ዘይተፈትሑ ግድላት፡ ንምንታይ ኣብቲ ቦታ ነፈርቲ ዝስወራን ዝሕምሸሻን? ነፍሰ ቅትለት ሰባትን ኣኽላባትን!

ዘይተፈትሑ ግድላት፡ ንምንታይ ኣብቲ ቦታ ነፈርቲ ዝስወራን ዝሕምሸሻን? ነፍሰ ቅትለት ሰባትን ኣኽላባትን!
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
Instagram / zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 29

  • @berbere4478
    @berbere44782 жыл бұрын

    ዘይተፈትሑ ግድላ ካብቲ ዝፈትዎ መደባት ሓደ ኢዩ , ጽቡቕ መደብ , ናይ ፈጣሪ ነገር ኮቶ ዝፈልጦ የለን

  • @henok2826
    @henok28262 жыл бұрын

    ካብ ዝፈትዎ ኣርእስቲ ናይ ዛራ ፍልጠት ዘይተፈትሑ ግድላት ዮም

  • @zaidworqi5871
    @zaidworqi58712 жыл бұрын

    Kuburat zarawan btmi Ntekurblna Metati Teryotat kalin kab lbi yemsgnakum Naflto bzhi agramin Zkone kali win alo Ybhal Ab chayna ztflya taka Ab kenya tefrahi kelay Ezywin kemey ymsil Tetekurublna xbuki ymslni Naflto So kibrat hablay wedhankum

  • @barcabarca4230
    @barcabarca42302 жыл бұрын

    Ezi wedi zanta wedi rezan zeqrb zenbre yetam mes

  • @zemenentertainment3014
    @zemenentertainment30142 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ክብሪ ንዓኹም ይኹን ዛራዊያን፡ ሰላምኩም ወሓዚ፡ ርግኣትኩም ይብዛሕ፡ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና እምነየልኩም። በዚ ተቅርቡልና ዘለኹም መደብ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን እየ፡ ብምቅጻል ብዝተኻእለ መጠን ታሪኽ ናይ ኩቡር ስነጥበባዊ ነፍስሄር ተኽላይ የማነ እንተ ተቅርቡልና ክንደይ ጽቡቅ ኔሩ፡ መኽንያቱ ናይ ብዙሓት ኤርትራውያን ብሂወት ዘለዉን ዘየለዉን ታሪኾም ክዝረበሎም ንሰምዕ ኢና ናይ ተኽላይ የማነ ግን ወይከ። ተገዲስኩም ኣምቢብኩም ኣብዝሓጸረ ከተቅርቡልና ብትሕትና ይላቦ። (ኣሼጋሪ ካብ ሽወደን)

  • @ssyy8243
    @ssyy82432 жыл бұрын

    🙏🙏🙏ኣሜንንን🌻🌻🌻🌹🌹🌹

  • @flowertadesse9054
    @flowertadesse90542 жыл бұрын

    Thanks 😊 ZARA FLTET & Arma Gedon tbl mexhaf eba Akrbulna

  • @rimon6793
    @rimon67932 жыл бұрын

    ኣሕዋት ኣዛናጋዕቲ ማሃርቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋት..፨፨

  • @rimon6793

    @rimon6793

    2 жыл бұрын

    @Luley Channel እሺ ክገብር ኢያ

  • @samrayARFC4
    @samrayARFC42 жыл бұрын

    እዚ ቦታ ናይዞም ኤልንስ ክኸውን ኣለዎ ዝለዝኾነ ኢዩ ምስጢሮም ዘይንገረና ።

  • @rimon7297
    @rimon72972 жыл бұрын

    ኣሕዋት ሳብስክራይብ ተሓባበሩና ።

  • @loveyou-ho8wj
    @loveyou-ho8wj11 ай бұрын

    zarawiyan pleas kemzitat amtsieulna polotica niyo belwo bejakum

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere9 ай бұрын

    አቀራርባኻ ክኸፊእ ክትሰምዖ ደስ ደይብል ኢቲ ታሪኽ ጽቡቅ ክሎስ አቀራርባ ግን 0

  • @nahomyohans8689
    @nahomyohans86892 жыл бұрын

    Area 51 akribelna tsibuk gierka

  • @Militoto8
    @Militoto82 жыл бұрын

    🌻🌻🌻🌻🌻🌱#ብሩኽ # ሰንበት ይግበረልና የሕዋተይ።#ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም #ሳብስክራይብ ግበሩለይ።የመስግን🏆🏆🏆🏆🌻🌻

  • @sbah5072
    @sbah50722 жыл бұрын

    Kedka besikayo dika walas halewlew ilemo u ? Kemzi ane zblo" francscos xbuk koynu 😀😀

  • @meseretabebe7850
    @meseretabebe78502 жыл бұрын

    ርግ ሽባ ክልይፕ ብግል ህችሽ ብንም ህምምብፕል

  • @michaeledebesay9002
    @michaeledebesay90022 жыл бұрын

    Yufu zbahal kemey zbele anssa eyu

  • @shaebiya6291

    @shaebiya6291

    2 жыл бұрын

    ጽንጽዋይ ክትብሎ ዝቀልል ተራኢዩም ዘይፈልጥ ግን ከኣ ኣለው ዝበሃሎ ፉጡራት እዮም ቡዙሓት ሪኢናዮም ይብሉ ግን ክሳብ ሕጂ ዝኾነ መርተዖ የለን {ዩፎ UfO🛸 : ወይ ከኣ : ኤልየን Alien👽} ተባሂሎም ከኣ ይጽውዑ።

  • @mezenaywelodoy2670

    @mezenaywelodoy2670

    2 жыл бұрын

    UFO - Unidentified Flying Object ማለት እዩ። ኣብ ሰማይ ዝበሩ፡ ካብ ካልእ ፕላኔት መጽዮም ዝበሃሉ ፍጡራት እዮም

  • @josephabraham7788
    @josephabraham77882 жыл бұрын

    በዓለገን ሓሳውን ኢኻ ግን ክንስምዓካ እስከ ሎሚ ኸኣ እንታይ ከምትብል!!

  • @nereykblye7667

    @nereykblye7667

    2 жыл бұрын

    Aboka dyu zkewn zelo kab tserfs entay eyu ba meksebka

  • @merharik767
    @merharik7672 жыл бұрын

    ኣብ ሃገርናከ ቁጽሪ 91 ከመይ እያ።ንዓይ ኣገዳሲት እያ።

  • @shaebiya6291

    @shaebiya6291

    2 жыл бұрын

    ኣበይ ሃገር ኣብ ኤርትራ ወላስ ኢትዮጵያ? ሙኻን ትግርኛ ካብ ጸሓፍካስ ወዲ ክልል ኢኻ ትኸውን ክክክክ ጭንቀት ኣለኩም ንስኹም 😂🤣🤣

  • @berbere4478

    @berbere4478

    2 жыл бұрын

    @@shaebiya6291 ኤርትራውያን 1991 ሓሊፎም ኣብ 2021 በጺሖም ኣለው ትግራይ ግን ኣብ 91 ኢዮም ዘለው ድሕሪት ኢዮም ዘለው

  • @tekledaniel3093

    @tekledaniel3093

    2 жыл бұрын

    ኣብ ኤርትራ አታ ዝከፍአት ሽፋቱ ሒዛትልና ዝመጽት ቁጽሪ ኢያ

  • @tsehayesyum9190

    @tsehayesyum9190

    2 жыл бұрын

    Denkoro tgrina zxahafe tbl gohaf btgri enda xehafka

Келесі