Zban Yehwat Belwa - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
Музыка
Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
እና በልክዋ
ሓንትን ድምቕትን
እና በልክዋ
ሓንትን ስምርትን
ክልተ ኾይና ሁይ...
ሂወትን ሞትን
ተነጻጺላ ሁይ...
ከም ማይን ዘይትን
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ዓይና ፍቕሪ በቒቑ
ለውሃታ የጸንቂቑ
ማዓር ልሳና ዓርዒሩ
ገጻ ተኣሳሲሩ
ኣይፈልጣን’የ ብኸምዚ
ኮይንኒ’ሎ ዘይእመን
እንትርፎ ፍቱው ስማ
ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን
ድምቕተይ ተቐይራ
ፈጺማ ኮይና ካልእ
እንያይ ኮን’የ ኣቢሰ
ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ
ክትክዝ ቀትርን ለይትን
ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣማልዱ ለባማት
እወ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ..
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ
ጎሮሮይ እንድዕልካ
ጥፍኣት ተኣውጅልካ
እታ እንኮ ትየለላ
ዒላኻ ጨው ፈልፊላ
እንተስ ገለ ኣጉዲለ
እንተስ ገለ ኢሎማ
ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል
ምርኣየይ ተሓሲማ
ኡኡ...
ብ ረፋድ ነቓኒቓ
ንልበይ ተዳህያቶ
እንሆ ፈተኹኻ
ክትብል የእሚናቶ
ገርሂ ልቢ መሊሱ
ን ሕምቶ’ዶ ሕቶ
ክተሳስዮ ዉዒላስ
ሃዲማ’ብ እቶእቶ
ክሽሕራ እንተደለኹስ
እታ ብተይ ኮይና ነብሪ
ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ
ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ
ዓሰርተ ከይቖጸረት
ሕቓኣ ሂባትኒ
ሰንፈላል ኮይነ’ለኹ
ባዶነት ወሪርኒ
እሞ በልዋ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ፍቕሪ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ተስፋ ቐቲላ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ወዲ ሰብ ሃስያ’ላሞ
ዝባን የሕዋት በልዋ
ኣህ..
ቀይራ ኣመላ
ዒላይ ጨው ፈልፊላ
Пікірлер: 147
ነዛ ደርፊ ክሳብ ሎሚ ትፈትዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዘለኩሞ ቅሳነት ሰላም ይግበረልኩም ፈጣሪ
@brtukanyab3338
Жыл бұрын
ናይ ኪሮሰይ ደራፊ መቼም ኣይሙነን❤️💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@biniamkidane7687
Жыл бұрын
@@brtukanyab3338 ያ ናይ ብሓቂ ዕለታዊ መግቢ ናይ መፈስና ዩ
@Wedi--May--Weyni
Жыл бұрын
Etom zey fetwuwa ka edmekum yehxro dya za koment
@luwamtesfay4479
Жыл бұрын
Amen zhawey
@yeludart8422
Жыл бұрын
Amen
Men alo still 2024 dsemia ❤
ኪሮስይ ንደርፍካ ዝውዱሱ ቃላት የብለይን ❤❤❤❤
@abelgoitom4121
2 жыл бұрын
💘 you kirosey
Eski bezi bay qedem derfi kaseb hji zsmeo zelo Like weqetun
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ እቲ ኣብ ዕሸል ዕድሚኡ ካብ ዓለም ዝተፈለየና ናቱ ሓውና እዝክር ከአምዚ ከማይ ንናቱ ትዝኩሩ አስከ
@user-kq7rz3ij8y
Жыл бұрын
😢😢😢
ዛ ደርፊ ዚኣ መቐበሊ ደወል ናይ ሞባይለይ'ያ ብረፋድ ነቓኒቓ ንልብደይ ተዳህያቶ እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገርሂ ልቢ መሊሱ ንሕምቶ ዶ ሕቶ ከተሳልዮ ውዒላስ ሃዲማ ኣብ እቶእቶ
@user-gy2pn3bu6b
3 жыл бұрын
ከይትቅይራ ክስብ ዘለካ ኪኪ ፡king
@serahselituni9699
3 жыл бұрын
A
@kisanetkahsay5129
Жыл бұрын
Emo entay
Men alo stil 2022 zsema 😚
@nassirali7630
Жыл бұрын
2023 aleku
ደርፊ ናይ ቀደም ወርቂ ኢዩ። ኪሮሰይ ጂግና ወዲ ህዝቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እና በልክዋ ሓንትን ድምቕትን እና በልክዋ ሓንትን ስምርትን ክልተ ኾይና ሁይ... ሂወትን ሞትን ተነጻጺላ ሁይ... ከም ማይን ዘይትን ጎሮሮይ እንድዕልካ ጥፍኣት ተኣውጅልካ እታ እንኮ ትየለላ ዒላኻ ጨው ፈልፊላ እንተስ ገለ ኣጉዲለ እንተስ ገለ ኢሎማ ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓሲማ ኡኡ... ዓይና ፍቕሪ በቒቑ ለውሃታ የጸንቂቑ ማዓር ልሳና ዓርዒሩ ገጻ ተኣሳሲሩ ኣይፈልጣን'የ ብኸምዚ ኮይንኒ'ሎ ዘይእመን እንትርፎ ፍቱው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን ድምቕተይ ተቐይራ ፈጺማ ኮይና ካልእ እንያይ ኮን'የ ኣቢሰ ክሳብ ከምዚ ዘጽልእ ክትክዝ ቀትርን ለይትን ዓይነይ ኣብዩ ምዕማት ዝባን የሕዋት በልዋ ኣማልዱ ለባማት እወ በልዋ ዝባን የሕዋት በልዋ ፍቕሪ ቐቲላ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ተስፋ ቐቲላ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ወዲ ሰብ ሃስያ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ኣህ. ቀይራ ኣመላ ዒላይ ጨው ፈልፊላ ጎሮሮይ እንድዕልካ ጥፍኣት ተኣውጅልካ እታ እንኮ ትየለላ ዒላኻ ጨው ፈልፊላ እንተስ ገለ ኣጉዲለ እንተስ ገለ ኢሎማ ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓሲማ ኡኡ... ብ ረፋድ ነቓኒቓ ንልበይ ተዳህያቶ እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገርሂ ልቢ መሊሱ ን ሕምቶ'ዶ ሕቶ ክተሳስዮ ዉዒላስ ሃዲማ'ብ እቶእቶ ክሽሕራ እንተደለኹስ እታ ብተይ ኮይና ነብሪ ሪኤ እምበር ጉዳም ሪኤ ኣብ ሓደ ገጽ ክልተ ባሕሪ ዓሰርተ ከይቖጸረት ሕቓኣ ሂባትኒ ሰንፈላል ኮይነ'ለኹ ባዶነት ወሪርኒ እሞ በልዋ ዝባን የሕዋት በልዋ ፍቕሪ ቐቲላ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ተስፋ ቐቲላ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ወዲ ሰብ ሃስያ'ላሞ ዝባን የሕዋት በልዋ ኣህ. ቀይራ ኣመላ ዒላይ ጨው ፈልፊላ
ብረፋድ ነቃኒቃ ንልበይ ተዳህያቶ እኖሆ ፈተኹኻ ኽትብል የኢሚናቶ ገርሂ ልቢ መሊሱ ንሕምቶ ዶ ሕቶ ኸተሳስዮ ዊዒላስ ሃዳማ ኣብ እቶእቶ kiros Asfaha👑 ❤️💎👑::
ዓይና ፍቕሪ በቒቑ 🎶 ለውሃታ ተጸንቂቑ🎶 መዓር ልሳና ዓርዒሩ🎶 ገጻ ተኣሳሲሩ 🎶 ኣይፈልጣን'የ ብከምዚ🎶 ኮይንኒ'ሎ ዘይእመን 🎶 እንትርፎ ፍትው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን 🎶 😢 19 feb 23
ደሪፍካዮ ኪሮሳዊ ኣነ ደስ ትብለኒ ደርፊ እያ ብስም እዛ ደርፊ ህያብ ከበርክተልካ እየ
Kiros nber derfika astlilin eu yibel githimi yibel zema ❤❤❤❤❤❤
Kiros jigna, eza derfi hiwet zelewa srah eya, blbi ka yemesgneka, eta seb gn kemza natey entekoynas enquae kedetlka, Beynka tum.
God bless you thanks for the nice music it goes with real life in Eritrea
Yonas btaemi ab resi abadit tgebrom kbri haloti 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ኪሮስ እንታይ'ሞ ክብል የ ኩሉ ዘይምካዮ ኢኻ ዝተርፈካ የለን ኣብዛ ዓለም ብግቡእ ተልእኾኻ ፈጺምካ ኢኻ ሞ ቅሰን ምክንያቱ ኣምላክ ክፈጥረና እንከሎ ናብዛ ምድሪ ብምክንያት እዪ ።
Kiros asfaha Always best singer ♥
ክሮስ ሽኮር ፍቅሪ ግሊፅዋ ኣቦ ስነኪነት❤️✅
Zban yehwat belwa Kiros asfaha ❤
iza derfi deggem zsma.21.4.2021.the best 💝💝 music kiros asfha 🎶🎶
@arsenalforevergunners913
3 жыл бұрын
Dhri 3 mealti endya abibeya eza cometka eza derfi sela zefetwa gen 👍hibeka aleku hawey natey.
ብረፋድ ነቓኒቓ ንልበይ ተዳኅያቶ እንኆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገርኂ ልቢ መሊሱ ንሕምቶ ዶ ሕቶ ከተሣሥዮ ውዒላሥ ኃዲማ ኣብ እቶ-እቶ 💚🖤
@imissmama3978
Ай бұрын
😢
King😢🤴☝️
Kirosyyyyy entay ela eya keglexka meglxi senatka nebrelyy nezlalme
Ksab hji 19/3/2023 🎉😊
#እንተስ ገለ ኣጎዲለ እንተስ ኢሎማ ከም ሰይጣን ኣብ ገጽ መስቀል ምርኣየይ ተሓስማ# ኪሮሰይ ፈውሲ ልቢ ክሳብ ዝመውት 😢❤
Zefetweka deraf eka nera entay yeabes mo 😔
ኪረሰይ ናይ ፍቅሪ ሓድሽ ክንጽበ ኢና 💋💋💋💋💋💋❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኺሮስ ቆፎታት ዝኽረይ❤
Lovely song ❤
እታ እንኮ ትጠለላ ዒላኻ ጮው ፈልፊላ ። ኪረሶይ 👑
Kiros fqri❤ tay eye no kbleka❤❤❤
Nay moodey kiros ♥️
Kirosey 🥰🥰🥰anes kfetweka
Kiros king of art
kiros shekor, eza derfi za ahhhh mara tezkro aloni
ኪሮስ ጉዳይ ሃገር pause ጌርካ ሓንቲ ከም ሓውኪ ኮይነልኹ, ዝባን የሕዋት በልዋ, ዝዓይነተን ደርፊ ፈይ ኣብለልና ። ደሓር play ኢልካ ካብታ ደው ዘበልካያ ጉዳይ ሃገር ትቅጽል።
@eriboy8597
2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 Msaka aleku Kirosey hadimna Wela xeliayo keleku bhluf derftatu ye zxenanae Kiros kedem nafikeyo🥰😞😞😞
💯 good job kiros
ኪሮስ ሓላል ፈታዊ ህዝቡ
Zban yehwat gn aysemetn Bae gdefa
100% ካሊእ ዝብሎ የብለይን
Kirosey halal ❤️❤️❤️
Who's still listening to this in 🫶🫶🫶🫶🫶🫡
Kitos Kem lomi keykine ❤❤❤
Kirosey 💙
Kirosey meley
ኪሮስ ጎይታ ትግርኛ ❤🙏
King kiroseyy ♥️👑
Ahhhhh kiki entay emo I love you
kirosey btami jegna Anhna Tegaru btami Eina nfetwekan nekbrekan
Ahhh V beli iske beti zikedkiyo wulad aytledi fetari ente iliwo
Kiross kinggg ❤❤❤
Music heals 🎶
Derfi ko sebay Ika politic gn natka aykonetn
My hero 🥰🥰
Kiros Hero ❤❤❤❤❤
Helfe yeku
Master peace #2022
Kiros nay himamy
Kiros kingggg❤
I love u so much behake
Temalisu zsema alo do kemezi kemay
Zuban yehwat belewaaaaaaaaa wedi seb hasiya ala mo zuban yehwatttttttt belewaaaaaaaaaa
My hero 😘👑
Kirosy ❤️
𝐊𝐢𝐫𝐨𝐬 𝐚𝐲𝐚𝐦 𝐈 𝐥𝐢𝐤𝐞 𝐢𝐭
Kiros 🎤💙
ወዲ ህዝቢ ጅግና ፈረሰይ ጋልበለይ
ህዝባዊ ግንባር ዝባን የሕዋት በሉዋ ፡ ህዝቢ ትብደል ኣለካ በሉዋ
Kiros jagn King 🤴
Nugusey💚🖤
Keresy I like u ♥
Kirosy ewe yak tezkero naqfa usrbet😴 2016
10 ከይ ቆጸረት ሑቁኣ ሂባትኒ ።። ኪሮሰይ እንታይ ሞ ይኣብስ
Kirosey abo haki
Keros halay
@Kiros.meksebalem
2 жыл бұрын
ውጻ እስከ ካብዚ ኹርኹር
Living legend 🙌 👏 ❤
Lyrics 100% Zema 100 %
ኪሮስ ሕጋዊ
Kiki love you
Kirosey
እዛ ደርፊ እዚኣ ከመይ ድያ ልበይ ትተናኽፎ ኩሉ ደርፍታትካ ይፈትዎ ኢየ'ሞ ከምዚኣን ከም ሓሾው ጎዳይ'ለን ግን የለን 1 ዝባን የሕዋት በልዋ 2 ሓሾው ጎዳይ'ለ 3 ሽወደናዊተይ 4 ዓይኒ ከተማ 5 ኤልዛ 6 ቤተ-ሰብ ንኹን 7 ምሸት ምሸት 8 ማዓት ወረ 9 ትኣምር 10 መክሰብ ዓለም 11 ኣምቸ 12 እሞ ድማ ስሌኺ ......ወዘተ
@king_kiros_
10 ай бұрын
እዚኣን ሓሾው ጎዳይለን ይፍለያ ኢየን😢❤
💯💯💯💯
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
Abo haki
Kirosey 🎉🎉🦾jgna
ክሮስ ሾኮር
💚🖤
💙💙💙💙💙💙💙💙
😍🥰🥰🥰🥰🥰
25.08.23😔
@annakovalska703
7 ай бұрын
27/12/23 ❤😂
Nay kiros derniers gn mntay ab Spotify zeyele😢
Kiros keymete kelo😢❤
@Kiros.meksebalem
10 ай бұрын
ንስካ ኢካ ሜትካ ብሂወት ከለካ ሬሳ
@lyonmiki2470
7 ай бұрын
@@Kiros.meksebalemwedi ቡዳ ኣቦኻ ቡዳ
@Kiros.meksebalem
7 ай бұрын
@@lyonmiki2470 ኣብ ኣፍካ ካሸነልካ
ዓይና ፍቅሪ በቂቁ ለውሃታ ተጸንቂቁ መዓር ልሳና ዓርዒሩ ገጻ ተኣሳሲሩ ኣይፈልጣን እየ ብከምዚ ኮይኑኒ ኣሎ ዘይእመን እንትርፎ ፉቱው ስማ ካልኣስ ንሳ ኣይኮነን!! ኪሮሰይ ጎይታ ጥበብ
Kkkkk abza derfi fluy zkeri eyu zelni ab zkone agatmi ksema kelku bsahk ymwet beka uff abti wuy edme kelku nahnti yefkrelkum mo sekire neza defi ena derfku zban yehwat belwa enablku geza yatu mo jemay teskimom kabti bota yerhkuni ksab zergaga nabti gemgem ruba wesidomni
@sirakyemane6903
2 жыл бұрын
😀😀👍
@yemanehayleab
Жыл бұрын
ፈቃርየ እየ ብተፈይሮይ ክክክክክክክክክክክክ መዋዳእታኡከ
Up
እዋይ ግጥሚ ብረፋድ ነቃኒቃ ንልበይ ተዳሃያቶ እንሆ ፈተኹኻ ክትብል የእሚናቶ ገረሂ ልቢ መሊሱ ነሕምቶ ዶ ሕቶ ክተሳሲዮ ዊዒላስ ሃዲማ እቶእቶ bqelilu ktrdo kebid eiu
ኮኮብ ኤርትራ ኪኪ
@kasimabdu7023
3 жыл бұрын
Abay tigray kkkkkkkkkk in dreem 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@kiros123
Жыл бұрын
@@kasimabdu7023 qebila abeyu hagerka yemen?
ግ ን ኣለኹ ኹሁሉ እየ ጌና ምስ ኤሩ :: 2 21/ዐ8/ 20 23 ጥፋኣትኻ ግዲ ኣውጇልኻ ሶማልኻ ኣምሓራኻ ቶሎ ንግበር 😅😅😅😅😅😅😅😅
@Kiros.meksebalem
10 ай бұрын
ወዲ ቱካን