ዘይተፈትሑ ግድላት ምልኩዓት ተዋሳእትን ሞዴልን ቦሊዉድ መን’ዩ ዝቐትለን ዘሎ
ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ዘይተፈትሑ ግድላት ምልኩዓት ተዋሳእትን ሞዴልን ቦሊዉድ መን’ዩ ዝቐትለን ዘሎ
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ዘይተፈትሑ ግድላት ምልኩዓት ተዋሳእትን ሞዴልን ቦሊዉድ መን’ዩ ዝቐትለን ዘሎ
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍
Пікірлер: 28
ሰብናን ሃገርናን ባርኸልና ኣምላኸይ ካብ ኩሉ ክፉእ ሰውረኒ
ሃገርና ይባርኸልና ኢዮሱስ ክርስቶስን . 🇪🇷
@Amorawedigash
2 ай бұрын
Amlak ybarkela ata መናፍቅ ቤኒጤ
@Yoni-kw8yq
2 ай бұрын
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኻ ዶ ኣይኮነ .ማሃይም
@Amorawedigash
2 ай бұрын
@@Yoni-kw8yq ኢዪ ግን እዚ ሰብ ዝኣምነሉ ኣብ ኤርትራ ኣይፍቀድን ማለት ቤኔጤ ሙናፍቅ
@ChristianBiniam
2 ай бұрын
@@Amorawedigashabey tifelto
@Amorawedigash
2 ай бұрын
@@ChristianBiniam ፋሉጥ ኢዪ መናፍቅ ካብ ቃላቶም ኢየ ዝፈልጦም ኣይኮነን እንተ ኢሊኪ ውን ብደስ ዝበለኪ ምጺ!
በስመኣብ ማሓረኒ እዚእን ኩለንሲ ቀታሊአን ዘይፍለጥ😢
ኣስምየ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ዘይርኣካዮ ይፍጠረልካ
ካብዚ የድሕነና ኢዮሱስ ክርስቶስ.
ታሪክ ናይ ዓለም ብትምህርቲ መንፋዓት ካ ሕቡን ኤሪትራዊ ምኮንካ ክበረልና ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ።❤❤❤❤
Wow tnx zarawyan ❤❤
Nemntay qetaly zeytrkbe elka , Ezy da ed mengisty police alo 100/100
ህንዲ ዶ ሕጊ ኣለዎም እዩ ብብልሽውናን ምጥፍፍእን ቀዳመት እዩም
❤❤❤❤❤❤
qexelo hawey
ዓለም ዘይፍትሓዊት
Tefiekana ko
Hateftef ybhal izi aristin thizton bebeynyu gernaw
Aishwarya was won In 1994 miss world and she is still alive?
kemzitat amtsieu polotica niyo belwo pleas
Kgmt do niki menaj shewit tgweti dehab fatinga 😢😅
ሓቃያ ፕራንካ ቾፖራ ሙበይ ከይትነብር ምስቲ ካናዳዊ ዝተመርዓወት ከምዚ ተኾይኑ ህንዲ .best actress pranka chopra.
ቀተልቲ ዘይተፈልጠሉ ታሪኽ ምምጻእ ትርጉም የብሉን
@Erifirst95
2 ай бұрын
ኣይገርመካን ካብ ፖስት ዘይምባል ኢዩ እዚ ኩሉ እካ እንቃዕ ኣይሰማዕኩዎ
ኣብ ደቀንስትዮ ጥራይ ዲዩ ግን
ነጥቢ እባ እንታይ ኔሩ ህኮት ኣነ ይገድድ ኣብዚኣ ጊዘይ ኣጥፊአ
Moslim ኢያ ኔራ ተኢልካ እሞ ድማ ፍቕራዊ ፊልም ትሰርሕ ኔራ ኣብ ባግላደሽ ዝተቐትላ ብሰንኪ ሞስሊም ኢኺሞ ከይትዋስኢ ተባሂለን ዝተቐትላ ናበይ ክትሓብኦ ? ትኳይ