ይከኣሎ ደርፊ ናይ ሳሕል የትብዕ ኢዩ!

Комедия

Пікірлер: 78

  • @joehatu7130
    @joehatu713022 күн бұрын

    I can listen to him 24/7 and 365 days , period!!!!!❤❤❤❤❤❤❤Love it so much ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @harinawilliam3649
    @harinawilliam364927 күн бұрын

    So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 & stay safe ❤

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena624717 күн бұрын

    Entaye adiom geyrewom zesarefu? GUHAFATE! Memeleketie Esayase amelom kemeu eyom meseraf sebe mehdade eyom temahirom.😢

  • @joehatu7130
    @joehatu713029 күн бұрын

    Desale always Jegna..♥️♥️♥️ truthful and gutsy❤❤❤

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene623129 күн бұрын

    ደሳለ ወናኒ ነብሱ ነዞም ገዋኑ ካብ በዓቲ ኣውጹኡ ከም ቡቅሊ ሰጢሕዎም

  • @joehatu7130
    @joehatu7130Күн бұрын

    Super Brilliant ❤❤❤❤

  • @Ae91scd
    @Ae91scd16 күн бұрын

    እዚ ሰብ እዚ አዝዩ ኃያልን ተባዕን እዩ ፈላጥን እዩ። ንብርጌድ ንሐመዱ ክምህር አምጽእዎ በጃኹም።

  • @AleneNguse-gq8jd
    @AleneNguse-gq8jd13 күн бұрын

    ገፈጥ መፈጥ ኣይተእትወሉ ዝወዲ ጽቡቕ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ(ደሳለ)

  • @dudeh7871
    @dudeh787123 күн бұрын

    Kid hareee MOUSHMMOSH donkroo kelbi Malelit lemani QNDAFF

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d27 күн бұрын

    ብልየን ገንጋናት ርእሲ ዋላ እቲ ዘይተማህረ ብልየናይ ንቁሕ እዩ

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt657119 күн бұрын

    0:42 bigili tigrina aykonen wielqawi eyu zibihal.

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena624717 күн бұрын

    Be bebaeltkum ayte Aldi Aytenakotu! Teheferu eikum. Denakure aytekunu . Selaeikum GANENE ADI HALLO YEKUN.😢💔

  • @joehatu7130
    @joehatu7130Күн бұрын

    Well Done Desale arkyeee ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @welduJrwoldu
    @welduJrwoldu26 күн бұрын

    ደሳለ ስሚ ጠላም ሻዕብያ

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k28 күн бұрын

    ሃቂ ኢዩ ሪኢስና ከነስርሆ ኣለና ደሳለ ጅግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Aswasn791
    @Aswasn79121 күн бұрын

    ሻዕብያ ዝብል ተርፉ/ጉሊሕንጣ ውይ ሓዊ ዓይና ይብኹን

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ደሳለ ብጣዕሚ ዝድነቅ ሰብ

  • @mmsaed4630
    @mmsaed463023 күн бұрын

    Desale A TINKTANK

  • @GilayGilay
    @GilayGilay27 күн бұрын

    Nska asmera ktatu thank do

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena624717 күн бұрын

    It’s proofed in Tigray. Esayase mess the young they grew up under his government from 1991.😢😢

  • @UseurtimeNow
    @UseurtimeNow6 күн бұрын

    ኣኔ ሕቶ ኣለኒ ንበረከት ደሳለኝ ? ? ? በረከት ንምኳኑ ኤርትራዊ ድዩ? ? ? እቲ ናይ ኣቦኡ ሽም ናይ ጦር ይመስል ወይ ድማ ወዲ ኣድጊ ከይኸውን ንምሳሌ ወያነ ኣድጊ ነሩዎም * ደሳለኝ * ዝበሃል እሞ እዛ ሕቶይ መሉሱለይ !!!!!""

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k28 күн бұрын

    ደሳለ ጽቡቅ ሃሳባት የደንቀካ ሳኣብካ ኢየ ቀጺሎ ምሳካ ኣለና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤we love you

  • @user-uh8tn4nx9j
    @user-uh8tn4nx9j15 күн бұрын

    ንጨሪሹ መንነቱን ታሪኹን ዝኸሓደ ሰብ እንታይ ክምልሰለይ እናተጸበኹ ክሓቶ

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni940222 күн бұрын

    ደሳለ በረከት አነ ከኣ ክሰላካ መዓትየ

  • @tv-gc1yx

    @tv-gc1yx

    15 күн бұрын

    ክትፈቱን ክትጸልእን መሰልካ እዩ፡ግን ተመሃር ጽሒፉ ዘይክእል😂😂😂

  • @user-uh8tn4nx9j
    @user-uh8tn4nx9j15 күн бұрын

    ዓለም ኣብ ዘዘለናዮ ብዘይ ኣፈላላይ ስቅ ኢልካ ከብድኻ መሊእካ ዝኽየድ ኒሩ እንተዝኸውን ?

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx15 күн бұрын

    ተ/ጋ ታደሰ ዝበሃል ምስ ጀብሃውያን ኣብ ሱዳን ውድበይ ኣምላኸይ ልዕሊ ህይወተይ ይብል ኔሩ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ደሳለ the great ቀጥቀጥ ዘብሎም ንበራዩ

  • @Julia-qu5rf
    @Julia-qu5rf28 күн бұрын

    Beyene kitblo zitsenahka subuk aleka wufuy ndesale kindi rbue kimetse aykieln eyu

  • @Aswasn791
    @Aswasn79121 күн бұрын

    ኣንታ እዚ ሳሚ ዝብሃል ከወል እዩ ዝጥዕም😂

  • @user-uh8tn4nx9j
    @user-uh8tn4nx9j15 күн бұрын

    ኣብ ኤውሮጳ ኣለኻ

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl28 күн бұрын

    Eseyas ebud kelbi ktefe alewo

  • @eritraweteritrawet7048
    @eritraweteritrawet704826 күн бұрын

    እንስሳ

  • @kibromnega1947
    @kibromnega194729 күн бұрын

    ደሳለ ተሔዝን ። ክብረትካ ባዕልኻ ትቀብር። አብ ክብረት ዘለዎ ሚድያ ዘይትከይድ። ደንቆሮ

  • @tesfalettsegay8889

    @tesfalettsegay8889

    29 күн бұрын

    ኣየናይ ኢዩ ክብረት ደለዋ ሜዳ ቢብሲ ኣልጀዚራ ተልካኒ ሓቅካ እንተ እዚ ናይ ዩቲብ ኩሉ ሑሱር ፕሮቶኮል ደለዎ የለን ኩሎም ናይ ጸርፊ

  • @dahlak3739

    @dahlak3739

    29 күн бұрын

    ንህግደፍ ተዝዉድስ ከ ክቡር ምበልካዮ ማለት ድዩ በትኪ ሓንቲ ጌጋ የብሉን ዝብሎ ዘሎ

  • @garykifle8817

    @garykifle8817

    27 күн бұрын

    Abeye media koynu tezarebu ayekonen entay elu eyu eti kumneger

  • @user-uh8tn4nx9j
    @user-uh8tn4nx9j15 күн бұрын

    ከም ምባፐ ኣብ ፈረንሳ መቐጸልታ ናይ ዝሓለፈ ኢኻ ብመበቆል ብታሪኻዊ ጉዕዞ ።

  • @-se9hk
    @-se9hk27 күн бұрын

    ወይለይ ንውፉይ ከተውርዱዎ 😭😭😭ደልኩምም kkkkkkkk

  • @adhanomkidane6903
    @adhanomkidane690329 күн бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💪🏼

  • @user-uh8tn4nx9j
    @user-uh8tn4nx9j15 күн бұрын

    ኣብታ ዘይነበረትን ዘየላን ትብላ ኢርትራን ታሪኻን ግን ዩቲበር ኮንካ ትበልዓላ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie304325 күн бұрын

    Hmak aytzareb, hmak eyu hmak zzareb, das endamatka endafreska aytwerzi, shifta mqan gdefo, tgebro yeblkan, gn lebm. Newram zereba.

  • @user-lu7ig1ql1x
    @user-lu7ig1ql1x28 күн бұрын

    Zeykone aytzareb Awan halay

  • @DanielHagos-en6yw
    @DanielHagos-en6yw24 күн бұрын

    Wawww just brilliant.

  • @andayaman4097
    @andayaman409727 күн бұрын

    ጆርጆ ሙሁርዩ መላዕልትኻ ኣይኮነን ወዲ ሸዉዓተ ደንቆሮ ከልቢ ህወሓት።

  • @yohannes3206

    @yohannes3206

    23 күн бұрын

    ጆርጆ እምበኣር ምሁር'ዩ? ሕልንኡ ዝሸይጥ ምሁር ኣይበሃልን እዩ፡ ሮኽራኽ ጆርጆ ምስ ደሳለ ክተወዳድሮ ስለዘይትፈልጥ ኢኻ። መንእሰያት ነዚ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ዝረኸቡዎ ዕድል ክጥቀምሉ ኣለዎም፡ ክሰርሑን ክመሃሩን ምምዓድ ሰናይ ነገር እዩ።

  • @fesssehaiemessu4405
    @fesssehaiemessu440513 күн бұрын

    (መላሳይ)ንስኻ ሽንፍላ ኢኻ ተሓጺብካ ዘይትጸሪ።ነበስኻ ኣይትፈልጣን ኢኻ ።ኣተሓሳስባና ንቐይር ኢልካ ተዋራዚኻ…ከምናትኻ ድፉን (ሕጹር)ሓሳብ ሪኤ ኣይፈልጥን እየ።ዘይትረብሕ ሙዃንካ ዘነጽር ንፊደል ዘቑጸረካን ነዚ ዓባስ የእምሮኻ ምስትምህርቲ ዘላለየካን ጠባዩ በዘየገድስ ምሰ ስንክልንኡ ደኺመ ከይበለ ብርሃን ንዝኸፈተልካ መምህርኻ ከተኽብሮን ከተመስግኖን ኣብክንዲ ዝግበአካ በቲ ስንክልንኡ ከተቆናጽቦን ክተነአእሶን ሰሚዕናካ(ተመሊስካ ስምዓዮ)እዚ ክሳብ ክንደይ ባይታ ከምዝወረድካ ፈሊጥናካ እንታይ እዩ እዚኹሉ ብድዔ?ሰብኣውነት ዘይብልካ ጨካን ኢኻ ወላ እቲ ኣዘራርባኻ ጭካነ ዝተሓወሶ እዩ።ዝወረዶ ስርዓት መዕቆቢ ጌርኩ (ኣብኡ ተሓቢእኩም)ሕቡእ ጭካኔኹም ተሳስዩሉ ኣለኹም።

  • @mniyamozeraihamas5427
    @mniyamozeraihamas542729 күн бұрын

    😂😂😂😂😂🦧🦧🦧🦧🦧

  • @user-yq6vm6wv5n

    @user-yq6vm6wv5n

    12 күн бұрын

  • @desbelezewde1815
    @desbelezewde181529 күн бұрын

    Dasale breket jgna nzom resahat degefti mlki set ablom defirom adom katwu zeykelu msesae tray eya moya natom

  • @bestemusic2480
    @bestemusic248022 күн бұрын

    🤮🤮🤮🤮Gohf Donkro

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k28 күн бұрын

    ስቅ በል ህሱስ ባሪያ ህግደፍ መንነት ከማን የብልካን ደርጊ ነታ shrmuta ኣመዚራ ገፋህ ኣደካ ብዘይ ኮንዶም ኣጎቢሆም ዝገበሩዋ ንስካ ናይቶም ኣምሃሩ ድቃላ ደምቢያ ኢካ ህፈር ናብ ጎንደርካ ተበገስ አሪትራዊ ኣይኮንካን ተደምረናል ኢይክ ክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe1829 күн бұрын

    Lebam seb desu

  • @Halamadr146

    @Halamadr146

    29 күн бұрын

    ደሳለ ክትመርሓና ነይርካ

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon27 күн бұрын

    😂😂😂😂 ማይክ ፍሪ ነፋሪት ክስቀል ከለኩ ስለ ዝፈርሕ ይከኣሎ ኢየ ዝውይልዕ 😂😂😂😂 እንዳሓደርካ ከም ወይኒ ትምቅር 😂😂😂😂

  • @gorginobere921
    @gorginobere92126 күн бұрын

    በዚ ናይዚ ሰብ እዚ መንገዲ ዝተኸተለ ኣብ ሆጐም ጥራሕ ኢዩ ክጥሕል

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ብሓቂ ሙሁር አብ ሻዕብያ ቦታ ከምዘይነበሮን ከምዘይብሉ አበዉጽኢቱ ንርዮ አለና

  • @fhxg942
    @fhxg94227 күн бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @Halamadr146
    @Halamadr14629 күн бұрын

    ደሳለ ብሉጽ ሰብ

  • @mulugetahabtay9736
    @mulugetahabtay973623 күн бұрын

    You are damaged

  • @samnatu3828
    @samnatu382829 күн бұрын

    ደሳለ ፍርቂ ሕብረተሰብ እዩ ነቷም ክትማሃሩ ትደልዩ he is big library for book lovers he is comedian for cinema lovers he is poliitician for justice lovers

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ደሳለ አይትጥፈእ በዙሕ

  • @tesfuhat.407
    @tesfuhat.40725 күн бұрын

    ተዓወት ደሳለ ሓቀኛ ንጹህ ዓቤ ራኢ ዘልካ ሰብ ደፋር ክምህ ዘይብል ጅግና ኢለካ ኣለኹ። ሴፍ ናይ ሰርቅቲን ሓሰዉትን ኢኻ ቀንጽሎም ድኣ

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni940222 күн бұрын

    ጭሕምኻ ን ኢሰያስ መሲልካ ዋላ ከመሰያ ቸካን ኢኻ ትመስል

  • @esaysemere7c114
    @esaysemere7c11421 күн бұрын

    ፣እዚ እንስሳ አድጊ መሪሕኩም ትኸዱ መንእሰይት እንታይ ዓይነት መንእሰያት ኢኹም ይገርም እዩ ።

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ደሳለ ሓያል ተንታንን ቐፖሎትካኛ99,9%

  • @tutulgugul2659
    @tutulgugul265926 күн бұрын

    ክላእ ደለሳለኝ ዕደ ንሻዕብያ ክትጸርፍ ጥራሕ ልዕሊ 10 ዓመት አቕጺርካ ንሻዕቢያ ከተጥፍእ ግን አይካአልካን፣ ስለዚ ክትልፍልፍ ትኽእል ኢኻ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk29 күн бұрын

    ምናልባሽ ህግደፈ ነውራም በላዒ ሰብ ን ህዝብ ዝተቃለሰ ይመሰለና አንጸር ሀዝቡ ማለትነተ ህዝብ ዓጽካ ረብሓካ ምስራሕ

  • @gorginobere921
    @gorginobere92126 күн бұрын

    መዋእሉ ክሕሱ ገጹ ሓቢጡ ! ሎምስ ለብም ነፍስኻ እለ ሓሶትካ ፈሺሉ

  • @mulugetahabtom4213
    @mulugetahabtom421326 күн бұрын

    ድርባይ ንስኻ እንታይ ተማሂርካ ዝተማሃረ እምኒ አይድርብይን እዩ ኮንጎ አበይ ትፈልጦ

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde133229 күн бұрын

    ደሳለ በረኸት ናይ መጻኢት ኤርትራ መራሒ ክኸውን እኹል ብቕዓት ኣለዎ ጥራይ ዘይኮነ ፍትሓዊን ዘይወገናውን እውን'ዩ። ስለዚ ካብዚ ዓዲ ዓዲ እንዳኸደ ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ ዝገብር ዘሎ ወገናዊ ዉፉይ፡ ብፍልጠት ኮነ ብተመኩሮ ደሳለ በረኸት ይበልጽ።

  • @yesabhabteab1680

    @yesabhabteab1680

    28 күн бұрын

    May sahl setyu eyu aynmerxon😂😂😂hadush weledo eyu zmrex 😂😂😂

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi254715 күн бұрын

    መን እዩ ክቕይሮ . ሃዲምካ ዘረባ አይተጸብቕ አንተ ዑጉም ዋሕድ

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane924728 күн бұрын

    ደሳለ ካበይ ዝመጽኣካ ልቢ ዘይብሉ ዓዋን ኢኻ በጃጋኻ ብጠዓሚ ኢኻ ተጋዳላይ ትጸልእ ትጸልእ ንሳቶም ዘይተጋደሉ ኔሮም እንተዜይኾኑ ኣብምንታይ ኩነታት ማሃለና ኢልካ ተሓስብ?

  • @joehatu7130
    @joehatu713022 күн бұрын

    I can listen to him 24/7 and 365 days , period!!!!!❤❤❤❤❤❤❤Love it so much ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @joehatu7130
    @joehatu7130Күн бұрын

    Super Brilliant ❤❤❤❤

Келесі