CM Extra show : - like share subscribe 💕👍👌 ብምግባር ስዓቡና።
Welcome to CM Extra show Official KZread Chanel . © Copyright: CM Extra show. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
℗ © ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ተኸታተልቲ መደባትና፣ CM Extra show ኣብ ዝተፈላለዩ ስነጥበባዊ ስርሓትን ስፖርታዊ ንጥፈታትን ጸቂጣ እትሰርሕ ኮይና፣ ሓደስቲ ፊልምታት፣ ኮሜዲታት፣ ደርፍታት፣ እዋናዊ ዜና ስፖርት ከምኡ"ውን ኣብ ስነጥበብን ኣብ ካልእ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ዝሳተፉ ኣብነታውያን ሰባት ብመልክዕ ቃለ-መሕትት ብዝተፈለየ ኣቀራርባ ከሺና ናባኹም እተቅርብ ሕጋዊት ቻነል እያ። ስለዚ ክቡራት ተኸታተልትና ነዚ ኣብዚ ቻነል እነውርዶ ቪድዮታት ዳዉሎድ ብምግባር ኣብ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ብዙሓን ብምውራድ ንረብሓኹም እትትቀምሉ እንተድኣ ሃሊኹም ን ስነጥበባውያን ሃሳዪ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ዘይፍቁድን ኩልኩልን ሙዃኑ ክንሕብረኩም ንፈቱ!! ኣብዚ ጠዉቁ
kzread.info/dron/XesoZEPV8N283c50G3Spxg.html
If you have any questions, suggestions or concern, please contact us at [email protected]
℗ © Copyright: CM EXTRA SHOW
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. #CM_EXTRA_SHOW #cycling #eritreansport #cinemasemere
Пікірлер
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Haqiy Anbsa wediy Eire jegna hewena Egzabeher amlke hagizuwo b selam zaziymuwo🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚❤❤❤💛💙💙👍👍👍👍👍👍👍💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚👍🏽💚💚💚💚
Bini. 🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐢🐢🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪🇧🇪❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
"ሓምላይ ዘመን" ኣምላኽ እንክፈቱ ኩሉ ተኻቲቱ ሓምለ ኣሕመልሚላ ሓረስታይ ሓምልዩ ግራቱ ሔኖክ ሙሉእብርሃን ኣብታ ዓባይ ቻይና ተዓዊቱ ብንያም እሞ ኸኣ ንዓለም ምልእቲ ንበይኑ መኪቱ። ኣለኹ ዝብል ቦላቺስታ ኩሉ ተዋሊኡ ብንያም ለቢሱ ቀጠልያ ማልያኡ ንጸሊም ዘኹርዕ ታሪኽ ተሰኒዱ ኤርትራ ተሰምያ መሪሕ ናይ ዘንቀዱ መሬት ከም ትቐድድ ለይቲ ሓዊ ለይቶ ቀጠልያ ሕብሪ ይቱብ፡ፈይስቡክ መሊኣቶ እኽልና ናብ ቆፎኡ ብሰላሙ ይእቶ ብንያም ነስመርኡ ማርያም ከሊላቶ ሓምላይ ዘመን'ዩ ብነብሱ ሰላም ዝሰፈኖ ኣእምሮና ተሓዲሱ ልብና ዘቕሰኖ ለካ እዚ ሕዝብናስ ኣብ ቀረባ'ዩ ክድሰት ክሕጎስ ሃየ በሉ ኣብ ኣደባባይ ነዳልወሉ ሃገርገር ዝብል ዳስ ይህሉ ዶ ከም ብንያም ልብና ዘረስረሰ ጭንቀትና ኣርሒቑ መንፈስና ዘሐጎሰ ክልተ ኣኅዋት እኳ ሓድሕድ ምቅትታል ኣቋሪጾም ብዓወታት ብንያም ምፍቓር መሪጾም ኣየ!ዛ ሎሚ ዘመን ፍልይቲ ብኹሉ ዓወትና ናትካዩ ኢልና ንኣምላኽ ንህበሉ ከምኡ ደኣ ይኹን ዘወትር ጉዕዞና ሃገርና ክትባረኽ ዘለዓለም ክቐስን ሕዝብና!!!
xelim almazna kle ena nxbe kabaka nkid trah
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
biniam grmay ksab hndey atawi krekb eyu kab klebu bgabab aygelexkmon bzterefe xbuq medeb
btaemi xbuq aqerarba ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks God 🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿
❤❤❤❤❤❤❤❤
💯🎄❤️👍🙏🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯💯❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yesyes❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💞💞💞💐💐💐💐🥂🍾🥂🍾🌹🌹🌹🌹
🥰🥰🥰❤️❤️🍾🍾
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Natu Shkor Yahoo❤❤❤❤❤
ኣታ እዚ ናቱስ ሽኮር❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
Natu shkorrrrrrr❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
የ ጥቁር ህዝብ ኩራት! አንበሳ! የኤርትራው አበበቢቂላ!! Congrats!!!
Assey🎉
Natu the great ❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Ezi wedi ezi nab qidmit kmexie allewo he is humble and a true atlhet
Kkkkkk natu mehgol 😂😂😂😂😅😅
ናቱ አዝማሪኖ
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🫶👍
ኣታ ዝወዲዚ ክንደይ ኬፍ ዘለዎዩ
2022222222222222 you said 2002
Ata ezi natus shikor
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow Amazing ❤❤
Kelitufu gin demoz ke kiwisikiwo alewom Demozu kindey neru higi kindey alo
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
Congratulions Bini king wedi Erey marey 🇪🇷❤️🎊🇪🇷❤️🎊🇪🇷❤️🎊🇪🇷❤️🎊🇪🇷❤️🎊🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉