ዘይተዘመረሉ ጀግና - ስውእ ጀግና ተጋዳላይ ጉዑሽ ገ/ሄር

Ойын-сауық

#tigray #ሰማእታት #tdf #tegaru #tigrignamusic#habeshatiktok #wedding #new 2024

Пікірлер: 32

  • @TareAssefa
    @TareAssefa2 ай бұрын

    ትግራይ ፍልፍል ጀጋኑ እያ ኩሉ ግዜ ኣመራርሓ ግን ሰልፍሻት እዮም ድሕሪ ሞት ዋዕሮታትን ዓርሓታትን ንሂወቱ ክልወጥ እምበር ነቲ ጅግናን ፍልፍል ጅግናን ህዝቢ ትግራይ ግና ዝዝክሮ የለን ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!!!❣️❣️❣️❣️

  • @Abrha-sp6yr
    @Abrha-sp6yr2 ай бұрын

    ዘይተዘመረሉ ፈንቅል!❤❤❤❤❤ብሰላም ዕረፍ ኣብ ልብና ኣለኻ ጀግናና።

  • @wedihaile1780
    @wedihaile17802 ай бұрын

    ብደንቢ አይገለፅካዮን ናይ ጅግና አያና ታሪክ!! 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 አዬዬ ጅግንነትት ብሠላም እረፍ አያና😭😭😭😭😭

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo2 ай бұрын

    እህህህ ኣያዋኒ ብሰላም ዕረፍ ክብርን ሞገሰን ልጀጋኑና 😢😢😢💪💪💪

  • @tazebewmoola1993
    @tazebewmoola19932 ай бұрын

    Rest in peace our beloved Hero

  • @AsefuBerhanu
    @AsefuBerhanu2 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭ብሰላም ዕረፍ ኣያና😢😢😢

  • @EkubayGebreyasus
    @EkubayGebreyasus2 ай бұрын

    ጅግና ካብ ልቢ ተጋሩ ኣለኻ

  • @zayedzayed9259
    @zayedzayed92592 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 ዋይ እዙ ካዓ ተሰዊኡ ድዩ😢😢😢

  • @hagerawi5745
    @hagerawi57452 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፍ ኣቦና💔💊

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh8832 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-fo1yy1gl3e
    @user-fo1yy1gl3e2 ай бұрын

    ብሰላም ዕረፍ ጅግና ኣቦና

  • @genetkebede3379
    @genetkebede33792 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bp5ye2rh6f
    @user-bp5ye2rh6f2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣያኒ ብሰላም ዕረፍ😢😢

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa69982 ай бұрын

    😢😢

  • @ottawainvestor7551
    @ottawainvestor75512 ай бұрын

    Guosh ghebre-gziabher anbesa

  • @BrizafAssefa-zd8ov
    @BrizafAssefa-zd8ov2 ай бұрын

    Rip My hero

  • @solomongmichaelyirgu8786
    @solomongmichaelyirgu87862 ай бұрын

    ጅግንነት ምፍፃም ልማድካ እዩ አንታ ጅግና ቅያኻ እዚ ጥራህ አይኮነን ተነጊሩ አይውደእን ንኹሉ አሽሀት ጀጋኑ ተኪእኻ ኢኻ ሀሊፍካሞ ብሠላም ዕረፍ ! ንዘለአለም እንዳተዘከርካ ክትነብር ኢኻ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22932 ай бұрын

    R.I.P Tigray hero.

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @benjaminfranklin106
    @benjaminfranklin1062 ай бұрын

    ብድሮን ድዩ ተሰዊኡ?

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns67572 ай бұрын

    rip

  • @samiates5057
    @samiates50572 ай бұрын

    💔💔😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏

  • @aladorwedey2144
    @aladorwedey21442 ай бұрын

    🥹🥹🥹🥹🥹😭

  • @asefagerie8506
    @asefagerie85062 ай бұрын

    😥😥😥😥💔💔😥😥😥

  • @genetgebre480
    @genetgebre4802 ай бұрын

    😂😂❤❤

  • @zayedzayed9259
    @zayedzayed92592 ай бұрын

    ታይ ዓይነት ኣመራራሓ እዩ 27ዓመት መሪካ ካዓ ናብ ውግእ😢

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay19462 ай бұрын

    ብ ትግርኛ ዘይተነግረሉ ኢዩ ዝበሃል በቃ ካብ ኣምሓርኛ ግምጥል ።ሓቆም ኢዬም ኣምሓሩ የ ትግሬ ትግርኛ የተገለበጠ ኣማርኛ ነው ክብልኹም። ዘይተዘመረሉ ዝብል ቃል ኣብ ትግርኛ ንኻልእ ኢና ንጥቀመሉ።

  • @shshaysisco
    @shshaysisco2 ай бұрын

    ብደንቢ ጌርካ ግለጾ ኣይገለጽካዮን ካሊእ ይትረፍ ጉና ተራራ ኣይኮነን ንዞም ኣያታትና ንኣና እካ ብተፈጣራኣዊ በረድን ደይብካ ዘይውዳእ ዓቀበትን ዝከበደና ግን ጀነራል ጉዑሽ ማለት ምንም እካ ዓብዪ ኣቦና ይኩን ጉና ማዕረ ደቂ 20ታት መሥ ዝበለ ጀግና እዩ።እዙይ ብቻ ኣይኮነን ጀነራል ጉዑሽ ዝክእሎ ተጋድሎ ማንም ኣይክእሎን የስታውስ ጉዑሽ ምስተሰወአ ኣርሚ 24 ዝንነበረ ሓዘን።ብዝኮነ ጀነራል ጉዕሽ ማለት ኣብ ሕድሕድ ውግኣት ንነብሱ ምንም ሰይስስዕ ብሕራነ 24ኣርሚ ከም ባዕሉ ገሩ ዝሃነጻ ጅግና እዩ።ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና🙏

  • @miheentertainment

    @miheentertainment

    2 ай бұрын

    ፅቡቕ ኣለኻ ንሕዚ ኢና ኣሕፂርናዮ ብሰፊሑ ክንምለሶ ኢና 🙏

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu67902 ай бұрын

    ስጋብ መራሕቲ ኮራት ተቀቲሎም እዋይ ውድቀ ትርጉምን ዕላማ ዘይብሉ ዘሕፍር እስከ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ሃብዮ ዝተረፍኩም ዕላማ ዘብሎም ጁንታ

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha68112 ай бұрын

    😢😢

Келесі