ዜደይ ስራሕ ናይ እንዳ ዓሞይ ሓግዚኒ ኣይተካእለን

Пікірлер: 167

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm21 күн бұрын

    ጎቦዝ ዝሓወይ ክብር ሰብ መጥን ንበሱ ይክብርካ ይበሊ ወለደና ዋው ዜዱየ ብጣዕሚ ክብር ሰብ አካ ቀፀለል🥰🥰

  • @user-de3zb3en5e
    @user-de3zb3en5e22 күн бұрын

    እንኡ ዘክብር በዓልቲ ገዝኡለ የክብር ክብሪ ይሃብካ ዘሓወይ ❤

  • @Galtgray6129
    @Galtgray612922 күн бұрын

    ታዓዲልኪ ግን ከመይላ ፈቂዳትል ኪ ስብኣይኪ ዓዲዓረብ ❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp974221 күн бұрын

    ብጣዓሚ ዕድልቲ ኢኺ 🥰ንባዓል ገዛኺ ተንከባከብዮ ክብርቲ ሓፍተይ ኩቡር ሓውና ድማ ቀፅለሉ 👌

  • @user-vo9kz2ft8u
    @user-vo9kz2ft8u12 күн бұрын

    አሰይይይይይ ፍቁሩኩም የብዘሓዮ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Temeoo3ol
    @Temeoo3ol22 күн бұрын

    ማርያምን ብጣዕሚ ፈትየኩም እግዚአብሔር አምላክ መፈፀምታኩም የፀብቀልኩም ዞም የሕዋተይ ማዓረይ ❤❤

  • @user-he6eh7os7j
    @user-he6eh7os7j15 күн бұрын

    Gebezati fikr kemiziye kikewin alew❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-hh3ib9hj4x
    @user-hh3ib9hj4x21 күн бұрын

    ዋዉዉዉዉ ከየድናቅኩካ ክሓልፈ ኣይካኣልኩን ብዝኮና ብጣዕሚ እካ ጅግና ኢካ ማርያምን ሶ ሓደርኩም ይባረክ ፅርያተይ❤🎉 ግን ታዓሞኪ ፈቂዳትልኪ ተዓድልኪ❤❤

  • @user-rl3tq9hq5q
    @user-rl3tq9hq5q16 күн бұрын

    አምላክ ክብሪ ይሃብካ ንአድኡ ዝፈቲ ንሰበይቱ እውን የክብር እዩ ፍቅርኩም የብዛሓዮ

  • @user-yr4bj6hr6v
    @user-yr4bj6hr6v9 күн бұрын

    ታዓዲልኪ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኣሕዋተይ ማዓረይ❤

  • @user-mt7fb4fu7f
    @user-mt7fb4fu7f21 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ፣ ፍቅርኩም ሓዳርክም ይባርከልክም ፍቅርክም ካም ከዋክብቲ ሰማይ ካም ሕፃ ባሕሪ ይብዛሕ ትዕድልቲ እዩ ተመስገን በሊ ኣፀቢቅኪ በእውነት ደስስስስስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤

  • @user-qb9gl6nc7o
    @user-qb9gl6nc7o22 күн бұрын

    ዋውውውው ፅሩያት ጀግና ኢካ ብሮ👌🤙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    22 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @user-do9fx9pl9b
    @user-do9fx9pl9b22 күн бұрын

    ክብሪ ያሃብካ ክቡር ካብ ተጋሩ ፍቅራት ንስካ ንስቤትካ ትሕግዝ ርአ እበር ንስበቶም ታሓግዞም ስ ከምዙ ንዕቀት መስሉ እዩ ዝስምዖም❤❤❤

  • @KalabHagos-ue6wo

    @KalabHagos-ue6wo

    18 күн бұрын

    ትክክል

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u22 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዳ ዓርብ ማለት ድዩ ዓሞታትኪ ይርአኦ ድየን ማለት ዋ ኣነሰ ወዲ ናብ ገዛ ዝእቱ አይመሰለኒ ኣሰይይ መቅራተይ❤❤❤

  • @user-yr7gt7cv7m
    @user-yr7gt7cv7mКүн бұрын

    ዋውውውውው

  • @Rgat14
    @Rgat1422 күн бұрын

    ዋውውው ደስ ትብሉ ኣምላክ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለልኩም ዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ👏❤️ ግን ከመይ ገይራ ዓሞኪ ፈቂዳትልኪ ስብኣይስ ኣይፈቅዳን ኢለ እየ በዙጋጣሚ ደሞ ጅግና ስብኣይ እዩ ዓዲልኪ ታካናኪንኪ ሓዝዮ👏😁ደሞ ማራ እየ ዝፈትወኩም ቀፅልሉ🥰❤️👌

  • @Mesi1219
    @Mesi121921 күн бұрын

    ከየድነኽዎን አይሓልፍን ክጉቡዝ ፍቅሩኩም ይባረክ ሳብስክራይብ ከዓ ግበሩለይ ተጋሩዋይ💛💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @selufkkr685
    @selufkkr68515 күн бұрын

    ኣሰይይ ብሩኮይ ❤👏

  • @sarayan525
    @sarayan52518 күн бұрын

    ቃዳማኻ ማዓረይ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤

  • @Freyeytube
    @Freyeytube22 күн бұрын

    ጎታዋይ ዕድመይ ጥዕናን ይሀብካ ተባረክ ❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    22 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበራለይ ማዓረይ❤

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6x12 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ytub8615
    @ytub861522 күн бұрын

    ኣነ ዘይተረደአኒ ከመይ ኢሉ ምሳኺ ኣትዉ ማለት ዓዲ ዓርብ ክትምልሰልና ተስፋ ይገብር

  • @meri3353

    @meri3353

    22 күн бұрын

    ጥዕያት እየም

  • @user-xx8iv1cy5e

    @user-xx8iv1cy5e

    21 күн бұрын

    ቅድሚ ሐዚኮ መልሲ ሂባትሉ እያ

  • @user-qp6pt7oe5w
    @user-qp6pt7oe5w22 күн бұрын

    ደስ በሃልቲ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    22 күн бұрын

    ደምርኒ🎉🎉

  • @user-xu2qv2bz5w
    @user-xu2qv2bz5w22 күн бұрын

    ንታሓላለ አብ ጉዕዞ ሂወትና ❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    22 күн бұрын

    ሳብስክራይበግበርለይ ማዓረይ❤

  • @TgLave-si4wl
    @TgLave-si4wl22 күн бұрын

    ዋይ ዓዲ ዓረብ ወዲ ምእታይ ዶ ይፍቀድ እዩ የሱዑድን ዲኩም ዘለኩም? ❤❤❤❤

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q21 күн бұрын

    ኣሰይይይ ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ክቡራተይ❤ ክቡር ሓውና ድማ ተባርክ

  • @user-xe2gj1lt8k
    @user-xe2gj1lt8k18 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-md8mp1tr5r
    @user-md8mp1tr5r17 күн бұрын

    ብጣዕሚ አድኒቀዮ ሰብአይኪ ተዓዲልኪ ማአዲ ሓፈተይ❤❤❤❤

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb18 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb669021 күн бұрын

    ተዓድልኪ ቡሩክ ስብአይ ፈጥርልኪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ms3zu6ux9e
    @user-ms3zu6ux9e22 күн бұрын

    ፍቅርኹም የብዘሐዮ አሕዋተይ ማዓረይ❤

  • @Memamea879
    @Memamea87922 күн бұрын

    ተባረክ ጎበዝ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💜😍

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    22 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey22 күн бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃኡኹም እዘም ኣሕዋተይ❤🎉🎉

  • @user-oo6sc1xp8j
    @user-oo6sc1xp8j22 күн бұрын

    ዋውውውውውውው ፅሩያት ጀግናኢካ ብሮ ❤❤❤🎉👌👌❤

  • @brhaneye9521
    @brhaneye952118 күн бұрын

    ጉልበትካ ይባረኽ ዙሓወይ ክቡር መጠን ነብሱ የኽብረካ 🙏❤😊

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn22 күн бұрын

    ማዓረይ ተባረክ ዝሓወይ❤❤❤

  • @JfUd-de8dl
    @JfUd-de8dl22 күн бұрын

    ኣሰይ ማኣረይ😢ተዓዲልኪ

  • @Ngsti-np1iw
    @Ngsti-np1iw21 күн бұрын

    ታዓድልኪ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ❤ ደቂ ሰባት አውን ታይ እሞ😢

  • @user-ho2uc6se4i
    @user-ho2uc6se4i21 күн бұрын

    ቀደማካ ዘሓወይ ተባረክ

  • @user-lt5rm4vj2s
    @user-lt5rm4vj2s22 күн бұрын

    ትዓድልኪ ታይ ዓይነት ዓረብ ኣላትክይ ወዲ ትመልስ😮🥰🥰🥰

  • @genet3442
    @genet344222 күн бұрын

    ዋዉ ከማኩም የብዘሐዮ ዙም ናተይ ፉትዋት❤❤❤❤ሓዳሩኩም ይባረክ ❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    22 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @yyghhu9146
    @yyghhu914618 күн бұрын

    ዊይ ትዕድልቲ🙏🥰❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f22 күн бұрын

    ኣስይይይ ፍቁሩኩም የብዘሓዮ❤❤❤

  • @LovelyDragon-cz7dt

    @LovelyDragon-cz7dt

    21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤Konejooo

  • @user-qb9gl6nc7o
    @user-qb9gl6nc7o22 күн бұрын

    ዕደመን ጥዕነን ይሃብኩም አሕዋተይ ደስ ባሃሊ Famili🙏❤❤❤❤❤🤙

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    22 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @YdtHr
    @YdtHr22 күн бұрын

    ማዓረይ ተባረክ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Semri136
    @Semri13621 күн бұрын

    fekrakm yebrak❤❤🎉

  • @AlalamkfhfALALALEOD
    @AlalamkfhfALALALEOD22 күн бұрын

    ቀፅለሉ እዛሓወይ ክብሪ ይሃብካ

  • @tsegatsega4101
    @tsegatsega410122 күн бұрын

    ኣስይ ክብራት ስድራ ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ

  • @user-bt6yx7lw9i
    @user-bt6yx7lw9i20 күн бұрын

    ፅሩያተይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlem4809
    @lemlem480918 күн бұрын

    ፈጣሪ ክብሪ ይሃብካ ዛሓወይ ተዓድልኪ ማዓረይይ ❤❤❤❤

  • @saddvzx9822
    @saddvzx982218 күн бұрын

    ጅግና ዝሓወይ ቡሩክ❤❤❤

  • @T8Gz-rq9st
    @T8Gz-rq9st21 күн бұрын

    ፍቅርኩም ሓዳርኩም መድሃኒኣለም ይባርከልኩም🙏ክቡር ስብኣይ

  • @norahabashi6554
    @norahabashi655422 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ሓዳሩኩም ይብርክ አሕዋተይ ማዓረይ❤❤

  • @bege8567
    @bege856721 күн бұрын

    ዋውውውውው የንየ ጅግና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-tb7ec6tm2d
    @user-tb7ec6tm2d22 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey22 күн бұрын

    ናይ ማሂ ዜድ ቤተሰብ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይጀማሪት እየዎ🎉🎉እሰይይይይ ፍቁሩኹም ያብዘሐለይ እዘም ኣሕዋተይይይ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ🌿🙏🌿🙏

  • @user-hw7eo2lr5v
    @user-hw7eo2lr5v22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትጂ
    @ትጂ22 күн бұрын

    ጎይተዋይ 😮

  • @Samsunga23-ks9jv
    @Samsunga23-ks9jv21 күн бұрын

    መታደል እኮ ነው ደስ ትላላቹ❤❤❤

  • @user-mz8dv9qw2d
    @user-mz8dv9qw2d22 күн бұрын

    ኣንታ ከምዚ ዝበለ ሰባኣይ ተዝፈጠረለይ ኣልዕሎም ዶ በቲ መኮሰተር ክክሰትርና ከይኖም😢😂

  • @Ngsti-np1iw

    @Ngsti-np1iw

    21 күн бұрын

    መን እሞ ዘይደሊ ከምኡ ዝበለ 😂😮

  • @adwsdas25
    @adwsdas2522 күн бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-cw1hw1tq3e
    @user-cw1hw1tq3e22 күн бұрын

    አሰይ ፅርያተይ❤❤❤❤❤🎉

  • @VvHv-qt5wd
    @VvHv-qt5wd18 күн бұрын

    ዋው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-yp9tw8sr9w
    @user-yp9tw8sr9w21 күн бұрын

    ኣስይይ ፍቁሩከም የብዘሓዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @dhsg6412
    @dhsg641222 күн бұрын

    ❤🥰

  • @hdhfhgfhdjf5542
    @hdhfhgfhdjf554222 күн бұрын

    አሰይ ፅርያተ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-qn3qk3ob1d
    @user-qn3qk3ob1d22 күн бұрын

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ተዓደልኪ❤❤

  • @selamselam6413
    @selamselam641322 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Monliaz
    @Monliaz22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @gideyredae1632
    @gideyredae163221 күн бұрын

    ዋውውውው❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @yerdnosglagerye1780
    @yerdnosglagerye178021 күн бұрын

    ኣሰይይይይ❤❤

  • @amnaslama4484
    @amnaslama448422 күн бұрын

    ኣሰይ ፅርያተይይይይ❤❤❤❤

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e21 күн бұрын

    ኣምላከ ቅዱሳን ንስጋ ወደሙ የብቅዕኹም ማራ እየ ዝፈትወኩም❤

  • @user-xr2hv1zv7k

    @user-xr2hv1zv7k

    19 күн бұрын

    ኣሜን (3)

  • @greattigray5290
    @greattigray529021 күн бұрын

    ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @GvyvyvDzdxd
    @GvyvyvDzdxd22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-lk6xm9xr9c
    @user-lk6xm9xr9c22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-xs8el1ot9q
    @user-xs8el1ot9q18 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mebrihitwelay9353
    @mebrihitwelay935321 күн бұрын

    wawwwwww❤❤❤❤

  • @TitiTiti-cz8hj
    @TitiTiti-cz8hj21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e22 күн бұрын

    አሰይይይ ፅሩያት ፍቅርኩም የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ❤❤❤❤ ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ደቂ እመብርሃን አሕዋተይ❤❤❤

  • @AelisaYouTube
    @AelisaYouTube22 күн бұрын

    👍እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ዞም ናተይ 💟❤😘👍

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    22 күн бұрын

    ደምረኒ ምቅረተይ❤

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q21 күн бұрын

    ደሰ ክትብሉ❤

  • @user-hy6uq8cv7v
    @user-hy6uq8cv7v22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    22 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg22 күн бұрын

    ሙቁራተይ❤❤❤❤

  • @fada3193
    @fada319320 күн бұрын

    ደሰ ክበለካ ነይ ሰራሕ ሰብ❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed132222 күн бұрын

    ክብሪ ያሃብካ ክቡር ሓዉና 🙏❤

  • @brllabay3842
    @brllabay384221 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MakdaHabtemaram
    @MakdaHabtemaram22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @mmn5167
    @mmn516722 күн бұрын

    እንዳ ሓበሻ ዲኪ ትሰርሒ ከመይ የ ነገሩ ንገርናማ❤

  • @MeriHaylsh
    @MeriHaylsh22 күн бұрын

    ሙቁራት❤❤❤❤

  • @user-mk6gv2dr7v
    @user-mk6gv2dr7v22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HyatHyat-kv4jz
    @HyatHyat-kv4jz22 күн бұрын

    ዓሞኪ ትፈቅደልኪ ማለት ድዮ

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    22 күн бұрын

    ደምርኒ🎉

  • @WsYr-ou6se
    @WsYr-ou6se21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዋውውውው❤❤❤

  • @hthf454
    @hthf45420 күн бұрын

    ክብሩ ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ ክብሪ ይሃብካ ማዓረይ ማሂተይ ተዓዲልአኪ 😊

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b22 күн бұрын

    አሰይይይ ደሰሰሰ ባህልቲ❤❤❤

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    22 күн бұрын

    ደምረኒ ክብረተይ🙏

  • @user-um8ob3sw9d
    @user-um8ob3sw9d22 күн бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    22 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ

  • @user-kl7tu4du4s
    @user-kl7tu4du4s22 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅር❤❤❤

  • @user-hv1td3ei7b

    @user-hv1td3ei7b

    21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-by6lo6oz5l
    @user-by6lo6oz5l22 күн бұрын

    ፍቅሩኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ

  • @selamgebrewahd7801
    @selamgebrewahd780121 күн бұрын

    ክብሪ ይሃብኻ❤

Келесі