ሱላሜ (ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓባይ ብርጣንያ)
ሱላሜ (ንኡስ ሃገረ ስብከት ዓባይ ብርጣንያ)
- 3
- 5 347
ብሰናይ ፍቓድ ንኡስ ሃገረ ስብከት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ዝእለን ዝተማእከለን ኦርቶዶክሳዊ መነፈሳዊ ሚድያ ሙዃኑ ንገልጽ። ኦርቶዶክሳዊ እምነትን ስርዓተ ኣምልኮን ትዉፊትን ሓልዩ ነቲ ኣብ ሚድያ ዘሎን ብመዲያ ዝጠፋአን ትውልዲ ብእስተምሮ ኮነ ካልኦት መንፈሳዊ ኣገልግሎታት ዝዳለወሉ መርበብ ሓበሪታ እዩ። ምጅማርና ዝባረኽ ፈጣሪ መፈጸምታና የስምረልና።
Пікірлер
🇪🇷🌼🌻💐💐🌼🌼🌻💐🌻🌼🇪🇷🌻💐💟💐🌻🌼🇪🇷🇪🇷
Amen Amen Amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷kalehiwer yesimeaen!!
🙏🌹💒💒💒🌹🙏
🙏🙏🙏
ኣሜን በረከቱም ኣይፈለየና ኣቦና፡ ካብ ምፍልላይ የድሕነና ልኡል እግዚኣቢሔር
qal hiwet yesmealna egzabher amlk abona 🙏❤️❤️🙏
Assssy elllllllllllllll elllllllllllllll egzabiher yimesgen enke hagoskim .
አሰይይይይይ ዕልልልልል ክብራት ብጹኣን ኣቦታትና እንኳዕ ሓጎሰና🙏
ኣቦኹም ዝቐተልኩም ኢኹም ንስኹም
ከዛብ ተሃድሶ መናፍቅ
በይንኻ ተሪፊካ መፍቶ ተሃድሶ ኮይንኳ ብጣዕሚ የሕዝን። ነታ ቅድስት ቤተ እግዚኣብሄር ደይ ስማ እንዳሃቡ ተሃድሶ ኣታሊሎሙኹም ንስኹም ድማ ሲዒብኩሞም መወዳእታ ነዓኹም ከፊኢኩም።
ሓቅነት ዘይብሉ መንገዲ
ወዲ መቃርዮስ ተሃድሶ መናፍቅ ውጻእ ርኹስ
ከመይ እሞ ሪኢኻዮ ብርሃናዊ ቤት እግዚኣብሄር ዳግማዊት ገዳም ደብረሲና፧ ተስፋ ይገብር ሓንቲ መዓልቲ ነዚ ልክዕ ከም ልቢ ፈርዖን ተሪሩ ብተሃድሶ ድታልል ደሎ ልብኻ ክፍት ኣቢልካ ብሕብረት መንፈስ ቅዱስ ምሳና ክትሳተፍ።
❤❤❤❤❤❤Amen Amen Amen Abona kale hiwet kale breket yesmalna berketkum yehedrena. ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤
እዞም ክልተ ካሂናት ብጣዕሚ ይህወኩ ኣለው ኣስተምህሮ ጽቡቅ ኣሎ ኣቦና በሓቂ ኣብ ኩሉ ቤተኽርስትያን እዚኣ ደቂቅካ ኣኪላ ትብል ወረቀት ዕንቅፍት ኢያ ብዝተረፈ ናብቲ ዝተበሃለ ናብ ነስሓ የብጽሓና
♥️🙏🏻🙏🏻♥️🙏🏻
qal hiwet yesmealna egziabher amlak abona 🙏
Amen 🙏🏼
ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ብሩኽ ዓመትን ሰናይ ክራማትን ይግበረልና፡ኣምላኽ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ፡ቤቱ የስፍሕ።
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልል ብፅዕ አቦና ብራኬው ይብፅሐና እግዚያብሔር አምላክ እድሜ ማቱሳላ ምስ ጥዕና ይሐብኩም አሜን !!!
Amen Amen Amen 🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ በረኸት ዝዓደለኩም ደስ ዝብል።
Amen Amen 🙏
🙏💒🙏
አሰይ ተመስገን አምላክ እልልል በተክርስቲያን ሰባት ብስጋን ደሙን ዝሕተመሉ ይግበረልና ፍቅሪን ሲኒትን ይሃበና ካብ በቶም ወጺኦም ዘለዉ ናብ በቶም ይምሎሶ
ኣማን ብኣማን ዳግማዊት ገዳም ደብረሲና። ድንቂ ነገር ህያብ እግዚኣብሄር ኣብ ኒው ካስቲል ብዓይንና ሪኢና እመ ብርሃን እዉን ነቶም ናይ ሓደራ ደቃ ተኣኪብና በረኸት እንሳተፈሉ ቅዱስ ስፍራ ልክዕ ከም ገዳም ደብረሲና ኣብ ኒው ካስትል ተኣምር ስፍራ መሪጻ ብጣዕሚ ደስ ድብል ❤❤❤❤።
💒⛑️⛑️⛑️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Xebuk tebegeso Egziabher mesakum yekun nehena kea Abgonekum Alena
እምገቦከ ውኅዘ ነቅዓ ማይ ዘቀደሶ ለፈያታ_ይ/፪/ ለነዳይ ምስካይ መስቀልከ እግዚኦ ለነዳይ ምስካይ።