የዕስናይ! ኣጀብ ኣጀብ! ኣጀብ! ሰብለ ካሕሳይ (Seble Kahsay) ኣብ መርዓ ወዲ መሰለ (ወናኒ)
Amazing Tigrigna Raya Song by Seble Kahsay She performed On the stage of Kahsay Mesele Wading. ሰብ ካሕሳይ ኣዝያ ወናድ ድምፃዊት እያ። ብፍላይ ካብ ራያ ኣብዚ ቀረባ እዋን ይዕምብባ ካብዘለዋ ለባማት ከየንቲ ሓንቲ እያ። ኣሸበልካ ኣሸባልካዮም ኣብ መድረኽ ዋዕሮታት ድቓረበ ወነኻ ድንቕንቕ ጥዑም ዜማ ልሳና ወለላ ድምፃዊት ሰብለ ካሕሳይ (ዋዕሮ) ብዋዕሮታት ትዝከር። “ፋቂዕ ፍቕሪ” ናይ ለተመስቀል ገብረሕይወት ደጊማ እንትደርፎ ድማ መሲላ ዘይኮነስ ኮይና ስለእተቕርቦ “ ሃበለይ! ሃበለይ! እሰይ ወዲ ዓደይ …” ክትብል እንተላ ልሳና መዓር ጥርብ ይብል። ኣብ ሰጉደም ሚድያ ድማ “ላለየ ላሎውማ ላሎው እማ “ ብዝብል ዘቕረበቶ ሓላውል ድምፃ ናእዳኻ ይብርኽ ሕዚ ድማ ኣብ ናይ ካሕሳይ መሰለ መርዓ ዝደረፈቶ ካብ መድረኽ ብእንዳ ብምርኢት ተቐሪፁ ብፃልጥኡ ቐሪቡ ኣሎ።
Пікірлер: 110
ራያ ዓይኒ ትግራይና ኣስይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊❤💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊❤❤❤💊💊❤❤💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👌
Wawww kief zelewo sergi
Very beautiful music and beautiful people of RAYYA. Thanks very much brother from ERITREA 🇪🇷 USA 🇪🇷 🇺🇸
@dinaentertainmentdkb
5 ай бұрын
Thanks
ሰብለ ኣበይአ ካንያ ❓ ኣብ መርዓይ ትጫወተለይ ደልየ ነብረ ።ደጋንየኒ ሰብ ተንሆ ❓
ራያ ዓይኒ ትግራይና
ያዒስ ጓል ራያ ።።።።። ባህልና ክጥዕም
ኣስት ጥዕምቲ ድምፂ ❤❤❤❤
Raya proud of you. Real Tegarau
ሰብለዋ የኔ ጣዕማም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣቱም ናተይ❤❤❤❤❤
ገለ ዓይነት, ርሑስ ጋማ❤❤❤❤🎉
Shege gual raya Seble Kahsay
Wow best Tigrean artist❤.
@AngsomeAngsome
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አጀብ ራያ❤
ኣሰይ ጥዑማትጨላዛ ራያ ዓደይ💛💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💞
ይዕስ ሰብሊየ❤❤❤❤
ኣረ ይመችኹም
ራያ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ታምሩአላችሁ
yene marrr❤❤❤
Sebleway❤
👍👍👍🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤
ራያ ጥዑማት ላዛ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abet rayawechu siwedachuh maroch nachuh
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
ዋውውውውውውው🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉❤🎉
🥰🥰🥰🥰
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Förever TIGRAY King of Afrika
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Des bahalit
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣይይይይይ ዓድንይዶ ፍቅዕንይ ሰድት ርስሕ 😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘
ኣነ ጓል ውቅሮ እየ ካብ ሰደት ምሰተመለሰኩ ኣብ መራዓይ ግድን ትደርፍለይ ከምፀአኪ እየ ጅግናየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሰብለየ❤❤❤❤❤
@dinaentertainmentdkb
2 ай бұрын
ብሰላም ተመለሲ እምበር ፀገም የብሉን። ኣነ እውን ክቐርፅ እየ።
@TgLave-si4wl
2 ай бұрын
@@dinaentertainmentdkb እሺ ካሜራ ማንዋይ😀😍👏🙏
❤❤❤❤😊😊
ያዕስስስ ራየተይትትትት
አጀብ ራያያያያያያያያያያያያ
Ane eritrawit eye gnake kfetwekum rayma des ybleni tenben ka
@dinaentertainmentdkb
5 ай бұрын
ብስምኪ ሓደ መዓልቲ ተንቤን ክኸይድ እየ
@Sol-vl8xq
4 ай бұрын
ኣይትከፋፈሉን ትግራይ በሊ እንተፈትወኪ
@user-wm5lt8sq5o
23 сағат бұрын
@@Sol-vl8xq zeykefafelet eti tlhit sle zfelale eya kemeu ela
የዕስ!ኣብቲ መእተዊ ዘሎ ግን ሓዱሽ ድዩ ወይስ ካብ ካልእ ደርጊ እዩ?
@dinaentertainmentdkb
3 ай бұрын
ብምልኡ ኣብቲ መርዓ ዝተቐረፀ እዩ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኹሉኹም ቓሕ ባሃልቲ በተለይ እዘን ሰብ ጥሑት ዶለዎ
Wollo Raya Culture Dress , Nusic
ያዒስ ግን እንታይ ማለት እዩ ብራያ ባህሊ ግን ማራ ደስ ይብለካ
@dinaentertainmentdkb
Ай бұрын
ኣጀብ ኣጀብ ከም ማለት ኮይኑ ኣድናቖት እዩ ዘመላኽት
@Ioveumam
Ай бұрын
@@dinaentertainmentdkbOk thanks bro
ሰብለ ክፈትዎ😊😊😊ብሓፈሻ ህዝቢ ራያ💘💘🌿🌿🌿ወዲ ራያ እየ ክምርዐ ዝደሊ😊❤
@user-qg6ct8xt4x
5 ай бұрын
ኣነ እነኤኹ ወዲ ራያ እየ ተመርዓውኒ ጠስሚ ማዓር እላቀለብኩ ከንብረኪ የዕስ ራያ ራዮማ ጉማየየየየ❤
@tgr817
5 ай бұрын
@@user-qg6ct8xt4x ጨለ ወለላይ🥰 ደቂ ራያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ላዞ🥰 መልክዕ🥰ባህሊ ኣብ ምክባር🥰ኣነ ዉቅሮ እየ
❤❤❤❤😊😊 ኣኔ ግን ናይ ራያ ትግረኛ ኣይፈልጦን ታይ ከም ትብል😂😂😂 ይመችዕኹም ደቂ ራያ ራዩማ❤❤🎉
@j4l472
4 ай бұрын
ኣነ ካኣ ናትካ ትግርኛ ምርዳእ ኣብይኒ😂😂😂
@Auiopui
4 ай бұрын
@@j4l472 ብሓቂ ዳሃን ቂቂቂ
@aledwake
Ай бұрын
Leba bachew Zefenachin selezefenu , bahilachinim beworesu meretachinin nw enufelegu
@MesaratDurge
22 күн бұрын
Sory hafetay gesese machew @@Auiopui
ኣሰይ ደሰ ባሃሎ
Amhara culture and clothes. Raya Wello 🤌🏾
@murutshagos3223
4 ай бұрын
Cha😂😂😂
ኤርትራዊ እየ ግን ራያ 'ውን ተጋሩ ከማና ድዮም? እቲ ደርፊ ትግርኛ እዩ!አምሓሩ የኾኑን ድዮም?
@GyGg-sw4qj
5 ай бұрын
እወ ተጋሩ እና
@user-xn5rr1tn3w
5 ай бұрын
ተጋሩ እዮም ግን ላህጃ ና ይፋላለ እዩ በቢኸባቢኡ❤
@ChezNettoyage
5 ай бұрын
Aykonun tegaru eyom gin buzuh hbreteseb eu znebrela raya amharu oromo kurub afar ewun alewuom ❤❤
@user-en8xm6nk2i
4 ай бұрын
አመሀሩ ነች ❤❤❤ እራያ ወሎ
@GgFf-hm7eq
4 ай бұрын
ተጋሩ የና
Raya is Amhara and will always be Amhara stop cultural appropriation
@bk2023-
4 ай бұрын
@tiemtitgray1 😂😂😂
@SerkalemYemane-du9hf
2 ай бұрын
Senan😂😂😂😂
ተፈታዊ ባህሊ
hasas hade derfu bla adeweay😂😂😂😂
ያዒስ ጓል ራያ ።።።።። ባህልና ክጥዕም
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤
ተፈታዊ ባህሊ
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤🎉❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤