ዘልኣለማዊ ሓበን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
ዕድመን ጥዕና ይሃብካ አንባሳደር ። ክብረት ይሃብኩም ሰማታትና ናጽነት አርክሙና። አንበሳድ ሰማታትና ብዙ ጸበባ አብቲ ውሽጢ ቃልሲ ዝነበረ ሐልፎም ናጽነት አምጽኦም። አብዝ ዘለናዩ ደረጃ በጽሕ ዘለና። ሕዝብና መራሕ ስእኑ። ኒዚ አብዳያስቦራ ዘሎ ሃለውለው ከመይ ገርና ንምክቶ። ከመይ ገርና ንጥርነፍ። ከመይገርና ብሕዝቢ ዝካየድ መድያ ንፈጥር። ዘድል መልእክቲ ዘማሐልፍ። ምላክ ምሳካ ዩኩን ብቅዓት አለካ እለ ሰለ ዝአምን። አጆካ።
Thank you kubur abo
ክብሪ ንሰማእታት ኤርትራ አባሳደር እዚ ህዝቢ መሪሕ ሲኢኑ ዝለዓለ ዓቅሚ ከአ አሎካ ህዝቢ ተበጊሱ ሎ ዝመርሖ ይደሊ ሎ ነዚ ዝከውን ዓቅሚከኡ አሎካ
Пікірлер: 3