አዛራረቢ ቃለ መሕተት ኣብ ራድዮ ኤሬና 1ይ ክፋለ

አዛራረቢ ቃለ መሕተት ኣብ ራድዮ ኤሬና 1ይ ክፋለ

Пікірлер: 22

  • @user-bo2nm5by9x
    @user-bo2nm5by9x4 ай бұрын

    ተባረኩ አቦታት ሽሻይ ከኣ ስነ ሓሳብ ህግደፍ ዘዕገርግረካ ወጺኡልካ ክከውን ተስፋ ይገብር

  • @snaytfukad9523

    @snaytfukad9523

    10 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @geremogos928
    @geremogos9284 ай бұрын

    ከማኹም አቦታት ስለዝሃበና ንእግዚአብሄር ክብሪ ይኽን እግዚአብሄር ጥበቡን ሓይሉን ይሃብኩም

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe11324 ай бұрын

    ክብረት ይሃብኩም አቦታትና :ጾሎቶምን በረኸቶምን ናይ አቦና ሰማእቲ አምነ አንተንዮስ አይፈለየና 🙏🙏🙏🙏

  • @solomonzerat7043
    @solomonzerat70434 ай бұрын

    ራድዮ ኤረና ጠንቃም መዕነዊት ሀገር ኢያ::

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe11324 ай бұрын

    ፍትሒ እኮ ኩሉ እዩ ዝደልያ :ዋላ እቶም ምስ ቲ ዓማጺ ስርዓት ዘለዎ እዮም ዝደልይዎ :ምስ መጸ ካአ ግልብጥ ኢሎም :ምስቲ ንፍትሒመስዋእቲ ዝኸፈል :ክጽንበሩ አይሐፍሩን እዮም :ስለዚ ቃልሲ ከም ሽሙ ቃልሲ እዩ:እቲ አብ መትከሉ ዝጸንዕ ካአ ክዕወት እዩ:አጆኩም አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏✝️✝️💙💙💙💙💙💙💙

  • @kidanemhret5257
    @kidanemhret52574 ай бұрын

    ኣቦታትና እግዚአብሔር ልቦና ሂቡኩም እዮ::

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie95834 ай бұрын

    የቐንየልና ኩቡራት ኣቦታትና ተባረኹ !! እንተ እ'ዚ ወዲ ጠንቂ'ዩ ዝፍሕስ ዘሎ ዕሩብ ሕልና ኢዩ !!

  • @Hantiya03
    @Hantiya034 ай бұрын

    Jeganu, tebaAat abotatna Edmen TiEnan yhabkum!

  • @haben9222
    @haben92224 ай бұрын

    Jagano abotatina god blessing ur services .

  • @mai-maele29
    @mai-maele294 ай бұрын

    ጋዜጠኛ ሽሻይ 😮 ብጣዕሚ rud መርገጺኡ ካብ ህግደፋዊ ኣተሓሳስባ ዘይተጋላገለ ምኳኑ እንደለ ምኮነ ኣዘራርባን ስነስርዓትን ግን እኅኅህ ብብረት ዝመጸት ሃገር እንተኔራ ብብረትን ሳንጃን ከኣ ህዝባ ተጥፍእ ኣላ ዩ መልሱ

  • @otcanful
    @otcanful4 ай бұрын

    ደረቅ ሓታቲ።

  • @user-tg6yj6si9k
    @user-tg6yj6si9k4 ай бұрын

    ኣቦና ኣቡቲ ምእተዊ ዝሎ ምዝቃ መዝሙር እንተ ትከውን ነራ ሰናይ ነሩ ዋላ ደኣ ራድዮ ይኩን ንሱ ቁሩጽ ኣብልዎ ከምሓሳብ 🙏💒

  • @alekuiyezbl
    @alekuiyezbl4 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ኣነ ተገሪመ ኣለኹ አንታይ ዓይነት ዓንጃል ሰብ ኢዩ በጃኹም ጋዜጠኛ ኢየ ኸኣ ይብል ጉሓፍ ኣነ ብነብሰይ ብንጹር ሓሳብ ተረዲአዮ ናይ መወዳእታ ድሑር ሰብ ኢዩ ዘሕዝን ኢዩ ኣይኮነን ኣብ ምዕቡል ሃገር ኮንካ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ክዛረብ ብጣዕሚ ብሓቂ ነዲደ ከምዚኦም ክህልውናስ ከም ዜጋ ሓዚንካ ኣይትውድእን ኡኡኡኡፍፍፍፍፍ

  • @berhanemedhanie9583

    @berhanemedhanie9583

    4 ай бұрын

    እወ ሓቂ ግን እተን ለኽባጣት ዝሓትወን ሕቶ ኢየን ኣብ መልሶም እተዓጊብካ እኹል ኢዪ🎉

  • @alekuiyezbl

    @alekuiyezbl

    4 ай бұрын

    እወ ጽቡቅ ኢዩ እንታይ እሞ ኣሸጊሮምና እኮ ክንደይ ምተዛረብና እኮ ግን ንመን

  • @Eritreaforeritreans_4131.
    @Eritreaforeritreans_4131.4 ай бұрын

    ኣይ መርጌታ እስቲፋኖስ ክብረት ኣይደልን ኢልካ በል ምሕረት የውርደልካ

  • @yohang2067

    @yohang2067

    4 ай бұрын

    እንታይ ክትብል ኮን ደሊኻ/ኺ ትኾኒ? ሓቂ እንተህልወኻ/ኺ ተኸዊልካ አይኮነን። መርጌታ እስቲፋኖስ ሓቀኛ ተባዕ ካህን እዮም። ከም ካልኦት ካህናት ብኸብዶም ዘይሽየጡ ዋላ አብቲ ጸቢብ ግዜ። ታሪኾም ብግዚኡ ኽወጽእ እዩ። አሰር አቡነ አንጦንዮስ ዝኽተሉ፡ብሕልኖኦምን ብወንጌልን ዝነብሩ። ቶረንቶ ብዓቢኡ ድማ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትርያ ከም መርጌታ እስቲፋኖስ ካህን ምህላው በረኸት እዩ። ንመርጌታ እስቲፋኖስ ድማ ዕድመን ጥዕና፡ አገልጉሎትኩም ይባረኽ ሓቀኛ አቦ።

  • @yosifgebreal5266
    @yosifgebreal52664 ай бұрын

    He is hypocrite priests & he doesn’t represent Eritrean Orthodox

  • @hidatfetur5164
    @hidatfetur51644 ай бұрын

    No weapon!!! I went to Eritrea 2012 there was two military guys outside the gate but they didn't have no weapon and they let me in. I'm so grateful for 45 minutes to spend with Abba Antenios, Again 2019 they move him to Travolo. Was no guard I knock the gate. Unfortunately I didn't have a chance to see him but I pass my message. So just to clarify it about the weapon there is no such a weapon. If anybody have a question, they could get my contact from keshy Stefanos.

  • @yosifgebreal5266

    @yosifgebreal5266

    4 ай бұрын

    I agreed with you & I went to Eritrea back 2019 I set down with Abon Entnoys. I was deeply disappointed & troubled when I heard everything from Him. I believe Abon Entonis manipulated by those kind of people never stand up for the church or the church values and principles. He passed away serving the political agenda and being used.

Келесі