Wedi Tkabo - Best Eritrean Music Collection With Lyrics
ሰላም ሰላም ክቡራት የሕዋት ብመጀመርታ የቐንየልና አዛ ቪድዮ ብምር ኣይኩም።ቀጺልና እዛ ጫነል ሓዳስ ብሙኻና ን ኣብ ቀጻሊ እነውጾም ቪድዮታት ንምክትታል ሳብስክራይብ ክትገብሩ ንምሕጸን፡ብጣዕሚ የቐንየልና
first thanks for watching this video.if you are interested in lyrical songs we kindly request you to subscribe to our channel.thank you!!!
#weditkabo #olderitreanmusic #eritreanmusic #weditkabobelwa #yohannestkabo #olderitreanmovie #machelo #neweritreanmusic2020
#neweritrean #neweritreanmusic2020 #eritreanmusic #degsitarik #machelo #mebrederitreanfilm #mebred #neweritrean2020
#Eritreanmovie
Пікірлер: 125
Ufff gitmi malet fre zelwo derfi pls wedi tikabo temelesena we miss u ❤❤😢
Derfi Malet Wedi Tkabo Edmen Tenan Yhabka fetari🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Tiom gzi Neru brov hji fahfah keybeletina eza world 🌎
Wedi tikabo king music nay bhaqi fre zelewo derfi ab libi seb zatu eyu👌👌👌💥💯💯💯💯💯💯✍️🥰🥰🥰🥰🥰
Wedi tikabo Naybhaqi kabtom alewu ile Zmkahalom Snetbebawiyan Afrika qedamay iyu bwegeney kemani kab alem... wedi tikabo nbereley Aythmemeni memhrey❤❤
I love every single of his song. he is such a talented singer ❤🤞
I love you so mach, wedi tekabo jegena i liki you ✔
እታይ እም ፍቅር ለወሃ እለ ክዛዝም ትዕም ጎሮሮ ወዲ ትክቦ
Legend wedi tkabo ❤️❤️💥🦁
Really like This playlist songs think they are the best😊😊😊😊😊
u are the one and only ma fav all the time artist...love u legend wedi tikabo
@dawitkidane4643
2 жыл бұрын
Po00a
Our legend GBU
My hero live long 😍😍😍
Wezbi aykonen buzh gofta mlkt u meredata wawwwww
"ትብእስ ሓዲሮም ብኸበሮ " ኢዩ ዝብል መስለኒ ።
Thanks wedi tekabo
እቲ ዝፈትዎ ደራፋይ ትግርኛ❤
nazebena legend wedi tkabo
King of eritrean artists
Kondaf agamme ❤️ ❤️ ❤️
I can’t wait for you to sing in free hgdf Eritrea!! in Asmera
@UTMARKSSTIGEN
2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🤩🤩🤩🤩🤩🤩
@semeretesfahiwet2125
2 жыл бұрын
❤❤💓💓💪💪👍👍
Thanks bro ❤️😻❤️
የውሃንስ ናይ ሕማመይ Love you 😘😘😘😘😘😢😥
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ wedi tikabo jgna
Wedi tkabo natey kemay zfetwekan zkoralkan zhbenelkan do yhlu
King of music qedem lomis aygdn
Love you wedi tikabo❤❤❤❤
Selam deyou kemey ke welki Elkington Wow Kevin is so good for me and the girls
Legend song
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 wadi Tukbo 🥰🤩🤩🤩😘😘
King 👑👑
Welcome back wedi tkabo shkor
Legend
My king
LEGEND 👑❤️🇪🇷👈🏿
አንበሳ !!! ወዲ አንበሳ። ከም እዞም ደረፍቲ ኢና ዝብሉ ቀሸሽቲ ወጣጡ ,አርቲስቲ ኢና ዝብሉ አዋልዶም አወዳቶም ብዘይ ድምጾም ጌሮም ንነብሶም ዝቕሽሹ ከም ደርሆ እንዳነቀዉ እዝንና ሐሚምና እሞ ንዓኻን ከምኡውን ብዓብዩ ነቶም ለጀንድስ ክርእዪን ክመሀሩን ይግባእ። አነ ግን ኩሉ ግዜ እየ ዝምዕዶም ወይ ከአ ሳጀስት ይገብረሎም:ንሱ ኸአ ነቶም ደርሆታት ከይዶም ተዝደርፉሎም ይሐይሽ።
@oneday6176
2 жыл бұрын
Nay bahaki enjera alem blae
Dear Wedi Tikabo, I hope this message finds you well. I wanted to take a moment to express my admiration for your incredible talent as a poet. Your songs have touched my heart deeply, and whenever I hear them, my emotions overflow. You are undoubtedly my hero, and your work will undoubtedly survive through generations as a testament to your artistry. Your ability to mirror the current Eritrean political society in your songs is truly remarkable. Your words reflect the realities we face, allowing anyone who listens to them to see the truth. Your contribution to our society is invaluable, and I cannot commend you enough for your exceptional work. As someone born in Asmera, Eritrea and currently residing in Frankfurt am Main, I carry a deep appreciation for our culture and heritage. Your artistry embodies the essence of our people, and I am grateful to have such a talented artist representing us. Once again, thank you for your incredible job. You have left an indelible mark on our hearts and minds with your poetry and music. Warm + best regards, Tesfai Embayé from Asmara living in Germany
@TheGhimiy1
Жыл бұрын
00000000000000000000000000000
@TheGhimiy1
Жыл бұрын
Pp00000⁰0⁰⁰⁰⁰0⁰⁰⁰00⁰0⁰
@TheGhimiy1
Жыл бұрын
00
Wedi Tkabo LEGEND u are star,
ዮውሃንስ ትኳቦ ኤሪትራዊ ባሓር ስነጥበባዊ
Great
Wedi tkanbo 18 l love
Wedi tkabo 🎉🎉
WEDI TIKABO SHEKORINA NATEY NAY BEYNEBEYNEY
❤️❤️❤️👌
❤🙏🏾❤
Great Song Bro ;)
28:33 My favorite🎶🎵💗
wedi tekabo nebes neberley keberley
ትብእስ ሓዲሮም ብኸበሮ
😍😍 2022.
Tunchey ❤❤❤❤❤
What a Lyrics 🇪🇷👌
@yonatanasfaha3450
2 жыл бұрын
BNyn
@adyamtesfay8445
2 жыл бұрын
@@yonatanasfaha3450 is going to be an early evening pthere in about
@adyamtesfay8445
2 жыл бұрын
@@yonatanasfaha3450 is
@user-vr4yt2jq7w
11 ай бұрын
l Love wedi tkabo ayay takes king of king❤❤❤❤❤❤❤🎉r🎉🎉
❤️❤️🙏
ኣጓብዝ ዓድና ርእዮም ድሮ...ትብእስ ሓዲሮም ብኮቦሮ... ናይ እንዳ መን ጸማም ኢኻ...ክምስ ሓዲሮም ብከበሮ ኢልካ ትጽሕፍ። እንታይ ትርጉም ከ ይህበካ?
ዘይምኖ ደርፊ ክጥዕም
wedi tksbo the best
❤❤❤❤❤❤
Living legend ❤❤❤
@HaileabTesheme-gr4ob
10 ай бұрын
Living legend♥️
❤❤❤❤❤
❤❤❤
#ክኣስረኺ'ዶ ኣንቲ ታሃራፊት ከምዛ ውልዶ ሸዊት ፈሪሐ'ምበር ከይበልዓኺ ኣራዊት እንብዛ ምስ ኣብዛሕኺ እትው ውጽእ ፈሪሐ እንድዒ ፈሪሐ ከይረኽበኺ ዝወስድ እቲ ቁንጅናኺ እናሻዕ ክደምቕ ልበይ ምስኡ ብፍርሒ ትደርቕ እቲ ኣሳጉማኺ ዝበዝሖ ኮርዳዕ-ዳዕ ድቃስ ከሊኡኒ ተላይ እኽለ-ማይ ምብላዕ ይኣምነኺ'የ ኮ ይኣምነኺ ከም'ዛ ነብሰይ ግዳስ ሰጊአ ከይዝሩፉኺ መለይ ሓለፍቲ መንገዲ ቦግ ከየብሉኺ ሰጊአ ክኣስረኺ'ዶ ገበን ከም ዘለኺ ብቅንኢ ኣነ ካብ ዝሞተልኺ ክኣስረኺ'ዶ ኣብ'ዛ ገዛ ክሕይረኺ የዒንቲ ሰብ ከምዘይ ሪኣኺ ክኣስረኺ'ዶ ክኣስረኺ እግረ ኢድኺ ከምዘይ ትወጺ ክገብረኺ ክዓጽወኺ'ዶ ኣብታ ጸባብ ገዛ ምንጻፍ ሂበ ኣጎዛ ኣነ ክድሕን ካብ ፍርሒ ቃንዛ ክኣስረኺ'ዶ ክኣስረኺ ዝያዳይ እቲ ጽባቀኺ ጽባቐ ምስ ወሰክሉ ከም ጻሓይ ኩልዕ ኢልኺ ኣብ ዓይኒ ኩሉ የዒንቲ ኣዳም'ሞ ይትረፋ'ተን ኣንጻር ጸታኺ የዕንቲ ሄዋን ፈዚዘን ክጥምታ ንዓኺ ከም ገልገለ መስቀለ ግርማ ሕዛእቲ ከም ኮኾብ ወርሒ ድምቀት ለይቲ ድምቅምቅ ምስ በልኺ ካብ ኩለን ጎርዙ የእዳው ሰዲዶም ጎናብለ ንዓኺ ክሕዙ ሪአኺ ኣብ ሕልሚ ለይቲ(ኣቲ ጽብቅቲ) ሹዑ ካኣ ልበይ ወረሩዋ ቅንኢ'ቲ ጠፈአትኒ ኢለ ጠፈአትኒ ምጭውቲ ኮፍ በሊ ኮፍ ዝያዳ ኮፍ ኢልኺ ዕየዪ ዕዮ ገዛ ግደይ ግደኺ ክዓዮ'የ ባዕለይ ኣይትውጺ ካብ ገዛ መለይ ኮፍ በሊ ኣብ ገዛ መለይ #ዓማጺት ዓለም ቃሕ ሰም ኢለ ቃሕ ሰም ከስተብህል ጉድኺ ኣቲ ዓለም ዓለም ርአኺ ከመይ ምኳንኺ ቃሕ ሰም ኢለ እንደገና ጠሚተኺ ቃሕ ሰም ኢለ ቃሕ ሰምሰም ናባኺ ገጸይ ኣቲ ዓለም ሓቄኛ ክትመስሊ ሕግታት ኣብ ወረቀት ተስፍሪ ቡዱል ትብድሊ ቅንዕና ትቀብሪ ዓለም ኣባና ካኣ'ሞ ገለ'ለኺ ገለ ክልተ ግዜ በዲልክና ዓመጽቲ'ልኺ ታዓሚጽና ከለና ናትና ተኸላእና ኣብ ገዛእ ገዛና ገቡሩ ተባሃልና ከም ወርቂ ኣብ ሓዊ ተፈቲኑ ደቁ ከፊሉ ዝመለሰ ዋኒኑ ከመይ ኢልኺ ትብልዮ ስዲ ትፈርድዮ ቀይናን ፍርዲ ዓለም ቃሕ'ባ ኣብልየን የዒንትኺ ዓለም ኩሉ ተኮይኑ ኣብ ትሕተኺ ዓለም ኣይትፍረዲ'ባ ከም ቃሕታኺ ዓለም ገበን'ዩ ቁኑዕ ምብዳል ዓለም ጽግዒ'ባ ኩንና ጽላል ዓለም ሃብና'ኮ ኣይበልናን ዘይናትና ዓለም'ታ ናትና'ስ ግን ኣይትክልእና ጻዕራም'ዩ ህዝበይ ብዓል ኒሕ ሕግታት ዘለዎ ዝምዕድ ዝገንሕ #ሰሪ ሕመቀይ ሰብ ከሲረ ዘይትድገም ሰብ ሰብ ከሲረ ከም መጽሓፍ ትንበብ ሰብ ከሲረ ከም ወለላ ዘይትጽገብ ሰብ ከሲረ ሓቄኛ ሰብ ሰብ ንዓይ ትመስል ትርግታ ህርመት ልበይ ትሰምዕ ከም'ዛ ዓባይ ሓፍቲ ትምዕድ ትቀጽዕ ቁኑዕ መንገዳ ሕልና ዝቀለሶ ፍቕሪ እምነታ ካብ ልባ ተንግሶ ሰብ ከሲረ ሰሪ ሕመቀይ ፈጣሪት ሓጎሰይ ምንጪ ሳሓቀይ ግርህነት ዝዓብሎሎ ሰኽራም ንእስነት ሰብ ኣጥፊኡለይ ዘይትድገም ኣብ ሂወት በደለይ ገኒኑ ንግሆ ንግሆ ወጽዓ ከም ሑሱም መሰንብዓ ከይዳ(2)መኒና በቃ ኣብ ርእሰይ ገዲፋ መቀረት ዕላል ሳሓቃ ከይዳ(2)ኣርሒቃ ከይዳ ጾሎሎ ምስ ደፈንክዋ'ታ ጻዕዳ ልባ ከይዳ(2)ልበይ ሕማቅ ኣልሚዳ እምኒ የእትያትላ ግዲ'ታ ቦቅባቅ ከብዳ ሪሒቃ ምስ ገበታ ንብዓታ ሰብ ዘይገበሮ ገበን ድየ ጌረ'ታ ሰብ ከሲረ ኣነ ብሕመቀይ ንብዓት ተቀይሩ ወዮ'ቲ ሓጎስ ሳሓቀይ #Wedi Afye
@hagerablelom221
Жыл бұрын
🥀🤴😍😍😍😘😍😘😍🤒
Kondaf agamme, Do Not trust the kondaf agamme
❤
እዋይ ወዲ ትኻቦ ኣብ ዘይቮልቮላኻ ኣቲኻ ጥበብ ሒዝካያ ብደውኻ ተቐቢርካ። ደርፍታትኻ ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚ ኢኻ ተደንግጸኒ ካብ ሄሮ ናብ ዜሮ።ብዝኾነ ደርፍታትካ የስተማቅሮ የ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ❤ ሰሚዐ ኣይጸግቦን የ።
@henoktesfahanes4429
5 ай бұрын
ሕጂ'ኸ እንታይ ጎዶሎ ኢኻ ረኺብካሉ ነዛ ጥበብ ከም ቀደሙ ፈቲሉ ይሰፍያ ኣሎ ሃንሰይ ማሓውር ጥበብ ኣማእዛኒ ዎሎዶይ ንበር ክበር
@fifififi2797
5 ай бұрын
@@henoktesfahanes4429 ቀደም ደኣ እወ ኣማእዛኒ ወለዶ ኔሩ።ሕጂ ደኣ ኣሎ ድዩ ?ነበረያ ነበረ ኮይኑ።
@fifififi2797
5 ай бұрын
ቀደም ደኣ እወ ኣማእዛኒ ወለዶ ኔሩ።ሕጂ ድኣ ኣሎ ድዩ? ነበረያ ነበረ ኮይኑ.
@filmontsehaye
4 ай бұрын
@@fifififi2797ኣታ ሓወይ ሕጂ ኽኣ ከምቲ መድረኹ ከምቲ ሓደ ሓቀኛ ስነ ጥበበኛ ክኾኖ ዘለዎ ምስ ሓቂ ደው ኢሉ እቲ ኽብሃል ዘለዎ ብጥበብ ይብሎ ኣሎ ዶስ ከምቶም ኣምሰሉታት ዘየምሰለ ኢኻ ደሊኻዮ፧
@fifififi2797
4 ай бұрын
ኣየናይ ዩ እቲ ሓቂ? ዋ ኣይ ካብቲ ሓቂ ስለዝወጸ እንድዩ ካብዝነበሮ ክብርን ዝናን ሓሲሱ ዘሎ።
💕❤️❤️💗❤️💕💗❤️💕💕❤️💗
2009 fetki yu old meamory 🩷🩷🩷
አለ ኡ
6:02
😂❤
Yusuf
Wait Wait እዛ እንታይ ኢለ ክዛዝሞ እትብ ደርፊ ብኣምሓረኛ እውን ሰምዐያ ኣለኩ umm what's going on??
@henoktesfahanes4429
3 ай бұрын
Nay wedi tkabo eya Selmawit tbahal nay amharu drafit degimata ala
@user-bx7qz3qo1m
28 күн бұрын
ኣምሓሩ ኮቢ ጌይረሞ፡ ዋላ እቲ ዜማ ኣይቀየርዎን😂። ዋላ ኣነ ከማን ወዲ ትክቦ ኣምሓርኛ ክደርፍ ከሎ ድዩ ጎርዞ ተቀይሩ ኢለ።😅
Agamme agamme
Nsns
ነገር ሌላስ ከምዚ ዱ ኮይኑ
ክምስ ሓዲሮም
THANKS FOR YOUR SUPPORT LIKE AND COMMENT😘😗 AND DON'T FORGET SUBSCRIBE!! THANKS A LOT FOR WATCHING✌👈👍
✉️ + ❤️ = 💌 ❤️ + 🎀 = 💝 📦 + 🎀 = 🎁
"ክምስ" ሓዲሮም ብኸበሮ: ዘይኮነስ።ትብእስ ሓዲሮም ብኸበሮ እዪ እቲ ትሕዝቶ ናይ እቲደርፊ።
@nguse1654
2 жыл бұрын
ኢዛ ኣብ መውዳእታ ዝደርፋ ዘሎ ኣርእስታ አንታይ ትብል ተፈልታ ተኮይንካ ተሃባበረኒ በይና ኣውሪደ ክሰማ ደለ ኣለኩ
@mussietekeste7177
2 жыл бұрын
@@nguse1654 "Menesey" አብ መወዳእታ ናይ እታ ምልእቲ ቪድዩ. ከባቢ 45 ደቒቕ ዘላ ደርፊ: መንእሰይ እያ ስማ።
@nguse1654
2 жыл бұрын
@@mussietekeste7177 ትሃንክስ'ዩ መዘናይ ሳላ ዝሃተቱኩ ረኪበያ ኢንበር ኩላ ይሰምዓ ነይር። ህተት ክትፈልጥ" ትብል ምስላ ቦታኣ ረኪባ ላ ሎሚ
@dawitsamuel9570
Жыл бұрын
ቡዙሕ ኣሎ ጎዶሎ,,,,,፡ኣጻሓሕፋ።
@godislove8670
Жыл бұрын
@@nguse1654 m?oi
❤❤❤
❤
❤❤❤