TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
TewahdoTV Eritrean Orthodox Church
Welcome to Tewahdo's Tv Official KZread Channel
ተዋሕዶ ቲቪ ብኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፥ መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት ዝመሓደር መደብ ቲቪ እዪ።
ተልእኮ ተዋሕዶ ቲቪ፥ ብኦርቶዶክሳዊ ኣገባብ ንምእመናን ምምሃር: ምህናጽን ምጽንናዕን ዝዓለመ መደባት ብምድላው 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን (ዓርቢ ምሸት፥ ቀዳም ምሸት፥ ሰንበት ምሸት) ናብ ኤርትራን ከባቢኡን መደባት ትፍኑ።
Tewahdo TV, a voice of the Archdiocese of the Eritrean Orthodox Tewahdo Church in Diaspora, is broadcasted on Fridays and the weekend to Eritrea and its environs. Its mission is to proclaim the Gospel of Christ, to teach the Orthodox Faith, to guide and uplift the faithful according to the Orthodox Christian Faith and Tradition.
Пікірлер
እቶም ኪትምዝገቡ እትደልዩ ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም። docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSdeIE4CZLlHsucAtWcT9yzi-BswFQjSVs8bUwaskoK3UQDzmw/viewform
❤
Amen Kel hyweat Ysemalne
ሓውኹም ምኻነይን ቀጺሉ ዉን ኣቦታተይ ምዃንኩም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ። ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይዛ ቤ/ክ ምፍንጣሕ ክምዘጉሃየኩም ብምስራሓ ትሕጎስሉ ዕለትን ሰዓትን ይሃብኩም ።
egziabher zestewul lbi yhaben abona
ኣዝዩ ባህ ዘብል እዩ፣ ኣምላኽ መፈጸምታኡ የስመዓና፡፡ እቲ ናይ ፍልልይ ሰይጣን ይተሓረድ፡፡
amlak yhagzekum yexnkum kea aboy keshi aforki Kea goyta xegu yebzhalka
ብጣዕሚ ጽቡቕ ደስዝብል ኢዩ።ኣምላኽ ይተሓወሶ እቶም ትደኽሙን ትጽዕሩን ዘለኹም ጻማኹም ካብ እግዚኣብሃር ርኸብዎ። የቐንየልና ክብረት የሃበልና
እታ ዝምርሓላ ሃገረ ስብከት ከማኹም ዝመሰሉ ጽሩይ እምነት ዘለዎምን ንቤተክርስትያኖምን ንህዝቦምን ብሓቅን ብፍልጠትን ደውዝበልኩም ኣቦታት ምህላዋ ሓጎሰይ ደረት የብሉን እሞ ንበሩልና ክበሩልና ።
Salam Amlak msakum ykun Nay bhaki xbuk medeb eyu kexlwo hzbi neti haki yfleto
Amlak msakum ykun abotatey