🔴እግዚአብሔር ስለምንታይ ጸሎትና ዘይሰምዖ? ናይ ኩላትና ሕቶ! ስንቂ ምኽሪ ቀሲስ ኣንገሶም New Eritrean Orthodox Tewahdo 2024
Ойын-сауық
ኣብዚ መንፈሳዊ ቻነል ዕለታዊ ስብከት፡ድራማታት፡ ትርጓሜ መጻሕፍቲ፡ መዛሙር subscribe like ሃናጺ ዝኾነ ርእይቶታትኩምን ሃቡና ኢኹም።
#menfesawi #habesha #ethiopianmezmur #motivational #duet #neweritrean #ልደታ #ሚዲያ #ማርያም #eritreanmezmur #neweritreandrama
Пікірлер: 40
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና ንሕኒሉ ተሰፍ ገይረኒ ንፆሎ እመብርሃን ፆሎቶ አይፈለይና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ከቡር ኣቦና ኦ ኣምላክና ዓይኒ ልቦናና ክፍተልና😢😢🤲🤲🤲
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabger bmhretu ytemtena kubur memhrina ❤❤❤
ኣሜን ኣሜን amen🎉❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ቃለ፡ሒወት፡የስመዐልና፡ልብናባ፡ፀሊሙ፡ብቂም፡በቀል፡ልይምስል፡ንልምንለና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብኣይነ፡ምሕረቱ፡ይለመነና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልግሉት ዘመንኹም ይቦርኹም ኦ አምላክ ንባካ ኽንመለስ ምስተወዐሊ ልቦና ዓድለና ሓደር😢🙏💕🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ስብከት ግዝየኹም ይባርኽ ኣምላክ ኦ ኣምላከይ ንዓይ ንሓጥእ ባርያኻ እቅረ በለይ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ብዕድመን ብጥዕናን ብጸጋን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና 🎉🎉♥️♥️♥️
Amen amen amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏
አሜን 🙏❤🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዓልና😢😢😢😢😢
Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur abona 🙏🙏🙏
Amen (3)❤❤❤❤❤❤
Amen amen amen qal hiwet yesmalna kbur abona ❤❤❤❤❤❤
kale hiwet yesmealna kubur Abona nay Agelgulot edmekum ybark Amlak Aboy kem bedelna zeykone bayni mhretka temtena Amen Amen 🙏🏻⛪️ ⛪️❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ማይ ሂወት ዝኮነ ቃል እግዚኣብሔር ኣስቲኩምና እሞ፡ ኣምላኽ ኽኣ ንቲ ዝሰማዕናዩ ኣብ ልብና ይሕድረልና ፡
Amen (3) kale hiwet yesmealna egziabhier amlak xegaeu yebzhalkum abona❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ዝቅቦሎ ፆሎትን ንክን ፅሊ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ካብ ዝወደቅናዮ የተሰአና
@LetensieKeleta
4 күн бұрын
Amen amen Amen ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና አሜን 🙏🙏🙏
Amen amen kale hiwet yesmealina Abona 🙏✝️⛪✝️🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር ኣምላኽ❤❤ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ፈጣሪ ኩሉዓለም ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና😢😢😢🤲✝️
Kal hiwet yesmalna abona admen tana yehabukum fetari
Amen Qalhiwet yesmalna kubru abona 😢❤❤❤🎉🎉🎉
Qale Hewet yesemealena ❤
Amen
Amen kale hiwet yesmalna kndey eka Gotana Medhaninan EYESIS KRSTOS bmhtetu ytmtena alo Kufu gza egzo ⛪🙏🏿⛪🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጽሩይ ልቢ ይሃበና እምበር ብጣሚ ኢና ከፊእና ነቲ ልቢ ፎርኦን ኮይኑ ዘሎ ልብና እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረርልና
Qalehiwet yesmalna Abona enqa bselam Mesaekum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Nhna enber lbna aykefelnalun egzabiher mstwalu yhabena enber Kale hiwet yesmalna abona egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom bereketom semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos entenyos amen amen ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🥹😢😢
ኣቱም ኣቦዋይ ማዓረይ ሎምስ ልበይ ዘንበብኩም ኢኩም ትመስል😢 ን እግዚአብሔር ከምርሮ ፀኒሐ ቶንስን ትበሃል ሕማም ሓሚመ ምዝራብ ኣቢኒ ኣብ ድምፀይ ዘውፃእክሉ ቁፅሪ ንሞት ሮአያ ይምለስ ኣለኩ በቃ ደኪመ እዙይ ከየኣክል ከዓ እቲ እንኮ ሓይሊ ዝህበኒ እግዚአብሔር ፆሎት ምግባር ሲኢነ ዋዕ ኢልካ ፆሎት እበር ብውሽጠይ ከንብብ ኣይክእልን ብሓሳብ እየ ኣብ ካሊእ ዘሕልፎ ብዙይ መልክዕ ከዓ ድምፀይ እናስማዕኩ ይፅሊ ነይረ ሕጂ ግና ከመይ ገይረ ብሰንኪ ሕማመይ ነብሰይ ንኣምላክ ትፀምእ ኣላ😭 ሎሚ ዝወዓልክዎ መረርትስ ንበይኑ እዩ ኣቲ ማርያም ኣደይ ንምንታይ ዓመት በዓልኪ ምድሪ ካብ ገፅኪ ተባሪረ ክውዕል ፈቂድኪ እናበልኩ እሞ ከዓ ዓዲ ዓረብ ኮይንካ ምስ ኣህዛብ ብዘይ ፆሎት ምንባር ኣይከኣልን በጃኩም ኣቦዋይ ኣብ ፀሎትኩም ወለተ ገርግስ ኢልኩም ዘኩርኒ ድምፀይ ኣብ ዘውፀአሉ ጊዜ ሞት ይበፅሕ ኣለኩ ኣካላተይ ሓዊ ከም ዝተክዓዎ ነዲደ ኣምላክ እስራኤል ፍትሒ ክህበኒ ዘኩርኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@qusquam9815
4 күн бұрын
መድኃኔዓለም ምስ ቅድስት ወላዲቱ ድንግል ማርያም ይብጽሑኺ እሞ ይፈውሱኺ።
@samerh-ho4py
3 күн бұрын
@@qusquam9815 ኣሜን ኣቦዋይ ማዓረይ ፆሎትኩም ኣይፈለየና🤲ንዓኩም ዝሃበና እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን🤲🤲🤲🤲
አሜአሜንአሜን ❤❤❤❤