ውፉይን ጆሲ ንእሽቶይን ተባኢሶም ክክ ኣሰና ጸላኢ ኣከለጉዛይ ኢዩ ወይ ጉድ ክክክክ

Комедия

Пікірлер: 48

  • @TseghayGhebrat
    @TseghayGhebratАй бұрын

    ወዲ ሓጂ ምብታን ዩ ስርሑ

  • @tesfahansabay8771
    @tesfahansabay8771Ай бұрын

    ክክክክክ ክልተ ጹሉላት

  • @demhai4560
    @demhai4560Ай бұрын

    This guys are not mad, they know how to play games.

  • @Hadgembus
    @HadgembusАй бұрын

    ሐሳኻት ማዓኮር

  • @demhai4560
    @demhai4560Ай бұрын

    Wedi Haji is super smart !

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523Ай бұрын

    brged nhamedu wach wach abilikum atum barayu edeyas

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus5293Ай бұрын

    ከም ነፋሒቶ ልውጥ ልውጥ 10 መልሓሶም፡ጹባሕ ከኣ ካልእ ትዛረቡ ወይ ትበኣሱ ስራሕኩም'ዶ ጠፊኡና 😂😂😂

  • @Tesfa325
    @Tesfa325Ай бұрын

    ጎሐፋት 😂😂😂😂😂

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam2202Ай бұрын

    ድሓን ጊዜ መጥፍኢ ተሲኢንና ክንርእየልኩም ኢና

  • @meseretmichael4461
    @meseretmichael4461Ай бұрын

    Bigega keman bi positive ideas aytimetsun ohhh

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam2202Ай бұрын

    ጀይ ስትድዮ ሓው ኤምባሲ ምኳኑ ብኸመይ ኣረጋጊጽካ ስም ኣቦ ሓደ ስለዝኾነ?

  • @TestaLomi

    @TestaLomi

    Ай бұрын

    ሓደ መዓልቲ ሰልጠነ ወኪል ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኤመሪካ ብርሃነ ገብረሂወት ሓውኻ ይበሃል'የ ሓቂ ድዩ ኢሉ ሓቲትዎ "እወ" ኢልዎ ባዕሉ ጆሲ።

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7kАй бұрын

    ክልተ ጀጋኑ ኣጆኩም በሉዎም ነዞም ደቃሉ ደምቢያ መንነት ኣልቦ ባኮ ሃንጎል ኢንሥሳታት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TseghayGhebrat
    @TseghayGhebratАй бұрын

    ክክክክ

  • @Abirshgirmai
    @AbirshgirmaiАй бұрын

    ግም ለግም አብሮ ያዝግም ይብሉ አምሓራ😂 ክልተ ጡስጡሳት ንህዝቢ ክመዝኑ😂😂😂

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403Ай бұрын

    Loqamex nejewis ente dea moslim kibret zeyhbwo felitkum niskan said tewekeln etom Asawurta tiblom korakur mehferat tay wesedekum finfunat alet mehferat girm geberukum derbayat.......

  • @fasilabdela8413
    @fasilabdela8413Ай бұрын

    Ewe zeytethafe tenibeb.😂😂😂😂

  • @aumwjdan4142
    @aumwjdan4142Ай бұрын

    Klitokum gohafattttt😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Unfortunately ab eritrea ety haki ab tsilulat eka tirekbo

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523Ай бұрын

    barayu

  • @tekelabheven2519
    @tekelabheven2519Ай бұрын

    ረሰሓት

  • @TseghayGhebrat
    @TseghayGhebratАй бұрын

    ወዲ ሓጂ ሰራቂ ለኽባጥ ሱቅ በል ክክክ ኩሎም ፈተውቲ ዮም፣ ጆሲ ሓቀኛ ዩ ትግርኛ ዝኣምነካ የለን

  • @user-cm7oz6ko9h
    @user-cm7oz6ko9hАй бұрын

    ሰራየ እዩ አታ ሜንታል ማስቲካ ዬናስ ሰራዩ

  • @user-bl6fd1ry8x
    @user-bl6fd1ry8xАй бұрын

    Denkoro. Ms denkoro yrakebbbb😂😂😂😂😂

  • @Samsungnya-qd6vs
    @Samsungnya-qd6vsАй бұрын

    Lekbat hasaw

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275Ай бұрын

    Haki eyiom dizarebu zelowu eko

  • @mebrahtombarak666
    @mebrahtombarak666Ай бұрын

    እንታ ዓይነት ጋሐፍት እዮም እዚኦም

  • @tsegayhaile8004
    @tsegayhaile8004Ай бұрын

    Kkkkkmmm😂😂😂

  • @2pac795
    @2pac795Ай бұрын

    😁Abet tentena🤣

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3eАй бұрын

    ደናቑር፡ ዘይትምሃሩ ግዳይ፡ ጊዜኹም ዘይትጥቀሙሉ።

  • @MisginaGebre
    @MisginaGebreАй бұрын

    WADE HAGE.🇪🇷NAZEA.HEZKA.MOGWAM.ANTAY.SAGEM.ALWA.ABRHLNA.🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🤍🫲🙏

  • @user-bl6fd1ry8x
    @user-bl6fd1ry8xАй бұрын

    2 metal at terakibommmmm adedddddddd

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576Ай бұрын

    ዓንጃል ወዲ ሓጂ ሓሳዊ .... ኣንታ ሓሳድ እንታይ ይምልከተኩም : ኣፈወርቂ ርሙስ ክክክክክ ክልተ ባንዳታት ተረፍ ቅንእኹም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-bl6fd1ry8x
    @user-bl6fd1ry8xАй бұрын

    Oy 2 Denakurrrrr terakibommmmm mahaymattttt

  • @hidatmshaqi1141
    @hidatmshaqi1141Ай бұрын

    ሓሰውቲ ፈላለይቲ ህግደፍ ንምፍልላይ ዝለኣኾም ዘይረብሑ ዑሱባት ባራዩ ዝነቃሕካ ተቃላሳይ መንእሰይ ሓደራ ኣስተውዕለሎም

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cwАй бұрын

    ሓደ ሓደ ግዜ ትሕዝቶ እንተ ዘይብልካ ንሰብ ዝዋሃብ: ምግቢ በሊኻ ምድቃሰ ሓጥያት አይኮንነ:ምኽንያቱ ካብ ሕማቕ ምሕሳብን መዝራብ:ትስተር አለኻ ማለት ዩ:እንተ ዘይኮኑ አደጊ ክትልብም ከላ እንተ ዘይለቢምካ:ከም ዘሞትካ አይፈለጥካ አለኻ ማለት ዩ;ምኽንያቱ አብ ሃወት ብዙሕ ዓይንት ሞት ዩ ዘሎ;: ብመጽሓፈ ቅዱስ መሰረት:አድጊ ለቢማ ካብ ሰብ ንላዕሊ:አብ ቅኑዕ ነገር ደው ኢላ ትፈልጥ ኢያ:: Jesus Christ is Lord,

  • @bingo8314
    @bingo8314Ай бұрын

    Aye enda akoy

  • @MisginaGebre
    @MisginaGebreАй бұрын

    AWRAGA.SAWEKOM.MZERAB.BLES.GEDFW.DAGE.RiMAY..ERITREA

  • @eliltaaraya8963
    @eliltaaraya8963Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @user-bl6fd1ry8x
    @user-bl6fd1ry8xАй бұрын

    Kab Denkoro seb ydhnenaaàaa

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925Ай бұрын

    WEKARU

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928Ай бұрын

    Klte hmumat

  • @raimali1362
    @raimali1362Ай бұрын

    ودي حجي جابر افورقي👎👎👎🤮🤮🤮🤮🤮🤮👎👎

  • @germaymebrahtom436
    @germaymebrahtom436Ай бұрын

    አቱም ሓተላ ኤርትራ በዓል ወድ ሓጂ አታ ረሳሕ

  • @AfariWackoSleuth.ExportedSalt
    @AfariWackoSleuth.ExportedSaltАй бұрын

    ቀውስ ውሾች

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197Ай бұрын

    ኣንታ እንታይዓይነት ወሎዶዩዚ ፡ ኢሳያስ ብ ኣውራጃ ጎዛዝዩ ከባእሰኩም ፡ኢሳያስኮ ፡ወዲ ሰራየ ኣይኮነ ፡ወዲ ኣከለጉዛይ ፡ወዲሓማሴን ኣይኮነን ፡ ኣቦሓጎኡ ኣብራሃ ፡ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ናይ መሳፍንቲ ጎንጺ ፡ካብ ተምቤን ሃዲሙ ናብ መሬት ጽሎት ፡በቲ ምቕልቃል ጉልዒ ኣጉዶ ፡ ሰሪሑ ንዝተወሰነ እዋን ጸኒሑ ፡ካቡ ወዱ ኣፈወርቂ ኣስመራ ኣትዩ ፡ ንበዓል ኢሳያስ ፡ ካብ ጓል ወይዘሮ መድህን በራድ ብዓልቲ ይሓ ከባቢ ዓድዋ ፡ ካብ ኣዳነች ጓለን ፡ኢሳያስ ተወሊዱ ። ኣቱም ዓያሹ እዚ ተምቤናይ ኣብ መንጎኹም ኣትዩ ክጽወተልኩም ፡ ዘሕዝንዩ ።

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jwАй бұрын

    KLTIOM? 1 DENAKUR 2 BUDATAT 3 HASADAT 4 SEDITAT 5 HALAYAT 6 ZEYHAFRU 7 MUSHMUSHAT 8 SHIMOM ZEYTSEHFU 9 HAYMANOT ZEYBLOM 10? "ZEY ERITRAWYAN::"

Келесі