እዚ ስርዓት ህግደፍ ዝብልዎ ምዓስ እንኮ ይጠፍእ ይኮውን ይገርም

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here kzread.info/dron/RkZ.html... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Пікірлер: 17

  • @simreth3954
    @simreth39542 жыл бұрын

    ነዞም ሓሳዳት ጎረበት ምስ ኣጥፍኦም ንሶም ከይጠፍኡ ኣይጠፍእን እዩ ንዓል ኣቡኩም ።

  • @MayEritrea
    @MayEritrea2 жыл бұрын

    ህግደፍ ማለት ሻዕብያ ሻዕብያ ማለት ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ ከጥፍኡ ብዙሓት እዬም ሓሊሞም ግን ከምቲ ሓርበኛ ኢሳያስ ዝበሎ ንሶም እምበር ህግደፍሲ ኣይጠፍአን።ህግደፍ መመሊሱ ዝስውድ እንኮ ገባርን ሓዳግን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እዩ 44 ነጥቢ።

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha41092 жыл бұрын

    ምዓስ እዩ ዝጠፍእ ኢልካ ሕለም ምሽክናይ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru95342 жыл бұрын

    ንፈጣሪውን ኣብ ምንታይ ከምዘእትዎ ጨኒቑዎ ዘሎ ኢዩ ዝመስል፡ ካብቲ ሰይጣን ዝነብሮ ዝኸፍእ ቦት ግዲ ዘየብሉ ኮይኑ እንታይሞ ንበል።

  • @user-vi5xo7pe5e

    @user-vi5xo7pe5e

    2 жыл бұрын

    አይተ ፀጋይ !!!!!! ከመይ ኢኒኡ ልመና ? ዋና አካያዲ ስራሕ ማሕበር ለማኖ ትግራይ ኲንካ ተሸዪምካ ሰሚዔ እሞ ገለ ፈይ ለቡልልክም ይግነዩ ዶ? ? እዝክር ቐደም ካብ ሱሳታት ክሳብ 1991 አብ ዝነበረ ግዜ አያታትካ ንልመና ናብ ኤርትራ ዳርጋ ምስ ወራር አምባጣ ዝመሳሰል ወራራት ይገብሩ ነሮም አብ ኤትትራ ሓደ ግዜ እዝክር ሓንቲ ዐባይ ሰበይቲ አደይ ሃንሱ ዝበሃላ ፣ እቶም ለማኖ ተጋሩ ብብዝሒ ኢዮም ዝልምኑ ነሮም ስለ ጨርቖስ ስለ አባ ገሪማ ስለ ስብሓት ነጋ ኢሎም ይልምኑ ነሮም ደሓር እዘን ዐባይ ሰበይቲ ብምልማን ተከኽ ምስ አበሉወን ርሓቑልና በይዛክም # ንሰብ ዘይተረኽበስ ንዐጋመ# ይብለኦም ነረን ክዝክሮ እንከለኹ ክሳብ ሕዚ ብሰሓቕ ክርትም ኢየ ዝብል ካብ ሽዑ ግዜ ዐጋመ ከም ሰባት ይቑፀሩ አይነበሩን ካካካካካ ዐጋመ ዋራዳታት ዘመንክም ኩሉ ውርደት!!!!!!

  • @eritrawit7184
    @eritrawit71842 жыл бұрын

    ክታኣምኖ ዘጽግም ኢዪ አዚ ዘረባ

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha41092 жыл бұрын

    እዋይ ወርደት አታ ሰብአይ እንዶ አይኮንካን

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha41092 жыл бұрын

    ንህግደፍ ድአ መን ከጥፍኦ ንጎይታኻ አመሪካ ሞክሩ በሎም

  • @dahlakdahlak8740
    @dahlakdahlak87402 жыл бұрын

    Opps.. In fact EPLF, EPFDJ /.ህግደፍ YEPFDJ , Eritrean identity and Eritrean patriots are Glorifying and growing more like variety of flowers 🌸🏵️🌻🌼💐 and When it necessary may be like throned plants🌵🌿 as ever before . ኤርትራውነትን፡ ታሪኻዊ፡ ውድባዊ፡ ቀጻልነት፡ ይስስንን፡ የጉላዕልዕን፡ አሎ፡ ከም፡ ዕምባባታትን ፡ 💐💮🌻🌼ከምኡ"ን ፡ ከም፡ ተበላሐትን፡ ዕጉስን፡ እንተ፡ አድለየ"ውን ፡ ከም፡ አሿኽ🌵🌿፡ ገረብ፡ ክከላኸልን፡ ክቕጽልን፡ እዩ፡ ካብ፡ ወለዶ፡ ንወለዶ ።

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha41092 жыл бұрын

    ንህገድፍ ዝጸርፎ እምበር ዝስዕሮ የለን ክብሉ አይሰማእካን ንጎይታኻ አመሪካ ምክሪልና በላ

  • @redaegebremedhin8634
    @redaegebremedhin86342 жыл бұрын

    እቲ ንተጋደልቲ ህግ ንህዝቢ ኤርትራን ንምጥባር ዝተመስረተ ህግደፍ ድኣ ካብ ዝጠፍ ዓመታት እንድዩ ገይሩ። ካብቶም ገና ዘየረጋገጹ ተኾንካ ሕጂ ፍለጥ።ሕጂ ዘሎ ኢሳያስን ጊላታቱን ኢዮም።

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay24182 жыл бұрын

    ደርግን ስርኣት ህግደፍ ናይ ቃንቃ ፍልልይ አምበር፥ ተግባሮም ሃደ አዩ ፥ ስርኣት ደርጊ ኣብሊኡ ዝቀትል ክከውን አንከሎ፥ ህግደፍ ግን ኣጥሚዩ ዝቀትል ትግሪኛ ዝዛረቡ ካብ ኣዛብአ ዘይህሹ ኣረመኛታት ኣጋንንቲ አዮም፥ አንተኮነ ህዝቢ ኣሪትራ ባአሉ ንባአሉ ዝጸንት ዘሎ ህዝቢ አዩ ፥ አዚ ዲክታቶር ሳዲስት ኢሳያስ ዝምአዘዞ ድኣምበር ናተይ ዝብሎ ወገን ኣብ ኣሪትራ ከምዘየሎ ኣዳአዲኡ ዝፈልጥ ሰብ ኢዩ፥ ንማንም ዋላ አቶም ቀንዲ ብከቢድ ወንጀል ዝክሰሱ፥ ከም ብኣል ኣብራሃ ካሳ፥ የማነ ማንኪ፥ የማነ ገብረመስቀል፥ ክሻ ፥ ኮታ ኩሎም አቶም መጋብርቲ፥ አንተኮኑ አውን፥ ካብቲ ሸይጣናዊ ስነሃሳብ ኢሳያስ አንተልጊሶም ከጥፍኦም ድህር ኣይብልን አዩ ፥

  • @eyassugenzebu2214
    @eyassugenzebu22142 жыл бұрын

    ህግደፍ ክጠፍእ ትሓልም እንተሊኻ ? ህዝቢ ኤርትራ ክጸንት ትደሊ ኣለኻ ማለት'ዩ !! ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ግን ኢድን-ጓንትን ከም-ምዃኑ እንተደኣ ዘይርደኣኩም ኮይኑ ኣንቱም ቶኳናት፡ ኤርትራን ህግደፍን ክዕንብብ፡ ንስኹም ተጋሩን ጁንታ ተለኣኽትን ጸረ ሰላም ኣፍሪቃ ካንሰር ዜግነት ቅልውላው ዘለኩም ግን ኣብ ውዑይ ዘይቲ ተጠበሱ'ምበር ፡ ብኣኹም ዝሰድዕ ኤርትራዊ የለን ኣይክህሉን ከኣ'ዩ።

  • @rosyghide3037

    @rosyghide3037

    2 жыл бұрын

    ኢዋይ ኤርትራና ኢዋይ ካብ መአስ ዳ ሰንበል ትግራይ ኮይና ብስም ኤርትራ ህዝባን ንስካን ከማኻ ናብ ባሕሪ አጥሕላኩምስ ንባዓል ንስኻ ብማንካ ፍርከታን ሰርቅኩም ዝሃብተምኩም ንስኻን ጎይታኻን ንህዝቢ ኤርትራዊ ስጉኡ ትበልዑ ዘሎኽምን ዝነበርኩምን። ፈሪሕኩም ካብ ህዝቢ ኤርትራስ አይሬኻዮንዶ ጎይታኻ አብታዘይትጠቅም ማይ ዓዲ ሃሎ ሐራግዝ ኽገብረላ። ንስኻ ድኻ ገንዘብ ከማን አይትረክብን ንፍዑ ክትብሃል መታን ኢኻ ደቅኻ ትሸይጥ ዘለኻ። ኽትውለድ ድኻ ኽትመውት ድኻ ። ሃይማኖት ዘይብልካ ትግራዎት አስቡት ኢዪም ብራቮ ንኽባሃሉ ህዝቦም አይሾጡን ኢዩም። ኪድ ኢድካ አይትሰአን

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu99012 жыл бұрын

    ህ.ግ.ደ.ፍ ማለት ጅግና ህዝቢ ኤርትራ' ዩ ,ህዝቢ ኤርትራ ህላውነቱ ዘልአለም አሎ ሳላ ቀያሕቲ ዝኸፈልና እሞ አይትሕለም ተተካኢ ህግደፍ ስለዘሎ, እተ ንስኻ ዓባቕ ,ግን ዕምሪ የብካን ድምሱስ

  • @emahatsionyohannes9717
    @emahatsionyohannes97172 жыл бұрын

    kab srat hgdf mibal srat isayas do aymiqelelen

Келесі