ዘወረደ ብዲያቆን ፍጹም የኔታ ተኪኤን መም.ብርሃነ በይንን ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Ойын-сауық

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብኣባላት ክፍሊ ትምህርቲ ዝተዳለወ ስብከት

Пікірлер: 18

  • @dejenhagos6604
    @dejenhagos66042 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላኽ ዕጽፍን ድርብን ጸጋኡ የብዝሓልኩም።

  • @tsigeslasiegebremichael6821
    @tsigeslasiegebremichael68212 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን ጸጋኹም የብዝሓዮ መድሃኔኣለም ኣምላክና ኣሜን።

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki96102 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ጾምና ብስላም ኣጅሚሩ ብስላም የፍጽመና❤❤❤

  • @senuberhe3045
    @senuberhe30452 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስማኣልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።🙏🙏🙏😍🌹🌺🌹🌹

  • @user-vo3pl4zu6y
    @user-vo3pl4zu6y2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይ በረኸት ናይ ፍቅሪ ናይ ስላም ጾም ይግበረልና

  • @tesfa1222
    @tesfa12222 ай бұрын

    ኣምላኽ ቡሩኽ ምጅማር ዓብይ ጾም ይግበረልና።❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru85622 ай бұрын

    Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna kuburat Abona kuburat yehwatna xegeu yebzhalkum bselam Ajemru bselam yefexmena 🙏🙏🙏

  • @MebrahtutekleMebrahtutek-se7bp
    @MebrahtutekleMebrahtutek-se7bp2 ай бұрын

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ይሕዋት፡ደቂ እመብርሃን።

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom45692 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣጎልግሎትኩም ይባርክ ዝሰማዓናዮ ክነብረሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይደግፈና ወላድተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ብኣማላድነታ ትደግፈና❤❤❤

  • @SaraSara-fy4hq
    @SaraSara-fy4hq2 ай бұрын

    ኣሜንኣሜንኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤

  • @user-mq6qi7gb5s
    @user-mq6qi7gb5s2 ай бұрын

    ❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዓልና❤❤❤❤

  • @azebmedhin1949
    @azebmedhin19492 ай бұрын

    ቃል ህይወት የስመአናአ ።🙏🙏🙏🙏

  • @user-bn8xj3yb3n
    @user-bn8xj3yb3n2 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna 🙏🏽

  • @user-yh1bp5io7w
    @user-yh1bp5io7w2 ай бұрын

    እግዚአብሔርኣምላክቃልሂወትየሰመዐልና❤❤❤

  • @teklitkidane8444
    @teklitkidane84442 ай бұрын

    ጸጉኡ የብዛሓልኩም ማሕበረ ማርያም

  • @noretawelkhar4683
    @noretawelkhar46832 ай бұрын

    ምል አተ ኢዩ ስመይ ኣብ ጸሎትኩምዘክሩኒ

  • @user-rk5bx4it9v
    @user-rk5bx4it9v2 ай бұрын

    ቃል ህደወትየስመአናአ❤❤

  • @teweldemedhn-rd1tz8il2y
    @teweldemedhn-rd1tz8il2y2 ай бұрын

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ናይ በረኸት ናይ ፍቕሪ ናይ ሰላም ጾም ይግበረልና

Келесі