ ኣቢሎም ጀጋኑ ክኮኑ ኣንታ ብሩክ ሓው ፈቲና ጸሊእና ኢሰያስ እዩ ጀግና ሰጥ ለጥ ኣቢልዎም ዝከይድ ዘሎ ኣብ ኤርትራ ዝሃድም ሰብ ጥራይ እዩ ዘሎ ።ኣጆካ ኣይትቆጣዕ ሰላም ጌርካ ጥራይ ደቅኻ የዕቢ። እምበር ጀጋኑስ ሪኢናዮ ትማሊ ተጋሩ ንመስዋእቲ ድሕር ዘይብሉ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ።ተጋሩ ኣይተልዕሎም ክቡራት ደቂ ክቡራት እዮም ።

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ኢሰያስ ብጅግንነት ኤርትራውያን ኢዩ ፕረስደንት ሃገር ኤርትራ ኮይኑ ዘሎን ዝቅጽል ዘሎን በይኑ ተቃሊሱ ኣይኮነን ፕረስደንት ኮይኑ በይኑ ተቃሊሱ ኣይኮነን 3ወራርት ኣፍሽሉ እዚ ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈጥፈጥ ዘብላ ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ ኢዩ ወርሳይ ወዲ ተጋደላይ ህዝባዊ ግባር እቶም ጀጋኑ ደርጊ ደምሲሶም ሃገሮም ዝመለሱ ብደሞም ዳግማይ መሊሶም ባንደረአኦም ከምተበልብል ዝገበሩ።ስለምታይ ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ሃገረ ትግራይ እናበለ ይቃለስ ኣሎ። ጅግንነትን ፍሽለትን ኣበየነአኦም ኢዩ ዘሎ።ን ኢሰያስ ጅግና ኢልካዮ ኣለኻ ኣብ ጎድኑ ተጋሩ ድዮም ዘለዉ ወይስ ሰመላውያን? ኢሰያስ ብ ኤርትራውያን ኢዩ ጅግና ኮይኑ ዘሎ ብጀይካ ኤርትራውያን ን ኢሰያስ ጅግንነቱ ክምጥሎ ዝኽእል ሓይሊ ኣብቲ ዞባ የለን።

  • @tkentertainment6307
    @tkentertainment6307 Жыл бұрын

    በርሀ ዓርከይ ስቅ ይሕሸካ ምስ ተጋሩ ጽልኢ ኣየድልየካን ኢዩ፡ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ዝጠቅም እንተዝከውን ንህዝቡ ምጠቀመ፡ ደሓር ኣብ ኣራትኪሎ ኮይኑ ዘጽነቶም ኣዝዮም ንጹሃን ደቂ ህዝቢ ከምዘለዉ ኣይትዘንግዕ።

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey Жыл бұрын

    Kabzi eseyas geyrwa zeleo nilali do keytgebra America kebaleska sekem miblat hagerat konkum kinskum keyaklekum nibal America kitenasu tiwalu libya eko thaysh kab eritrea kisab 7 aletu eko eu nab withdrna zeykede ziser zelo sidra yirdaka alo du abey emo lomi leyti keyrtlna aythadir kabzi zelewo hisemin mekeran keman merefe

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor Жыл бұрын

    Well said bro 👏🏽👏🏽👏🏽

  • @user-ns8ty2ml3f
    @user-ns8ty2ml3f Жыл бұрын

    ኣታ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ተኣለስኪ ካቢዝ ማስሜድያ ድሁል።

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel61013 ай бұрын

    ዑሱብ

  • @wedishagray9861
    @wedishagray9861 Жыл бұрын

    Xibuk zereba ::

  • @motherland1510
    @motherland1510 Жыл бұрын

    LDAA ሓውና መጀመርያ ሰላም, ብምቅጻል ዓወት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምንታይ እዩ? ኣብ ታሪኽ ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ህልቂት መንእሰያት ተጋሩ ኣጥፊእካ, እንታይ እዮም ኣምጺኦም? መንእሰይ ሃሊቁ. ህዝቢ ካብ ጥሜት ሓሊፉ ብዓጸቦ ረጊፉ. ትሕተ ቅርጺ ይኹን ልዕለ ቅርጺ ህንጸት ዓንዩ. ኣብ መወዳእታ ካኣ ተጋሩ ዝነበሮም ዕጥቅን ዕላማን ስሪኦም ፈቲሖም ( ኢዶም ሂቦም ). 2, ሻዕብያ ተሳዒሮም ኢልካ. ሻዕብያ ኣብ ምንታይ እዮም ተሳዒሮም? ህውሓት ዝጀመረቶ ቃልሲ ከይዛዘመት ስሪኣ ከምትፈትሕ ዝገበረ ሻዕብያ እዩ. 20 ዓመታት ብዓለማዊ ሕጊ ዝተበየነ መሬት ኤርትራ ብሓይሊ ሒዛ መን ከማይ ዝበለት ህውሓት ብሓይሉን ትብዓቱን መሬቱ ዝመለሰ ሻዕብያ ብኸመይ ተስዓሪ ኮይኑ ይስምዓካ? ስለዚ ዝተስምዓና ዘይኮነስ ዝተረድኣና ክንዛረብ ኣለና. ምኽንያቱ መጻኢ ወሎዶ ከይተረፈ ዝምሃረሉን ታሪኽ ዝግንጽለሉን ኢና ክንዛረብ ዝግብኣና. ኣምላኽ ሰላም የውርደልና. ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @hyab13
    @hyab13 Жыл бұрын

    You are Wright. Gin men kisemaka kibur hawey. Selam yemtselna Fetari

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ሕማምና ክፍወስ ሓቢርና ብሓቂ ንቃለስ።

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ኣብ ልእላውነት ኤርትራ የሕሊትካ ዝዋሃብ የለን እተን ወደባት ውን ውዒልና ሓዲርና ክንመልሰን ኢና ወላ ንከሰላ ሓደ መዓልቲ ክንመልሳ ክንሓስብ ኣለና ኤርትርን ኩናት ወወሊዕካ ኣብ ልእላውነት ኤርትራ ርብዒ ፍርቂ ይብጻሓኒ ስለ ዝበልካ ክትዋሃብ ኣይሰርሕን እኹል እኮነምን ሓይልን እሞ ንጨብጥ ንሕና ውን ከም ዓለምና ብሓይልኻ ኢኻ ልእላውነትካ ተውሕስ።

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    እቲ ንጹህ ተጋደላይ ልዕሊ ዓቀን ተቃሊሱ ልዕሊ ኩሉ ብተደጋገሚ ዝተበደለ ትማሊ ጸላእቱ ዘድንን ዝነበረ ሎሚ ደኒኑ ክነብዕ ክርእዮ ከለኹ ዝስማዓኒ ቃንዛ ብቀላት ክገልጾ ኣይክእልን ።

  • @Moses-Entertemet
    @Moses-Entertemet Жыл бұрын

    0.0%sne hasab

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    Mussie Tekle qnua tblo entay eyu?

  • @abrahamtewolde2803
    @abrahamtewolde2803 Жыл бұрын

    Good job

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ህዋሓት ይኸይድ ኣሎ ህግደፍ ውን ከተርክቦ ኢኻ።

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 Жыл бұрын

    Oh my god my home my family can’t wait to see you .After Hgdf mendef

  • @teklutesfaldet216
    @teklutesfaldet216 Жыл бұрын

    Anta entay aynet denaqur ikum muruk dea bel tebahilu kbl eyu enber tay dea kgebr

  • @teklutesfaldet216
    @teklutesfaldet216 Жыл бұрын

    @@ldaachannel6101 anta gdefena endo dafekera mexyen si mstemareka ymesasela hasewti belom wshtom bxlei eyu temeliu wthdrna teneyrka tgraway meare kndey xlue mkanu tshto aymeslenn slezi ms temareku kale tebelu zgerm aykone zedengx

  • @jimijimi3870
    @jimijimi3870 Жыл бұрын

    ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ ክበሃል ኣይሰማዕካን

  • @extrainfoonline
    @extrainfoonline2 жыл бұрын

    ትንሳኤ ህዝባዊ ግባር channel ትንሳኤ ህዝባዊ ግንባር channel - What differences did you see here ?

  • @kaleabtedla3881
    @kaleabtedla38812 жыл бұрын

    Good job brother

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe30012 жыл бұрын

    Hawaii, nay Tegray ka gber.

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel61012 жыл бұрын

    ተርፍ ደርጊ ኣይትታሃወኺ ሓደ ብሓደ ክብጻሕ ኢዩ ክሉ ሓሳብኪ ተረደአዮ ኣለኹ ከምዞም ግልብልብ ዝብሉ ብከምዚ ዓይነት ቃላት ኣነ ከምኦም መሲልኪ ኣሎ

  • @bahtabekretsn390
    @bahtabekretsn3902 жыл бұрын

    Tsbuk aleka wedi eritrea gegna

  • @freweinihabte5401
    @freweinihabte54012 жыл бұрын

    BITAMI TSUBUQ MEGLETSI, BTAMI YE ZEDNQO HASABKA QETSILO

  • @abrahamtewolde2803
    @abrahamtewolde28032 жыл бұрын

    Good topics ! keep it up

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel61012 жыл бұрын

    ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብቀረባ መዳውብቲ ኢዮም እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን ግዜ ዘይቅየር ኢዩ ስለዚ ሰላም ናይዚ ክልቲኡ ህዝቢ የገድሰኒ ህዝቢ ኢዩ ነባሪ

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe30012 жыл бұрын

    Eritra deka alewuwa nska naytegrayka tezarib. Eritra doob mendeq kendeqelu alewo..

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel61012 жыл бұрын

    ንስኻ ድርብ መተርኣስ ገርካ ደቂስካ ግርምባ ኤርትራ ደቃ ኣለይዋ ዘይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe30012 жыл бұрын

    ናኤርትራ ሽግራ ክማኻ ወዲ ክማኻ ስለዘለው እዩ፣ ገሊኦም ካብ ተጋሩ ዝውለዱ ገሊኣም ካብ ጦር ዝውለዱ ኣለው፣ ገሊኦም ክኣ ተጋሩ ክነሶም ኣርትራውያን ተመሲሎም ዝዛረቡ ኣለው።

  • @alem2627
    @alem26272 жыл бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ኢትዮጵያዊ እዬ ምስ ኢትዬጵያ ኮንካ ሽግርካ ፍታሕ::ኣፈፈፍ ኣይትበለና::

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel61012 жыл бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ኢትዮጳዊ ኢኻ ሓደን ሓደን ኣይበልኩን ዝያዳ ንዐኦም ይምልከት ግን ብሕጂ ኢትዮጳያዊ ኮይኑ ከም ዘይነብር ይፈልጥ ኢየ ህዝቢ ትግራይ ሃገር እንተ ኮነ ብወገን ረብሓ ኤርትራውያን ወላ ሓደ ጸገም የብሉን እምበሺ ከማን ካብ ምስ 118ሚሎን ኢትዮጵያዊ ምፍጣጥ ንድሕን

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe30012 жыл бұрын

    Tegrain eritran zbhal yelen. Nay Tegrai sheger nay eritra aykonen. Nay Tegraika gebeer eritra deka alewuwa.

  • @alem2627
    @alem26272 жыл бұрын

    👎🏽👎🏽👎🏽

  • @abrahamtewolde2803
    @abrahamtewolde28032 жыл бұрын

    excellent fantastic topic!! keep it up!

  • @abadittadesse5892
    @abadittadesse58922 жыл бұрын

    i love this song rem.my beloved family

  • @hiwetberhe3001
    @hiwetberhe30012 жыл бұрын

    እዚ ዓማጺ ወተሃደራዊ ጉጅለ ካብዞም ጽቡቓት ወለድና ፈላልዩና። ወይ ኣነ ደም ኣሕዋተይ ንክምዚ እዩ ኮይኑ ተሪፉ። ግን ጽብቕቲ ስእሊ፣

  • @merci0961
    @merci09612 жыл бұрын

    ሕጂ ገለ ፖለቲካዊ ዓቕሚ ዘይብሎም ውልቀ ሰባት ተጋሩ ንልኣላውነት ኤርትራ ዝዳፋእ ዘረባ ኣመሓላሊፎም ኢልካ ሓፍ በጠቕ ካብ ምባል,1)እቲ ውልቀ መላኺ ኤርትራ ባዕሉ ድሕሪ ሕጂ ንስኻ ምርሓና ኢሉ ንጠቕላሊ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መፍቱሕ ክህቦ እንከሎ ታይ ዓይነት ግብረ መልሲ ሂብካ? 2) ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዋና ከተማ ኤርትራ ዝኾነት ኣስመራ ኮይኖም ብኣማእቲ ምናልባሽ 'ውን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ በቲ ስርዓት ባዕሉ ተጎስጉሶም ናብ ጎዳናታት ኣስመራ ብምውጻእ ምስ ኢትዮጵያ ተደሚርና ኢና ክብሉ ከለው ስለምንታይ ከምቲ ሕጂ ዝስምዓካ ዘሎ ጸላዕላዕ ዘይበለካን ከምዘይሰማዕካ ትም ኢልካ ዝሓለፍካዮ? 3) ሰብ ስልጣን ስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ሓደ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ካርታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝሓወሰ ኤርትራ እተጠቓልል ካርታ ኢትዮጵያ ብወግዒ ናብ ህዝቢ ከሪእዎ ከለውን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ከኣ ቀይሕ ባሕሪ ክንማቐሎ ኢና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዝኾነ ወጻኢ ሃገር ነናተን ዝኾነ ክልተ ኤምባሲ ክገብራ የብለንን ሓደ ኤምባሲ ገይረን ክሰርሓ ይምረጽ ክብል እንከሎ ስለምንታይ ዋንነት ቀይሕ ባሕርን ልኣላውነት ኤርትራን ተደፊሩ ዘይሕጋዊ ነገራት ብመደብን ብወግዕን ሰብ ስልጣናት ኢትዮጵያ ይስርሓሉ ኣሎ ኢልካ ታዕታዕን ዓገብ ዘይበልካ? 4) ናይ ምንታይ ሕዱር ሕማም ኮን ይኾን ዋላ ሓደ ተራ ትግራይ ናይ ውልቁ ፖለቲካዊ ርኢቶ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎ መርገጺ ጌጋ ምስ ዝህልዎ ፍሉይ ሓደገኛ ርኢቶ ገይርኻ ብምውሳድ ርኣዩለይን ስምዑለይን እናበልካ ፍሉይ ፖለቲካዊ ትርጉም ብምሃብ ዘየድሊ ንነገር ካብ ዝግብኦ ዓቐን ንላዕሊ ኣብ ህዝቢ ጽልኢ ክረሳሰን ምግባር?

  • @frehaile6298
    @frehaile62982 жыл бұрын

    So my heart ❤ bits faster when lessen this song 🎵 I missing my parents

  • @hannastehaye8845
    @hannastehaye88452 жыл бұрын

    I love this song it reminds me our teenager life our friends the amount of times we used to sing it.

  • @biniamberhane6328
    @biniamberhane63282 жыл бұрын

    Ahahaha sedat😭😭😭😭😭😭

  • @adiamabay6731
    @adiamabay67312 жыл бұрын

    ዓሕ ኢዋይ ስድራና ምኣስ ኮን ንራከብ ንኮውን

  • @flilmonmaeri9244
    @flilmonmaeri92442 жыл бұрын

    Ah away sdet