wedi haji and habtay desale VS wedi hajaj giz ina aykonan 🤔

Пікірлер: 19

  • @bekitaabeker8219
    @bekitaabeker82199 ай бұрын

  • @alhajalhaj9133
    @alhajalhaj9133 Жыл бұрын

    ابشر ابشر والله مافي كلام جميل شديد يا ودحجاج حبيبي 👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Eritrea. And. Etihopea. Is. Thé. Best. Way.

  • @Rasha216
    @Rasha216 Жыл бұрын

    ودحاجج Thenkiyou

  • @amra5753
    @amra5753 Жыл бұрын

    Good. Morning. You are. Righte. All

  • @mohamedmussa8451
    @mohamedmussa845110 ай бұрын

    ማሕበር ዓሌትነት😂

  • @salhmahamednur5051
    @salhmahamednur5051 Жыл бұрын

    ابشر ي ودحجاج معك اخوانك

  • @fayedhumad2671
    @fayedhumad2671 Жыл бұрын

    ابشري يا بطل عثمان ولد حجاج موجودين معك وراك وقدامك ابشر

  • @Elum7
    @Elum7 Жыл бұрын

    ود حجاج لااسد فارس ود فارسوتات

  • @findme939
    @findme939 Жыл бұрын

    Wadi hajaj king 🤴 🙌 ❤ ♥ 💙 ✨

  • @baqr4383
    @baqr4383 Жыл бұрын

    Guhafat hatelatat

  • @Rose-jf8mx
    @Rose-jf8mx Жыл бұрын

    Wedi hajaj anbesa

  • @gurumsele8965
    @gurumsele8965 Жыл бұрын

    ወዲ ሓጃጅ ስርቂ ግደፍ ትግሬ ኣስሊ ግእዝ ኢ ዩ።ስርዓት ኢሰያስ ንኹሉ ኤሕቢሩ ዝቐተለ ኢ ዩ። ቅድሚ ሕጂ ዝበደልኩሞ ንህዝቢ ትግሬ ይኣክል። ሶዳን እንታ መጹ ዲቂ ካሳ ኢልኩም ትሽምጥጡዎም ነይርኩም። ብሓይሊ ምስልምና ከም ዝቐበሊ ጌርኩም። ትግሬ ካብ ዓዲ ኤዕራብ ኣይመጸን ቀንዲ ወዲ ኣባት ኢዩ ጌና ክንቃለሰኩም ኢና። ወዲ ሓጃጅ ኣዋዕ ነብሰግ።

  • @baqr4383

    @baqr4383

    Жыл бұрын

    Guhaf shifta dedebit

  • @eritreatibarekx4013

    @eritreatibarekx4013

    Жыл бұрын

    @@baqr4383 ንስኻ ኢኻ ደደቢት፣ ነቲ መሰረት ናይ ኤርትራ ዝኾነ ንኾርዐሉ ህዝቢ ትግረ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣብ ካብ ሙሉእ ኣፍሪቃ ኣብ ጽሑፍ ዝሰፍር ቋንቋ ዘለዎ ሕፍሩርን ክቡርን ህዝቢ፣ ዐረብ ኢዩ ክትብል ከለኻ፣ ሐደ ሰራቒ ንክቡር ህዝቢ ትግረ ተሕስር ሎቕማጽ ዐጋመ። ትግረ ኩርዐትን ህዝብን ናይ ኤርትራና ክሳብ ዝኾኑ፣ ክሳብ ተረዲእኩም ብመንነትኩምን ህዝብኹምን ትኾርዑ ኣይንገድፈኩምን ኢና፣ ንኸምብዐል ወዲ ሐጃጅ ልክዖም ኣትሒዝና ምስ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላም ክንነብር ኢና። ኤርትራና ምስ ት ሽዐተ ብሄራታ መመሊሳ ትባረኽ። ዘል ኣለማዊ ዝክሪ ንስዋትና፣ ዐወት ንሐፋሽ።

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Жыл бұрын

    ክገርመኩም ነዚ ወዲ ሐጃጅ ዐቢ ክብረት ኢዩ ኔሩኒ። ሐደ ጅግና ኢንታይነቱን ክብሩን ካብ ኣፍ ኣንበሳ ይምንጥልምበር፣ ብሰንኪ ስንፍንኡ ህዝቡ ለኪሙ ካብ መንነቱ ኣይሃድምን ኢዩ። ትግረ ናይ ኤርትራና ዐንዲ ሕቖ መሰረት ግእዝ፣ ኣዝዩ ዘኹርዕ መንነት ገዲፉስ፣ ዐረብ ክብል ክሰምዖ ከለኹ፣ ኣዝየ ክንድቲ ዘኽብሮ ዝንበርኩ ኢየ ኒዒቐዩ። ኣነስ ዋላኳ ትግርኛ ይኹንምበር ፣ መላእ ቋንቋ ኤርትራ ትግረ ተዝኸውን ምመረጽኩ። ኤርትራና ምስ ኩሉ ህዝባ ትባረኽ። ወዲ ሐጃጅ ኢሳያስ ኣስላም ጥራይ ኣይኮነን ኣሲሩ ንኹሉ ኣንብ መገዱ ዝዐንቀፎ ኢዩ ዝአስር። ዝበዝሑ ኣስላም ተዐንቂፎሞ ኣስላም ይአስር፣ ዝበዝሑ ክርስቲያን ተዐንቂፎ ክርቲያን ይይአስር። ኢሱ ኣምበሳ ንሱን ዕላምኡን ኢዩ ዝፈልጥ፣ ኣብ መገዱ ተጸኒሕካ ትዕጸድ። ከምዚ ከማኻ ወዲ ሐጃጅ ንማንን ነገር መንነቱን ዕላምኡን ቋንቁኡን ኣይልውጥን ኢዩ። ሎምስ ድማ ትግረ ገዲፍካስ ዐረብ ክትከውን፣ ኢቶም ዝስዕቡኻ ይገዱ።

Келесі