ዛዕባ ሎሚ ኤርትራውያን ካብ ሃይማኖት ነጻ ፖለቲካ ክንሰርሕ ተኽእሎታት ኣሎዶ? ምስ ስዒድ ተወከል
Ойын-сауық
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...
Пікірлер: 137
This young man is amazing. Brilliant, fluent, and can engage in intellectual discussion with reason. Please bring him more often
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
@2pac795
5 ай бұрын
@@senay4207SEKIT GOMAL 😂
ንካልኣይ ግዜ እንተተምጽኣ ጽቡቅ ነሩ ፍናን ሓቢብና
He is amazing young person please give him more chance for his good analyzing our politics we need like him !
Wedi tewekel ❤very good thanks ❤
ተወከል ከምዚ ኣይመስለንን እዮ ኔሩ:: ናይብሓቂ በሊሕ መንእሰይ:: great host finan this young generation have a very bright future. Thank you
@abelsolomon8055
Жыл бұрын
The same like me
@venuduciel835
Жыл бұрын
Poor you. You easily fall in the trap. This idiot hates the Tigrinya people more than he loves his life.
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
@2pac795
5 ай бұрын
@@senay4207seid wedi ibrahim afa ali ibrahim goyta gimbar nakfa men eka neseka barya nay haile selassie anta gomal agame 😂😂😂
Bravo tewekel kemzi ayxibeyekan aye nere really 👏👏
Proud of you Seiday jegna wedi tom fterti Hager🐆😇
ፍፋን ጽቡቕ ዘተ ቀጽሎ። ሲዒድ ከኣ ንፉዕ ጽቡቕ ኣጋላልጻን ኣቀራርባን ንመጀርያ ጊዜ ዝመሰጠኒ ፖለትካዊ ትንታነ; ብፍላይ ጠማሪ ውድብ ኣብ ዝብል ክንሰርሓሉ ኣለና ። ኩሉ መንእሰይ ድሉው ዩ ግን መጻኢት ኤርትራ ክንሪኣ እንተኾና ዘተኣማምን መራሒ ክህሉ ኣለዎ ። ኣጆና።
sied tewekel 👍
What a smart interviewee. God bless you brother saed. 🙏
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
@2pac795
5 ай бұрын
@@senay4207Suq elka temaher dege 40 eka nafat agame 😂😂
Seid tewekel is intlegent guy and with good vision you are my teacher.
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
Politically speaking (Mr. Seid) this is the right move especially Tigray is not losing. The Biggest Eritrean Platform is blooming thanks to Fnan & Wufuy. Especially Wufuy's hard work is paying off. Which is good things for all of us Eritreans.
Welcome! Seid Tewkel and Fnan! 🍀🌿☘️♥️🍀🌿☘️
Seid Tawakel brilliant end thanks Fnan
Thank you fnan and wofuy for this beautiful program and for beautiful music 🎶 😂😊
ስዒድ ተወከል ክሳብ ክንድዚ ብስለት ዘለዎ ይመስለኒ ኣይነበረን እንተኾነ ግን ኣብ ልዕልኡ ዝነበረኒ ኣጠማምታን ርድኢትን ጌጋ ምንባሩ ተረዲእኒ ብዝኾነ ፋኒ ብቐጻሊ ኣቕርቦ እዚ ወዲ ኣገዳሲ ኢዩ
@gezadkatat1465
Жыл бұрын
ሽሕ እንተ ኮነ ሕያዋይ፡ኣይትእመን ኣስላማይ ይብሉ ኣቦታትና ክምስሉ፡እዚ ቀንዲ ካብቶም ኣራዊት ጸላእቲ ህዝቢ ትግርኛ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ይስራዕ።
@user-ct8sx5fx3k
Жыл бұрын
@@gezadkatat1465 መጀመርያ እቲ ኣበሃህላ ተጋጊጋ ኣለኻ " ሽሕ ግዜ ተኾነ ሕያዋይ፡ ኣይትእመን ትግራዋይ" እያ ትብል ደሓር ከኣ ጭብጣዊ ሓቂ ዘይብሉ ካብ ፍርሒ ዝተበገሰ ርእይቶ ኢዩ እዚ ንዓይ
@bambelomlash1214
Жыл бұрын
@@gezadkatat1465 nea gdef yxnahalna nsu Unity btaemi eyu zedlyena. N deqi hagerna Muslim Tigray zxeluue kea b Fqri Tray Ena nseerom
@user-ct8sx5fx3k
Жыл бұрын
@@bambelomlash1214 ንሱ እንድዩ ደኣ ዝዓበየ ሽግርና ፈቲና ጸሊእና ምሳና ክሳብ ዘሃለዉ ተኻባቢርካ ደኣ ምበር ብ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ግን ሰላም ዘጋብር ኣይኮነን
@gezadkatat1465
Жыл бұрын
@@user-ct8sx5fx3k ሻዕብያ ጽልኢ ተጋሪ ክሓድረካ ዝቀየረቶ ምስላ ሒዝካ ትመጽእ ክንደይ ትሓምቅ፡፡ ኣቦታትና ዝመሰልዎ ምስላ ሽሕ ግዜ እንተ ኮነ ሕያዋይ፡ኣይትእመን ኣስላማይ ኢዩ። እንተ ሓሰብካዮ'ከ ካብ ትግራይ ዘይውለድ ኣይጭዋን እንዳ በሉስ ተመሊሶም ኮሙኡ ክምስሉ ኢልካ ሓሲብካ ማለት ድዩ፧
ስዒድ ምስ ደስ ዝበለካ ራስ ብ ራስ ኣውርዱ ካብቱም ኣዝዮም ንዛምነሉ ብዘይ ሙጃማላ ካሽ ዘቕምጥ ሰብ እዩ ካብ ኩሉ ካ ደስ ዝብለካ ካ ብዝግባ ዝሓለፈ ታርክ ኤርትራ ዝፈልጥ ሰብ እዩ።
ፍናን በሊሕ መንሰይ ጂግና❤❤❤❤❤❤❤
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
seid tewkal smart man bravo
ስዒድ በሊሕ መንእሰይ ኢዩ ፋኒ ደጋጊምካ ኣምጻእልና
Fnan Ms gashka great job 🙏👌🌹
A very insightful and fruitful discussion indeed. I know Seid is a straight shooter, but here he even went the extra mile. I am sure his bold and thought-provoking statements are bound to startle some of the audience on this channel.😂 Moreover, Fnan’s willingness to entertain different ideas and perspectives, as heartwarmingly evident in this discussion session, is even more admirable. Kudos to you both! 🙏🏾
ከብድካ ይበልዕ ብሓቂ ምሕዘን
Xbuk serah 👍
Tnx fani for ur service
ሰላም ፍናን
Seid well said
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Good job fani❤
Ezi lokmax finan Aslam kenqetill Allona zebell sebb intervju zegbere eyo. 🙏🏽⛪️⚖️🕌🙏🏽
Seid tewekel smart jigna
Waww Smart 👨
Seid smart tntane
Mashallah nice words
waoooo he is smart first time i find same can I follow
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ጉሓፍ፡ ረሳሕ፡ ንህግደፍ ዘይከሰስካስ ፡ ንብሩህ መጻኢ።
ፍናን ተኺእልካ ን ኻልድ ዓብዱ ዓድሞና ምስ ሰናይ ይቅሬታ
Good job
Fnan❤❤❤
Memhir Said tewekel bsul kab kulom zireakiwom meneseyat Aflito zekewo. Wufuy kihamie tiray eye zisemoo
"ተማሂርና ኢና ፡ ንፈልጥ ኢና" ፡ እናበሉ ብቋንቋታቶም ትግረ ትግርኛ ናይ ኤርትራ 85% ንዝኾነ ዝፈንፈኑን ዝነዓቑን፡ ኣብ ዘለዎ ሕብረተሰብ ፡ ካብ ጸቢብ ፖለቲካዊ ሃይማኖት ዝምንጩ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባ ሓራ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
Lewti delikan nebska fetikan aykeydn iyu Sie bravo agioka keslo
Kezab belo sherie du godiluwo ab Eritrea zizareb zelo
Bevo sied tawkel kamze aynet seb temslne aynbrkan pls part 2 fenan
It's TRUE side hewna
Really active yang political man
How is settled such things in the presence of activists like Tesfatsehone, he calls the majority of people like " derby" ; prefer. etc .......... please work on it.
እብርሃለዪ ክፍለ
ፂብቅ መግለጺ
Btami sbuk meglesi Sid zetababa comment Kemaka ybzhu hzbi Ertra haku iyu wala ytme klaal kkales alewo
ብራቮ ከምዚ ዘይመስለኒ ነይሩ ስዒድ ❤በሊሕ ሰብ
@venuduciel835
Жыл бұрын
ምስኪን
ፍናን ግን ንታሪኽ ወገን ትሕዝ ዘለኻ ትመስል ?
ሳላም ሳላም ፋናን ዲሕሪ ክንዳይ ኮሎል ናብ ዳሓን ኣታሓሳሳባ ትመጽ ኣለኻ ቃጽሎ ካሊኢ ቡሩህ ማጻይ ዘባሃል ጉጁለ ግና ሊዕሊ ገበኛ ዝባሃል ማሃለወ መበልኩዎ ቢዞኾነ ህዝቢ ቢሃይማኖት. ቢዓዲ. ቢኣውራጃ ካብ ቲባላሉዑ አህን ኢህን ኤልካ ሚሪዲዳ ኣብ ዓዲ ካትወና ዝኽል
احسنت يا توكل
Saed is brilliant
፡ሲዒድ credit ሃቦ ንበርገደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ብዣዕባ ዞም ካብ ጀብሃ ተመሊሶም ዝበልካዮም በዐል አብራሃለይ ኪፍለ' ዘምህረት የውሃንስ ምኽንያቱ አቡ የ ዞሎ ቲ መን መዐስ ተመሊሱ አብይ ነይሩ ክሎም thanks ታሪኽ ሰሚዕካ ዘይ ትርሲዕ ምኻንካ ድማ
ጽቡቕ ትንታነን ግልጸትን ወዲ ተወከል ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ
Seid xubuk tentena u wala fnan hashaeiye gedifna bizba guday hagerna tegeberna zebelexe u jemirkum alokum kaxilu
❤❤❤✅✅✅
እንደገና ህዝባዊ ግንባር ዝተዓወተትሉ በቲ ግፍዒ ኣብ ህዝቢ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ጀብሃ ኣዚዮም ፖለቲ ተጠቂሞም ዮም ህዝቢ ክሓቑፎም ዝኸኣለ መጀመርያ ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ብደቁ ብጅብሃ ይኹን ብህ' ግ ጽቡቕ ኣይረኸበን ነዚ ክትሽፍን ኣይከኣልን
❓️ንስለምንታይ ኤርትርውያን ብኤርትራ ክዛረቡ እንከለዉ አብ ኤርትራ ክልተ ሃይማኖት ጥራይ እዩ ዘሎ እስልምናን ክርስትናን እንዳበሉ ንስለምንታይ ❓️ ኩሎም ሃይማኖታት ምህዞታት ብኸምዚ ኸማና ሰባት ዝተመሃዙ እዮም ኩሎም ሃይማኖታት ሐቅታት አይኮኑን ግን ብናይ ስዒድ ቃላት እውን ይስምዑ አለዉ አብዛ Video ስለዚ ነዞም ከምዚኸማይ ሃይማኖት ዘይብሎም ሃይማኖት ሐደገኛ እዩ የዕናዊ እዩ ኢልና እንፈልጥ ንዓና እውን እዛ ኤርትራ ትብሃል ከምትብፃሐና ፍለጡ ብዝተረፈ ስዒድ ብጣዕሚ ሐያል ገላፃይ ካብቲ ዝገልጾ ዘሎ ብዝበዝሑ ሐሳባት አነ ምስ ስዒድ ይሳማማዕ እየ ምኽንያቱ አብ ውሽጢ ኤርትራ ዘለዉ ለውጢ ተዘይ አምጺኦም ካብ ስደት ዝኾነ ለውጢ ክመፅእ ይኽእል እዩ ኢለ ኣይሐስብን Unless 👍👍 ኩሎም ኤርትራውያን አብስደት ዘለዉ አኣብ ዝነብሩሉ ሀገር ወይ ክፍለሃገር ሐደ media ሐደ ህዝቢ ሐደ እኩባት not ውዱባት ኩሎም አንፃር ሻዕብያ እንድሕር ደአ ሰሚሮም አብ ኤርትራ ለውቲ ክመፅእ ዓቢ ተኽእሎ አሎ ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ለውጢ
@guysfunny9396
Жыл бұрын
Are u Really eritrean u don't look like😂?????
Wedi tewekel busul
ኢቲ ሓሳብ ጽቡቅ ነሩ ግን ቅድሚኡ ክማላአ ዘልዎ ኣማኢት ዓመታት ዝወስድ ቡዙሕ ነገራት ኣለው ። ንሕና ኣብዚ ሰዓት አዚ ኣብ ግዘ ባርባርያን ኢና ንርከብ ሰብ ብዘይሓደ ተሓታትነት ኣብ ኩናት ይሃልቁ ሰላማዊ ሰብ ይቅተሉ ደቂኣንስትዮ ይዕመጻ ሰብ አናረኣየ ኣብ ሓዊ ይጥበስ። ኢዚ ድማ ናይ ዘይሰልጠኑ ሰባት ተግባር ኢዩ። ንሕና ኣብዚ ክፍለ ዘመን ንርከብ። ባርንባርያን ቢዓመጽ ዝምራሕ ህዝቢ።
Zey nskum men alo u mo bhaymanot polotica zserh
@mirraderi3463
Жыл бұрын
Kela seq bel gawna deniskum ekum bihaymanot tihasbu (gawna 🐵
Harif bayu ta entay da bahri nayslam gele zbl negnag
Nfelema gzie kemzi busul zereba ria ayfeltn eye anbesa kemziom sebat eyom zedlyuna zeleku
ታቕያ ጌሩ ይጻወተላ ኣሎ ነዛ ወስላት ፍናን ኣየ ኣስላማይ ፈገር
ናይ ስውእ ዑቅባጋብር ደርፊ(ዑሱብ)ትብል እባ ስምዓያ
ኣብ ናይ ስዒድ ተወከል ገለ ቂር ዝብሉ ዝይብሩሃት ሓሳባት እኳ እንተሃለዉ እቲ ሒዝዎ ዘሎ ቡሱል ዝመስል ፖለቲካዊ መርገጺኡ ግን ዓዲ ዘእቱ ኮይኑ ይስመዓኒ Thanks ፍናን ከኣ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ከተምጽእ ምኽኣልካ ምልክት ብልሕኻ ኢዩ በሊሕ ሰብ በላሕቲ ሰባት ኢዩ ዝቕርብ
Xelmat mexae elama natom Tigrayn Eritran haweska nisltan mikdidam koinu eyu zesmaka: : Wela uka abti hade hade hasabt wey natom rieto namnelu entelo kulu nitfetatom gin ni Eritra mis Tigray hawiska hager misrah eyu elama natom💔
ተወሳኺ ጀብሃን ህ ' ግ ምስተበኣሱ ተዓረቑ ኢሉ ህዝቢ ማለት ዓበይቲ ዓዲ መራሕቲ ሃይማኖት ማዕረ ንሳሕል ከይዶም ይበሃል ተዓሪቕና ኢሎም ንህዝቢ ዘደናገሩ ከኣ ጀብሃ ዮም በዚ ከኣ ብፍላይ ህዝቢ ከበሳ ብጣዕሚ ተቖጢዑ
ስዒድ ከወል
Hel no this Jehadit should not be to this media
ስዒድ መደናገሪ ሱዳን ሓስምዎም መጀመርታ ካብ አሪትራ ጀሚርካ ተዛረብ
how Do you expect a change after Ayyay!! Don't be foolish, In the last 30 years, he hatches a thousand soldiers who have mined like him. and sees his chair. it better to work a how to remove the military mentality in the new generation's for the next 30
He is smart men
@venuduciel835
Жыл бұрын
🤮🤮🤮🤮🤮
@venuduciel835
Жыл бұрын
ኣስላማይ እንተጸረየስ ሓርኡ ኣብ ጽፍሩ 😂
ዝዋሓጥ ዘረባ ኢዩ ሓዉ ሲዒድ!!!
@venuduciel835
Жыл бұрын
ኣብ ሓዊ እቶ ቀቢላ.
@abdellaatta2512
Жыл бұрын
@@venuduciel835 😂
Totally disagree on BFME,he wants disorganized and unsuccessful struggle, as the same time he want regime change too, typically Muslim politics that contains poison rapped by liberalism 😂😂😂😂
@yunisabdallah2461
Жыл бұрын
Keep learn you will understand one day
@Habesha28
Жыл бұрын
@@yunisabdallah2461 what can I learn from this? Liberalism ideologi cannot forbid you thinking freely even those who want to change the map or demography has full rights to do it as long as it isn’t violently enforced if the ppl wants to change decision democratically! Who is he he to say these are traitors these aren’t? The problem of our Muslim brothers/sisters isn’t different than pfdj supporters namely the hate of Tigray and tegaru!
😂😂😂😂
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
@senay4207
Жыл бұрын
❗️❗️❗️❗️❗️ ኣዝዩ ሓደገኛ ሰብ❗️❗️❗️ህግደፍ ማሕበራዊ ሃይማኖታዊ ደርቢ ኢዩ ኢሉ ኣብ ኣኬባ ናይ መንእሰያት ዓፋር ዝተዛረበ። ኣየኖት ሕብረተሰብ ንህግደፍ ይይድግፍዎ ኣለዉ ዝተፈልጠ ኢዩ ኢሉ ኣሌታዊ ምትእኽኻብ ዘተባብዕ ሰብ ኢዩ። ኣይትገራህ ኤርትራዊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. ንዞባና ሕምስምስ ኣቢልዎ ዘሎ ዓሌታዊ ምትፍናናትን ኩናትን ኢዩ፥ very narrow politics
ዋው መምህር ስዒድ ቡሱል ሰብ ❤❤❤
ጀብሃ ዋላ ኣስላማይ ይጀምራ ዝበዝሑ ኣመንቲ ክርስትና ኢዮም ኔሮም ኣነ ዝፈልጦም ጀብሃ ዝነበሩ ደቒ ቶርዓ ንዕረፍቲ ናብ ስድረኦም ምስ ብረቶም ይምለሱ ሞ ንደቒ ጽንዓዕደግለ ይቐትሉ ኔሮም ግን ጀብሃ ጌራቶ ክብል ኣይክእልን ኢየ ዋላ ሻዕብያ ቐተልቲ ዓመጽቲ ኢዮም እቲ ሽግር ጉድለት ንቕሓት እዩ እምበር ክርስትና ምስልምና ኣይኮነን እቲ ሽግር ኢሰያስ ንጀብሃ ከጥፍእ ዝተላእከ iyu ጀብሃ ኤርትራውያን ደቐባት ስለዝኾኑ ብየሕዋቶም ሻዕብያ ተቐቲሎም ንሱ ምስተወድኤ ድማ ኣብ ሻዕብያ ዘለው ደቐባት ዉን ተቐቲሎም ተኣሲሮም ስለዚ ንሕሰብ ሓንሳብ ደው ኢልና ጸላእትና ካብ ደገ ኢዮም ኢሰያስ ስርሑ ወይ ተልእኮኡ ይፍጽም ኣሎ
Ewey sied tewekel yefetweka edye nere lome gen meze resah haymanot eslemena kenashu zewel ketezareb ageb ageb yebleka
@Miamialemey
Жыл бұрын
100%
ዝከበርካ ስዒድ ተወከል እዚሰብዚ ብኤሪትራ ዘይአምን ንስላም ኤረትራዉያን ካብ ሃገሮም አውጺኡ በወያነ ክትካአ ዝደሊ ሰብ ኢዩ ከመይገርካ ምስኡ በዛዕባ ኤሪትራ ትዛረብ?
"ኣንታ እዝን ወድ ኸምዝን ኣይቃለሱ ኣየቃልሱ"ወዮ ደኣ ጸግዖም ሒዞም ኣለዉ እንበር።ኣቢሉ ኣቢሉ ዘርኦም ኮርዳድ እዩ።
ጀብሃ ኣብ ታሪኽ ዝነግሩና ንኣብነት ኣብ ከበሳ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ኣብ ሓደ ቦታ ቀንዲ መዓስከሮም ነይሩ ኣብኡ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ብዙሕ ዩ ማዕረ ባደላ ኣርሲኖም ይትኩሱ ከምዝነበሩ ኣዚዮም ብዙሓት ኣብዑር ክውምዝሓረዱ ይነግሩና ስለዚ ነዞም ክልተ ውድብ ከተጸብቕ ኢልካ ኣይትድከም
ስዒድ ተወከል እስላማውነት ምስላጥ ምስ ኣበየቶ ኤርትራዊ / ሊበራሊዝም እንዳበለ መጺኡና ኣሎ ንጠንቀቐሉ ።
ሓው ስዒድ ንብሩህ መጻኢ ብጌጋ ተረድእካዮም ኣለኻ ናይ ኣግኣዝያን ይኹን ትግሪኛ ትግርኝ ኣይኮነን ስነሓሳብ ህግ ጌጋ ስለዝኾነ ኢና ኮለል ንብል ዘለና ሓንቲ ክትፈልጣ ዘለካ ኣግኣዝያን ንትግርኛ ዝዛረብ ጥራሕ ኣይውክልን እዩ ትግረ ባዕሎም ኣግኣዝያን ኢዮም
ወዲ ተወከል ባሊሕን መስተውዓሊ መንእሰይ
ኣየ ፍኒን ምኒን ድኻ ወላስ ፍናን ዝብሉኻ፡ንስካስ ይቓለስ ኣለኹ ትብል፡ብዓል መን ምዃኖም እቶም ጀነራላት ውን ኣነ ኣይፈልጦምን ትብል፡ክክክክክክክ እዋይ መዓት ዝወረዶ መንእሰይ ንውልቓዊ ኣታዊታት ናይ ቻነልኻ ክትብል ሰብ ክተደራብሽ ሸንኮለል ትብል ያ ጎምጻጽ ዋሕድ።
ጽቡቅ ስዒድ ክትከስስ ትኽእል ኢኻ ማንፈስቶ ሒዝካ ጥራይ ምጻእ ምንቅስቃስ ቡሩህ መጻኢ ሓራዲ ቀታሊ ኣይኮነን. ኣብዚ ግን ክትርድኦ ወይ ክትፈልጦ ዘለካ ብሓደ ኣብ 60ታት 70ታት ጠጠው ዝበለ ረሳሕ ሓሳብ እዚ መንእሰይ ወሎዶ ብኡኡ ተመሪሑ ክጎዓዝ ኣይክእልን እዩ. ልክዕ ከም Nazi Germen ጌርካ ርኣዮ ኣብዚ ግዜ እዚ ናይ ናዚ ስነ ሓሳብ ዘለዎ ዎሎዶ ጀርመን ኣሎ ዶ??? ብኸመይ ኢኻ ከ ሃገራዊ ክድዓት ትብሎ ዘለካ ኣበየናይ ቁዋም ወይ ሕጊ ዝሰፈረ ሃገራዊ ክድዓት እዩ.
Haki nmzrab aslamay kabta kuran jihad lesebililah zhasb eyu kabu wetsae khasb aykeln ayfkedon eyu!!!
Kewel entai kigebir amtsikaio nezi akar
እዞም ትግርኛ ቅሩብ ርዝን በሉ እስኪ። ንፋዕ ስዒድ ከምዚ ኣይመስለናን፡ንፋዕ፡ብራቮ ,,,,,,,ብላ ብላ ብላ ኣይትበሉ፡እዚ ቀዳማይ ጸላኢ ህዝቢ ትግርኛ ኢዩ። እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ትግርኛ ዘካዮዶ ጸርፍን፡ዘለፋን ብወግዒ ይቅሬታ ከይሓተተ ምንም ዝሰምዖን፡ዝስዕቦን የለን። What is the defferent bitween ሳጨን & ተከወል፧
@venuduciel835
Жыл бұрын
He's worse than tesfasion. He's a hateful person.
@mahmudalinur6447
Жыл бұрын
Kebdika do keritsuka
@gergishmebrahtu8552
Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ እዚ ቅልውላው ናይ መንነት ዘለዎ ባርያ ናይ ዓረብ እንታይ ከምዝጽበዩ እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ::
@gezadkatat1465
Жыл бұрын
@@mahmudalinur6447 ኣምሺ ያኣክ ወጃብ
@channelHabesha
Жыл бұрын
❤
ፍናን ሓወይ እዙወዲ ካልእ ሕማም ዘለዎ እዩ ካልእ ሕቡእ አጀንዳ ዘለዎ እዩ ዝመስል