ዙዕ፡ ጠንቅታቱን ምክልኻሉን ፍወሳኡን

This video is on Tinea versicolor symptoms, causes, prevention and treatment. Tinea versicolor is a disease of the skin caused by the yeast that naturally exists on our skin.
Symptoms; change of skin color, itching, skin scaling
Risk Factors: oily skin, wet skin, hot and humid environment, suppressed immunity system, hormonal changes
Treatment: remove excess oil of skin, dry your skin and avoid humid and hot environment, use of anti-fungal creams and shampoos with the help of your attending doctor.

Пікірлер: 39

  • @ummostafanour8712
    @ummostafanour87123 жыл бұрын

    መርሓባ ዶክቶር ብጣዕሚ የመስግነካ

  • @kenangehrmay4586
    @kenangehrmay45863 жыл бұрын

    Welcome Dr Yemane Thanks

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b Жыл бұрын

    ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ደኩተረይ

  • @rafaelrazane5075
    @rafaelrazane50753 жыл бұрын

    thanks Dr yemane

  • @msgnaestif34
    @msgnaestif34 Жыл бұрын

    ሰላም ደኩተር ቀጽሎ ጽቡቅ ሓበረታ አዩ

  • @saliemestifanos9728
    @saliemestifanos97283 жыл бұрын

    Thanks for all doctor

  • @user-pd4ob7tt6h
    @user-pd4ob7tt6h2 ай бұрын

    ብዚ ሕማም ትሳቀዩ ኣሕዋተይ ኣነ ካብ ሰብ ብክዳን ሓሊፍኒ ነይሩ ብጣዕሚ ተጨኒቀ ነይረ ሎሚን ገይረ ፋሕፊሐዮ ምሸት መሽት ከሙኡ ገይረዮ ይሓድር ካብ ድቃሰይ ምስ ተሳእኩ ካዓ ይሕፀቦ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰለስተ ዓመተይ ገይረ ካብ ዝፍወስ እና ሎሚን ተጠቀሙ ክቡራት ኣሕዋተይ

  • @admasabrhe6299
    @admasabrhe62993 жыл бұрын

    welcome Dr Yemen beziba Alerge eba gel belena zekal entkoynu 🙏🙏🙏

  • @frezgirezene7546
    @frezgirezene75463 жыл бұрын

    Thanks, kmehalalef ykiel diu?

  • @merhawitbereket6676
    @merhawitbereket66763 жыл бұрын

    Selam doctor bethbna temhrte betame eyu tekmne betame thanks GBU. hante heto altne dehre mewladey dejmrne rese y kesa heje megdaf abyne .nay heko merfe tewge neyre eye.bezebu gele belne please thanks.

  • @yoditfkir3313
    @yoditfkir33133 жыл бұрын

    Selam doctor eti medhanit bseli entethbrena xbuk neyru

  • @yohandom878
    @yohandom8783 жыл бұрын

    Merhaba merhaba doctor yemane,

  • @merhawittedros394
    @merhawittedros394 Жыл бұрын

    🥰🥰🥰

  • @rahoaa5602
    @rahoaa56023 жыл бұрын

    ሰላም ብሩክ ሓወይ ኣነ ጋሊ 29 ስዑ ኣለን ብሳይ ከባበቢ 20 ዓመት ገይሩ ካብ ርእሰይ ክሳብ ጽፍር ርእሰይ ኣለኒ ኩሉ ዓይነት ፊዊሲ ፈትነ ኣይጠፍኣለይን እሞ ናብ ሰብ ምሕዋስ ይስከፍ ከምቲ ዝዘርካዮ ኣብ ዝሑሉ ቦታ እየ ዝነብር ነይረ ካብቲ ቦታ ካብ ዝእለ ሕጂ (3)ዓበት ገረ ኣለኩ ኣብ ሃሩሪ ቦታ እየ ዝነብር እተዘይ ኣሸግረካ እተን ዝበሊካየን መድሃንት ቦስቲ እተ ትገብረን ጽቡቅ ነይሩ ርኤ ክገዝእ

  • @abrahamkflu1589

    @abrahamkflu1589

    3 жыл бұрын

    ጽቡቅ ኣለኺ ሓፍተይ ዋላ ኣነ ኣለኒ.

  • @user-rs1rl5qj1l

    @user-rs1rl5qj1l

    11 ай бұрын

    ለሚን ጌርካ ድሕሪ ነብስኻ ምሕጻብ ፋሕፋሓዮ ብብዝሒ ማይ ዘለዎ ለሚን ጌርካ ድሕሪ ነብስኻ ምሕጻብ ኹሉ ግዜ ልከዮ ክጠፍአ አዩ

  • @milihabesawit8861

    @milihabesawit8861

    6 ай бұрын

    ኣነውን ብከምዚ ሕማም ካብ ዝሳቀ ዓመታት ኣቁፂረ ኩሉ ሞኪረ ሕክምና ተመላሊሰ ንጊዙኡ ይጠፍእ ድሕሪ ቁሩብ ይወፅእ በቃ እስካብ ልበይ ዝጠፍኣኒ እዩ ዘሕክከኒ🥺

  • @mengsteabtekle4702
    @mengsteabtekle4702 Жыл бұрын

    Dr iza nay zie xibuk gerka digemelna iti cream zibelkayo bitami agedasit iya, xihafelna(bisieli) wala tefiu yimles iu.❤❤❤

  • @hagostekie6904
    @hagostekie69043 жыл бұрын

    ብጣእሚ ዝንኣድ እዩ ኩሉ እትህቦ እሞ ከይኣመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ዶክተር የማነ እድመን ጥእናን ካብ ኣምላክ ይምነየካ ኣነ ዝሓታ ሕቶ ዝክኣል እንተኮይኑ ብዛአባ ኣለርጂ ገለ መብርሂ ሃበና

  • @nebiat07
    @nebiat07 Жыл бұрын

    Eti lotion zbelkayo ms sumun selun tetgebrelna zbelexe mkone neru

  • @IbrahimAbdela-ux8kp
    @IbrahimAbdela-ux8kp2 ай бұрын

    ዙዕ

  • @werkneshmelaw3746
    @werkneshmelaw37465 ай бұрын

    ስላም ናዓካ ይኩንኹቡሩ ዶክተር እቲ ክሬም እንተሊካ ብፎቶ ገርካ ተትሪኤና ፅብቁ ነሩ ብጃካ ተገዲስካ መልስልና❤

  • @habtomgebrehiwet3697
    @habtomgebrehiwet3697 Жыл бұрын

    ብጣዕሚ የ ዘመስግን ዶክተር ! ኣነ ሓደ በዚ ጉዳይ ዝተሸገርኩ የ ' ናተይ ከምዚ ዝበልካዮ ዩ ኣብ ግዚ ሃሩር ጥራይ ዩ ዝመጸኒ

  • @mifuyo777

    @mifuyo777

    Жыл бұрын

    Tinea versicolor

  • @nebiatmussie8798
    @nebiatmussie87982 жыл бұрын

    ተዋሪድና እወ ቆርበትና ተበላሺና

  • @simonking_1879

    @simonking_1879

    2 жыл бұрын

    Hawiki ketkoni tesfa ygeber

  • @habtomtesfay7948

    @habtomtesfay7948

    Жыл бұрын

    @@simonking_1879 እንታይ ይብሃል ፈውሱ ብሮ

  • @user-lp7ej7wr2k
    @user-lp7ej7wr2k Жыл бұрын

    ዙዕ ኣብ 2007 መፋርቕ ጀሚርኒ ግን ኣብ ዝሓምቀሉ ግዜ ይጅምረኒ

  • @lijmaryam3528
    @lijmaryam35283 жыл бұрын

    Enqe bselam mtseka Doktor yemane ezi thbo zelka tmherti btami tqami eyu kem fqad egzabher ykal ent koynu eba gela bleni bzaba ezi hmam nay qerbot (Morphea)?

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael17412 ай бұрын

    ንምንታይ ግን እቲ ስእልን ሽምን ስደደልና እንዳበሉኻ ናይ ልቢ ምልክት ጥራሕ ጌርካ ትሓልፎም?

  • @hailemariamtadese3407
    @hailemariamtadese34073 жыл бұрын

    Hei, can u tell me the name of this disease in english pleas?

  • @shutup6278

    @shutup6278

    Жыл бұрын

    pityriasis versicolor

  • @user-xf1zo4oo3n
    @user-xf1zo4oo3n9 ай бұрын

    ሰላም ዶክቶር ብዛዓባ ጡብ አድጊ አመጻጹኡን ክመይ ንካላኸሎ አብርሃልና

  • @nsr7604
    @nsr76042 жыл бұрын

    ዶክተረይ ኣነ ኣብ ሃሩር ዓዲ 5 ወርሒ ምስ ገበርኩ ካብ ሓደ ዙዕ ዝነበሮ ከይተረዳኣኒ ለጊቢኒ ዕድመይ ናብ 16 አዩ ዝኸይድ ነሩ ጸኒሑ ድማ ሕብሩ ቀዪሑ ኣብ ርእሰይ ኣብ ገጸይ ቀይሕ ፈጸጋ ክጅምረኒ ጀሚሩ ጾግረይ ብዙሕ ዝነበረ ፍርቁ ረጊፉ ን ደኺሙን ገጸይን ጾግሪ ዓይነይን ርእሰይን ድማ ተነፊሑ ናይ ቅብኣት ነዛዒ ጥራይ ኮይኑ እዚ ዝጠቀስካዮ መድሃኒታት ተጠቂመሉ ግና ካብ ሰሙን ኣይሓልፍን ዩ መሊሱ ሕካክን ፎሮፎርን ይምለሰኒ ( ሕጂ ዕድመይ 20 ኮይኑ ኣሎ ብጭንቀት ሓሚመ እንታይ እገብር ጠፊኡኒ በጃኹም ገለ ባ በሉኒ ) ?

  • @user-fb9ss3bv8b

    @user-fb9ss3bv8b

    Жыл бұрын

    ኣይዞካ ክብረተይ ፆሎት ግበር 😢

  • @luwamhaylemichel4528

    @luwamhaylemichel4528

    Жыл бұрын

    Eway nieay ab eritrea keleku nerni .shu kab pharmacy hanti colget timisil medahanit hibomin. Eta medahanti yilikeya msh do shu ab xahay(sun) ni firqi sat kof yibil . Eta medahanti bitami eya xibqti

  • @user-rs1rl5qj1l

    @user-rs1rl5qj1l

    11 ай бұрын

    ለሚን ኹሉ ግዜ ድሕሪ ምሕጻብኻ ተጠቀም ብብዝሒ ማይ ዘለዎ ለሚን ጌርካ ድረዞ

Келесі